Category: ዜና ኤርትራ

1 113 114 115 116 117 634 1150 / 6332
ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ 50 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ 50 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: 25 July 2022 ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ 50 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ናብ ዓዶም ተፋንዮም። እቶም ካብ ካብ ክልተ ሰሙን ክሳብ ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ተታሒዞም ዝጸንሑ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ብ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ከም መቐጸልታ ናይዚ ዞባ ዑደቱ ናብ ግብጺ ኣትዩ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ከም መቐጸልታ ናይዚ ዞባ ዑደቱ ናብ ግብጺ ኣትዩ

Radio Erena: 25 July 2022 ናይ ጎረባብቲ ሃገራት ዑደቱ ብኤርትራ ዝፈለመ ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ናብ ግብጺ ኣትዩ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ25 ሓምለ ናብ ካይሮ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ኣብ ኩሉ መዳያዊ ዝም [...]
‘ንኤርትራ ብቀይሕ ምንጸፍ ምትእንጋድ ጌጋ ኢዩ።’ ሽወደናዊት ፖለቲከኛ

‘ንኤርትራ ብቀይሕ ምንጸፍ ምትእንጋድ ጌጋ ኢዩ።’ ሽወደናዊት ፖለቲከኛ

Radio Erena: 25 July 2022 'ንኤርትራ ብቀይሕ ምንጻፍ ምትእንጋድ ጌጋ'ዩ' ክትብል፣ ኦሳ ኒልሶን ሶደርስትሮም ዝተባህለት ሽወደናዊት ፖለቲከኛ ገሊጻ። እታ ንሰልፊ ሊበራል ብምውካል፣ ኣብ ባይቶ ከተማ ስቶኮልም [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣንጸላልዩ ንዘሎ ሓደጋ ደርቂ ንምምካት ኣስታት 1.2 ቢልዮን ዶላር ክትልግስ ተመባጺዓ

ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣንጸላልዩ ንዘሎ ሓደጋ ደርቂ ንምምካት ኣስታት 1.2 ቢልዮን ዶላር ክትልግስ ተመባጺዓ

Radio Erena: 25 July 2022 ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሚልዮናት ሰባት ግዳያት ጌሩ ንዘሎ ሓደጋ ደርቂ ንምምካት 1.18 ቢልዮን ዶላር ክትልግስ ምዃና፣ ዳይረክተር USAID፣ ሳማንታ ፖወር ኣፍሊጣ። ካብ 22 [...]
ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ንክፍትሑ፣ ው.ሕ.ሃ. ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ጸቕጢ ክገብር ጻውዒት ቀሪቡ

ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ንክፍትሑ፣ ው.ሕ.ሃ. ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ጸቕጢ ክገብር ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 24 July 2022 መንግስቲ ኤርትራ ኣሲሩዎም ዘሎ ጋዜጠኛታት ደሃዮም ከፍልጥ ዝጽውዕ ጥርዓን፤ ናብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ቀሪቡ። ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ፤ ኮሚቴ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት፤ ፐን ኢንተርናሽናልን ካልኦት [...]
‘ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል፣ ዝተታሕዝሉ ኩነታት ‘ባርነት’ዩ’ ክብል ጋረወ ገሊጹ

‘ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል፣ ዝተታሕዝሉ ኩነታት ‘ባርነት’ዩ’ ክብል ጋረወ ገሊጹ

Radio Erena: 22 July 2022 ካብ 2019 ኣትሒዞም፣ ንታዕሊም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል፣ ዘለውዎ ኩነታት ባርነት'ዩ ክብል ሓደ ካብ ዓበይቲ መርበባት ዜና እታ ሃገር፣ ጋረወ ገሊጹ። እቲ መርበብ ዜና [...]
ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ንኣስታት 3 ዓመታት ዝገበሩ ወትሃደራት፣ ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዘይክኣልሉ ምኽንያት ኣዘራራቢ ኮይኑ

ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ንኣስታት 3 ዓመታት ዝገበሩ ወትሃደራት፣ ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዘይክኣልሉ ምኽንያት ኣዘራራቢ ኮይኑ

Radio Erena: 21 July 2022 ኣብ ሶማል፣ ጉዳይ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ንኣስታት 3 ዓመታት ዝገበሩ ወትሃደራት ሓደ ካብ ዓበይቲ መዘራረቢ ኣርእስታት ኮይኑ ከምዘሎ መርበባት ዜና ሓቢረን። ካብ ናይ ኤርትራ ዑደቱ ዝተመልሰ ፕ [...]
Tigray Liberation Front Picks its Representative to the Talks with the Government

Tigray Liberation Front Picks its Representative to the Talks with the Government

  Radio Erena, News, 20 July 2022 Tigray Liberation Front has selected its representatives to the forthcoming talks with the federal go [...]
‘ህወሓት፣ ኣብ ዝርርብ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝውክልዎ ሰባት መሪጹ’

‘ህወሓት፣ ኣብ ዝርርብ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝውክልዎ ሰባት መሪጹ’

Radio Erena: 20 July 2022 ህዝባዊ ወያነ ሓርንነት ትግራይ፣ ኣብ ዝርርብ ምስ መንግስቲ ኢትዮዮጵያ ዝውክልዎ ሰባት ከምዝመረጸ፣ ንኣፈኛ ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንስ ፈረንሳ ሓቢሩ። [...]
ሻምፕዮን ዓለም ግርማይ ገብረስላሴ፣ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ልምምድ ኣካይዱ ከብቅዕ ኣብ ማራቶን ኦሪገን ዘይምስታፉ፣ ኣሰልጣኒኡ ዝተሰምዖ ቅሬታ ገሊጹ

ሻምፕዮን ዓለም ግርማይ ገብረስላሴ፣ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ልምምድ ኣካይዱ ከብቅዕ ኣብ ማራቶን ኦሪገን ዘይምስታፉ፣ ኣሰልጣኒኡ ዝተሰምዖ ቅሬታ ገሊጹ

Radio Erena: 19 July 2022 ኣብ ኣመሪካ፣ ኦረገን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም፣ ኣብ ውድድር ማራቶን ተስፋ ዝተነብረሉ ኤርትራዊ ኣትለት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ልምምድ ኣካይዱ ከብቅ [...]
1 113 114 115 116 117 634 1150 / 6332