Category: ዜና ኤርትራ
ንኤርትራ ዝገለለ፣ እስራኤል ድማ ንመጀመርያ እዋና ዝተጸንበረቶ ሓባራዊ ወትሃድራዊ ልምምድ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 03 February 2022
እስራኤል ንመጀመርያ እዋና ዝተጸንበረቶ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓያሎ ሃገራት፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ካብ 31 ጥሪ ጀሚሩ ዝካየድ ዘሎ፣ 'ኣህጉራዊ ክሊ ማይ' ዝ [...]
ኣብ ጉዳይ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዝዝቲ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት’ቲ ዞባ ኣብ ኡጋንዳ ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 02 February 2022
ኡጋንዳ፣ ኣብ ጉዳይ 'ቲ ኣብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዘሎ ኩነታት ዝዝቲ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት እቲ ዞባ ንምእንጋድ ተዳልያ ከምዘላ ኣፍሊጣ።
ፕረዚደንት እታ ሃገር፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ [...]
UCI ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ደረጃታት፡ ኤርትራ ብሃገር ቢንያም ግርማይ ድማ ብውልቂ ቀዳማይ ቦታ ሒዞም
Radio Erena: 01 February 2022
ማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፡ ማለት ዩ.ሲ.ኣይ. ሎሚ ባሕቲ ለካቲት ኣብ ዘውጽኦ ደረጃታት፡ ኤርትራን ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም INTERMARCHÉ WAN [...]
ኣስመራ፣ ብሞባይል ስእልታት ዘልዕሉ ዝነበሩ መንእሰያት ተኣሲሮም
Radio Erena: 31 January 2022
ኣብ ኣስመራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ብሞባይል ኣሳእል ክወስዱ ዝተራእዩ ሓያሎ መንእሰያት ከምዝተኣስሩ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።
እቶም ኣብ ከባቢ ኣኽርያ፣ ቤተ ክርስ [...]
ኣብ ኤርትራ ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዱ፣ ክልተ እዋን ንዝተማረኸ ኮለነል በዛብህ ጴጥሮስ፣ 45 ሚልዮን ብር ዝወድአ ሓወልቲ ተሃኒጽሉ
Radio Erena: 30 January 2022
ኣብ እዋን ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ፣ ድሒሩ ድማ ኣብ 1998 ኣብ ዝተወልዐ ኵናት ኤርትራን ኢትዮጵያን-1998፣ ደብዳብ ነፈርቲ ንምክያድ ናብ ኤርትራ ወፊሩ፣ ክልተ እዋን ንዝተማረኸ [...]
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ኣብቲ ዞባ ከቢድ ስግኣት ፈጢራ
Radio Erena: 30 January 2022
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ኣብቲ ዞባ ከቢድ ስግኣት ፈጢራ ከምዘላ ተገሊጹ።
ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ፣ ንኣህጉራዊ ትካል ሓምላይ ሰላም ብጥቃስ ኣብ ዘውጸኦ ሓ [...]
ኤርትራ፣ ‘ረቋሒታት ሕክምና’ ከተማልእ ብዘይምኽኣላ ካብ ዙር ርዋንዳ 2022 ተኣጊዳ
Radio Erena: 28 January 2022
ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ: ኣብ'ቲ ካብ 20 ክሳብ 27 ለካቲት 2022 ዝሰላሰል መበል 14 ዙር ርዋንዳ ከም ዘይትሳተፍ ተፈሊጡ::
ብመሰረት ሎሚ ዓርቢ 28 ጥሪ [...]
ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውድድር ማዮካ ቻሌንጅ ቀዳማይ ብምውጻእ ተዓዊቱ
Radio Erena: 27 January 2022
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ክለብ Intermarché - Wanty - Gobert Matériaux ቢንያም ግርማይ፡ ሎሚ ሓሙስ 27ጥሪ 2022 ኣብ ስጳኛ ንካልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝ [...]
‘ግብጺ፣ 24 ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም መሊሳ’
Radio Erena: 27 January 2022
መንግስቲ ግብጺ፣ ምስጓግ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ይቕጽሎ ኣሎ ክብል ሁማን ራይትስ ዎች ወቒሱ።
እቲ ኣህጉራዊ ተጣባቒ ትካል፣ ብ27 ጥሪ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ተወሳኺ ከቢድ ደርቂ ከምዝተኸስተ ተገሊጹ
Radio Erena: 27 January 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዘይካ'ቲ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ንጥሜት ተቓሊዑ ዘሎ ሚልዮናት ህዝቢ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን'ውን ኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ብደርቂ ተጠቒዖም ከምዘለው [...]