Category: ዜና ኤርትራ
ቱርኪ፣ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ሓተቲ ዑቕባን 4 ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂሰብን ብፖሊስ ተታሒዞም
Radio Erena: 16 May 2022
ፖሊስ ቱርኪ፣ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ሓተቲ ዑቕባን ኣርባዕተ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲን ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እቶም ሓተቲ ዑቕባ፣ ናብ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሰራዊት ወጻኢ ሃገራት ክስሕብ ደጊሙ ጸዊዑ
Radio Erena: 16 May 2022
ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሰራዊት ወጻኢ ሃገር ክስሕብ ሕብረት ኤውሮጳ ደጊሙ ከምዝጸውዐ፣ ወኪል ናይቲ ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሮላንድ ኮብያ ኣፍሊጡ።
ንሱ ብ14 ግንቢት፣ ብትዊተር [...]
ሶማል፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ
Radio Erena: 15 May 2022
328 ኣባላት ፓርላማ ሶማል፣ ሎሚ ሰንበት 15 ግንቦት ኣብ ዘካየድዎ ሰለስተ ዙር ዘካተተ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት መሪጾም።
ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ፕረዚደንት ዝነበረ፣ ሓሰን ሸኽ ማሕ [...]
ብሪጣንያ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ናብ ሩዋንዳ ክትሰድድ ንዝገበረቶ ስምምዕ ዝቃወም ወግዓዊ ክሲ ተመስሪቱ
Radio Erena: 15 May 2022
ብሪጣንያ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ናብ ሩዋንዳ ክትሰድድ ንዝገበረቶ ስምምዕ ዝቃወም ወግዓዊ ክሲ ተመስሪቱ።
እቲ ብ10 ግንቦት ዝቐረበ ክሲ፣ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ብሪጣንያ ወይ ሆም ኦፊስ፣ ንኣ [...]
ናይ ቀዳም 14 ግንቦት 2022 ፈነወ ራድዮ ኤረና
Radio Erena: 14 May 2022
Radio Erena · ቀዳም 14 ግንቦት 2022
[...]
ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ጉግል ክትርጎምን ክትርጉምን ጀሚሩ
Radio Erena: 12 May 2022
ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ጉግል ክትርጎምን ክትርጉምን ከምዝጀመረ ማሕበረሰብ ምትርጓም ጉግል (Google translate) ሓቢሩ።
ቋንቋ ትግርኛ ምስ 24 ካልኦት ቋንቋታት ኣብ ምትርጓም ጉግ [...]
ኤርትር ዝመበቆላ ፕሮፌሰር ኣስመረት፣ ዳይረክተር ቤት ጽሕፈት ስነ-ፍልጠት ኣመሪካ ኮይና
Radio Erena: 12 May 2022
ባይቶ(ሰኔት) ሕ.መ.ኣመሪካ፣ ኤርትራ ንዝመበቆላ፣ ፕሮፌሰር ኣስመረት ኣሰፋው በርሀ ዳይረክተር ቤት ጽሕፈት ስነ-ፍልጠት(ሳይንስ) ኣብ ፈደረላዊ ክፍሊ ጸዓት ክትከውን ኣጽዲቑ::
ፕሮፌ [...]
ኤርትራ፣ ብናጽነት ፕረስ፣ ሎሚ ዓመት’ውን ንሰሜን ኮርያ ጥራይ በሊጻ ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ
Radio Erena: 10 May 2022
ኤርትራ፣ ብናጽነት ፕረስ፣ ካብ 180 ሃገራት ዓለም፣ ንሰሜን ኮርያ ጥራይ በሊጻ ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ።
ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ፣ ብምኽንያት 3 ግንቦት ተዘኪሩ ኣብ ዝወዓለ መዓልቲ ናጻፕ [...]
ቢንያም ግርማይ መን’ዩ?
Radio Erena: 10 May 2022
https://www.youtube.com/watch?v=tyKcnkqZfGc [...]
ኣብ መንጎ ሰራዊት ኤርትራን ሓይልታት ትግራይን ውግእ ተኻይዱ
Radio Erena: 09 May 2022
ኣብ መንጎ ሰራዊት ኤርትራን ሓይልታት ትግራይን ውግእ ተኻይዱ።
እቲ ናብ 8 ግንቦት ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፣ ኣብ ከባቢታት ባድመን ራማን፣ ብደብዳብ ከቢድ ብረት ዝተወልዐ ውግእ፣ ንኣስታት [...]