Category: ዜና ኤርትራ

1 176 177 178 179 180 635 1780 / 6341
Egypt Cancels A Proposed Eritrean President State Visit

Egypt Cancels A Proposed Eritrean President State Visit

Radio Erena: 14 April 2021 Egypt had canceled a state visit requested by the Eritrean president in last November. Diplomatic sources confirm [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ከተማ ዓድዋ፣ ብዝኸፈቶ ሃንደበታዊ ቶዅሲ፣ ሓያሎ ሰላማውያን ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ኮይኖም

ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ከተማ ዓድዋ፣ ብዝኸፈቶ ሃንደበታዊ ቶዅሲ፣ ሓያሎ ሰላማውያን ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ኮይኖም

Radio Erena: 14 April 2021 ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ፣ ከተማ ዓድዋ፣ ብሰኑይ 12 ሚያዝያ፣ ብዝኸፈቶ ሃንደበታዊ ቶዅሲ፣ ሓያሎ ሰለማውያን ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ከምዝኾኑ ዝተፈላለዩ ወገናት ካብታ ከተ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝሓለፈ ወርሒ ናብ ግብጺ ክበጽሕ ዘቕረቦ ጠለብ፣ ግብጺ ናብ ካልእ እዋን ኣሰጋጊራቶ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝሓለፈ ወርሒ ናብ ግብጺ ክበጽሕ ዘቕረቦ ጠለብ፣ ግብጺ ናብ ካልእ እዋን ኣሰጋጊራቶ

Radio Erena: 13 April 2021 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ናብ ግብጺ ንምብጻሕ ዘቕረቦ ጠለብ፣ ብወገን ግብጺ ተቐባልነት ከምዘይረኸበ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ [...]
ኣብ ውድድር ማራቶን ቶስካና፣  ብደረጃ ኤርትራ፡ ካልኣይ ዝበለጸ ሃገራዊ ክብረወሰን ማራቶን ተመዝጊቡ

ኣብ ውድድር ማራቶን ቶስካና፣ ብደረጃ ኤርትራ፡ ካልኣይ ዝበለጸ ሃገራዊ ክብረወሰን ማራቶን ተመዝጊቡ

Radio Erena: 13 April 2021 ኤርትራውያን ኣትሌታት፣ ብሰንበት 11 ሚያዝያ፣ ኣብ ኢጣልያ፣ ሴና ኣብ ዝተኻየደ ኣህጉራዊ ቅድድም ማራቶን ዚያመን ቶስካና ካምፕ ግሎባል ዝምስገን ውጽኢት ኣምጺኦም። ኣብ'ዚ ኬንያዊ [...]
ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ከይምውል ዳይረክተር ኣህጉራዊ ትካል ንሰላም ጸዊዑ

ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ከይምውል ዳይረክተር ኣህጉራዊ ትካል ንሰላም ጸዊዑ

Radio Erena: 13 April 2021 ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ዝህቦ ምወላ ከቛርጽ ዳይረክተር ኣህጉራዊ ትካል ንሰላም ጸዊዑ። ዳይረክተር ናይቲ World Peace Foundation ዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካል፣ ኣሌክስ ደ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዘነጻጸረ ግፋን መጭወይትን ይቕጽል ከምዘሎ ተሓቢሩ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዘነጻጸረ ግፋን መጭወይትን ይቕጽል ከምዘሎ ተሓቢሩ

Radio Erena: 12 April 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ትግራይን፣ ንኤርትራውያን ዘነጻጸረ ግፋን መጭወይትን ይቕጽል ከምዘሎ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። ኣቐዲሙ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጥራይ ክካየድ ዝ [...]
ጂቡቲ፣ እስማዒል ዑመር ገለ፣ 98.5% ድምጺ ብምርካብ ንመበል ሓሙሻይ እዋኑ ፕረዚደንት ንምዃን ተዓዊቱ

ጂቡቲ፣ እስማዒል ዑመር ገለ፣ 98.5% ድምጺ ብምርካብ ንመበል ሓሙሻይ እዋኑ ፕረዚደንት ንምዃን ተዓዊቱ

Radio Erena: 11 April 2021 ኣብ ጂቡቲ፣ ብዓርቢ 09 ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፣ ን22 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ፣ ንመበል ሓሙሻይ እዋኑ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ። [...]
37 ማሕበራት ግብረ ሰናይ፣ መንግስቲ ማልታ ጉዳይ’ቶም ደሃይ ዘጥፍኡ ልዕሊ 100 ስደተኛታት ምላሽ ክህብ ጥርዓን ኣቕሪቦም

37 ማሕበራት ግብረ ሰናይ፣ መንግስቲ ማልታ ጉዳይ’ቶም ደሃይ ዘጥፍኡ ልዕሊ 100 ስደተኛታት ምላሽ ክህብ ጥርዓን ኣቕሪቦም

Radio Erena: 11 April 2021 37 ማሕበራት ግብረ ሰናይ፣ መንግስቲ ማልታ ጉዳይ’ቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ደሃይ ዘጥፍኡ ልዕሊ 100 ስደተኛታት ምላሽ ክህብ ጥርዓን ኣቕሪቦም። እቶም ደቀንስትዮን ህጻናትን ዝርከብዎም [...]
1 176 177 178 179 180 635 1780 / 6341