Category: ዜና ኤርትራ

1 168 169 170 171 172 634 1700 / 6340
ኤርትራ፣ ተኣስሮም ዝጸንሑ ኣስታት 50 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኤርትራ፣ ተኣስሮም ዝጸንሑ ኣስታት 50 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: 04 June 2021 ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ 4 ዓመታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣስታት 50 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም። እቶም የመናውያን፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ካብ ከተማ ዓደን ዘምጻቶም ምንባሮም ዝሓበሩ [...]
ትግራይ፣ ብሰንኪ ኵናት ካብ ስድራቤታቶም ዝተበታተኑ ልዕሊ 6 ሽሕ ቆልዑ ከምዝመዝገበ UNICEF ኣፍሊጡ

ትግራይ፣ ብሰንኪ ኵናት ካብ ስድራቤታቶም ዝተበታተኑ ልዕሊ 6 ሽሕ ቆልዑ ከምዝመዝገበ UNICEF ኣፍሊጡ

Radio Erena: 03 June 2021 ኣብ ትግራይ፣ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ካብ ስድራቤታቶም ዝተበታተኑ ልዕሊ 6 ሽሕ ቆልዑ፣ ህጹጽ ሓገዝ ንምርካብ ከምዝተመዝገቡ ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ- ዩኒሴፍ ኣፍሊጡ። ኣብ ብዙ [...]
“ኣብ ኣስመራ፣ መቓብር ጸጸራት ዝርከብ ኣስከሬናት ኣልዒልኩም ነናብ ዓድኹም ምውሳድ እቲ ዝሓሸ’ዩ።” ወንጌላዊት ሉተራዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ

“ኣብ ኣስመራ፣ መቓብር ጸጸራት ዝርከብ ኣስከሬናት ኣልዒልኩም ነናብ ዓድኹም ምውሳድ እቲ ዝሓሸ’ዩ።” ወንጌላዊት ሉተራዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ

Radio Erena: 03 June 2021 ኣብ ኣስመራ፣ ከባቢ ጸጸራት ኣብ ዝርከብ መቓብር፣ ዓሪፉ ዘሎ ሬሳታት፣ ተፋሒሩ ክልዓል መንግስቲ ድሕሪ ዘሕለፎ ትእዛዝ፣ ኣብ ወሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝርከቡ ኣመንቲ ሬሳታቶም ፍሒሮም ናብ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንስደተኛታት ዓለም ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ንምውድዳር የንቅዱ

ስዊዘርላንድ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንስደተኛታት ዓለም ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ንምውድዳር የንቅዱ

Radio Erena: 03 June 2021 ኣብ ስዊዘርላንድ ዝርከቡ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንስደተኛታት ዓለም ብምውካል፣ ኣብ ጃፓን ኣብ ዝካየድ ኦሎምፒክ ቶክዮ ንምውድዳር ኣንቒዶም ኣለዉ። እቶም ሉና ሰለሙን፣ ሃብ [...]
ንሰበ ስልጣን መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብምሉኦም ቪዛ ከይወሃብ መምርሒ ከምዝበጽሖ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ

ንሰበ ስልጣን መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብምሉኦም ቪዛ ከይወሃብ መምርሒ ከምዝበጽሖ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 01 June 2021 ንናይ ቀደም ይኹን ናይ ሕጂ ሰበ ስልጣን መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ንብምሉኦም ናብ ኣመሪካ ዘእቱ ቪዛ ከይወሃብ መምርሒ ከምዝበዝሖ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። [...]
ቀጠር፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝነበራ ጽልዋ ንምምላስ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊጹ

ቀጠር፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝነበራ ጽልዋ ንምምላስ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 01 June 2021 ቀጠር፣ ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝነበራ ጥቡቕ ዝምድና፣ ዳግም ንምምላሱ ትሰርሕ ከምዘላ ዲፕሎማሰኛታት ሓቢሮም። እታ ኣብ ወሽመጥ ዓረብ እትርከብ ሃገር፣ ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከብ ደሴት ማዕዩን ናይ የመን፣ ወትሃደራዊ መዓስከር ትሃንጽ ኣላ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከብ ደሴት ማዕዩን ናይ የመን፣ ወትሃደራዊ መዓስከር ትሃንጽ ኣላ

Radio Erena: 01 June 2021 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ደሴት ማዕዩን ናይ የመን፣ ወትሃድራዊ መዓስከር ትሃንጽ ከምዘላ ተሓቢሩ። እቲ ብምስጢር ክህነጽ ዝጀመረ ወትሃደራዊ መዓስከር፣ ክሳብ 18 ግንቦት ዝበዝሐ [...]
Can Visa Restriction Stop Atrocities in Northern Ethiopia?

Can Visa Restriction Stop Atrocities in Northern Ethiopia?

Radio Erena: 31 May 2021 On May 23, the U.S. Department of State announced a visa restriction on “any current or former Ethiopian or Eritrean g [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ትካላት ንልዕሊ ሓደ ዓመት ተቛሪጹ ዝጸንሐ ኢንተርነት ዳግም ይጅምር

ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ትካላት ንልዕሊ ሓደ ዓመት ተቛሪጹ ዝጸንሐ ኢንተርነት ዳግም ይጅምር

Radio Erena: 31 May 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ትካላትን ኢንተርነት ካፈታትን ንልዕሊ ሓደ ዓመት ተቛሪጹ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዳግም ይጅምር ኣሎ። ኣቐዲመን ኣገልግሎት ኢንተርነት ዝጸንሐን 'ሞ ምስ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ተወሳኺ እገዳታት ከተንብር ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ተወሳኺ እገዳታት ከተንብር ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 31 May 2021 ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ልዕሊ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ተወሳኺ እገዳታት ከንብር ከምዝኽእል ዝተፈላለዩ ወገናት ገሊጾም። ኣቐዲሙ ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን ክልትኤን ሃገራት፣ ናይ [...]
1 168 169 170 171 172 634 1700 / 6340