Category: ዜና ኤርትራ
ኤርትራውያን ዝርከብዎም 133 ስደተኛታት፣ ካብ ሊብያ ናብ ሩዋንዳ ግዒዞም
Radio Erena: 18 July 2021
ኤርትራውያን ዝርከብዎም 133 ስደተኛታት፣ ካብ ሊብያ ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ንምጥያስ ናብ ሩዋንዳ ግዒዞም።
እቶም ብዓርቢ 16 ሓምለ ብነፋሪ ዝገዓዙ ስደተኛታት ካብ ወርሒ ሚያዝያ ኣትሒዞም ኣብ [...]
መ.ኢትዮጵያ፣ ተወላዶ ትግራይ ብኣልማማ ናይ ምእሳር ስጉምቲ ደው ከብል ዝጽውዕ ጥርዓን ቀሪቡ
Radio Erena: 18 July 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ንዝነብሩ ተወላዶ ትግራይ ብኣልማማ ናይ ምእሳር ስጉምቲ ደው ከብል ዝጽውዕ ጥርዓናት፣ ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ተጣበቕቲ መሰላት ይቐርብ ኣሎ።
[...]
ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ንዝሓዝዎም ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣጽዋር ኣብ ምምልላስ ኣዋፊሮሞም
Radio Erena: 16 July 2021
ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ንዝሓዝዎም ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ምስ ሓይልታት ኣምሓራ ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ንዝማረኽዎ ኣጽዋርን ንብረታትን ኣብ ምምልላስ፣ ኣ [...]
ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከባቢ ሽረ ከምዝተኣስሩ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ
Radio Erena: 14 July 2021
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣብ ከባቢ ሽረ ከምዝተኣስሩ፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን ላዕለዋይ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፣ ፍሊፖ ግራንዲ ኣረጋጊጹ።
ኮሚሽነር ግራን [...]
ኣብ ዓበይቲ መድረኻት ዓለምና፣ ዎርልድ ቱር ቲም ናይ ዝቐዳደሙ ብዝሒ ኤርትራውያን፡ ሓሙሽተ በጺሑ
Radio Erena: 14 July 2021
ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ዎርልድ ቱር ቲም ተጠርኒፎም ዝወዳደሩ ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ፡ ሓሙሽተ በጺሑ።
ኣብዚ ዓመት'ዚ ብ3 ኤርትራውያን ዝጀመረ ብዝሒ ናይቶም ኣብ ምስ ናይ ዓ [...]
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ኣብ መደብ ክታበት ኮረና ቫይረስ ወይ ኮቫክስ ዘይተጸንበራ ሃገራት ኤርትራን ብሩንድን ጥራይ ተሪፈን
Radio Erena: 12 July 2021
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ኣብ መደብ ክታበት ኮረና ቫይረስ ወይ ኮቫክስ ዘይተጸንበራ ሃገራት ኤርትራን ብሩንድን ጥራይ ተሪፈን።
ኣቐዲመን፣ ኣብቲ ብውድብ ጥዕና ዓለም ዝተማእከለ፣ ክታበት ጸረ ኮ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሰልፊ ብልጽግና ብዓብላሊ ድምጺ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ
Radio Erena: 09 July 2021
ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ ሰልፊ ብልጽግና፣ ኣብ ምርጫ ከምዝተዓወተ ብወግዒ ተገሊጹ።
ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ቀዳም 10 ሓምለ ኣብ ዝሃቦ ወግዓዊ ውጽኢት ምርጫ፣ ሰልፊ ብልጽግና [...]
‘መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንህዝቢ ትግራይ ብጥሜት ጅሆ ንምሓዙ ይሰርሕ ኣሎ።’ ኮሚሽነር ሕብረት ኤውሮጳ
Radio Erena: 09 July 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝኣወጆ በይናዊ ምቁራጽ ቶኽሲ፣ ንትግራይ ኣብ ከበባ ብምእታው ንህዝቢ ግዳይ ጥሜት ንምግባሩ ዘንቐደ'ዩ ክብል፣ ኮሚሽነር ምሕደራ ቅልውላው ሕብረት ኤውሮጳ: ጃኔዝ ሌናር [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣስታት 80 ኤርትራውያን ሰጕጓ
Radio Erena: 08 July 2021
ስዑዲ ዓረብ፣ ዝሰጎጎቶም ኣስታት 80 ኤርትራውያን ዝሓለፈ ቅንያት ናብ ኤርትራ ከምዝኣተዉ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
እቶም ብመርከብ ዝኣተዉ ኤርትራውያን፣ መብዛሕትኦም መንበሪ ፍቓድ ወይ ኢ [...]
ኢትዮጵያ፣ ውሽጣዊ ይኹን ግዳማዊ ዶባታ (ክልላታ) ካብ ቅዋም ወጻኢ ብሓይሊ ከይትቕይር ኣመሪካ ጸዊዓ
Radio Erena: 06 July 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኩሎም ወገናት ተጻብኦታት ከወግዱን፣ ቀዋሚ ምቁራጽ ተዅሲ ንምትግባር ኣብ ስምምዕ ክበጽሑን ኣመሪካ ጸዊዓ።
እታ ሃገር ነዚ ጻውዒት ዘቕረበት፣ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመ [...]