Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሰለስተ ውልቀ ሰባት ብምስግጋር ደቂ ሰብ ብተኣሳሰር ክሲ ተታሒዞም
ሓይልታት ጸጥታ ሊብያ፣ ምስቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዘጋጠመ ከባቢ 200 ሰባት ዝቐተለ ሓደጋ ባሕሪ፣ ምትእስሳር ኣለዎም ዝበልዎም ሰለስተ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተዉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቶም [...]
ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ህይወቶም ዝሰኣኑ ስደተኛታት ናብ 119 ክብ ኢሉ
ቁጽሪ ናይቶም ብዓርቢ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ህይወቶም ዝሰኣኑ ስደተኛታት ናብ 119 ክብ ከምዝበለ ካብ ሊብያ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቶም ዜጋታት ሶርያ ምዃኖም ዝተነግረሎም ስደተኛታት ኣብ ክልተ ጀላቡ ዝነበሩ ኮይኖም [...]
ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዳግማይ ክሕንጸጽ ጻውዒት ቀሪቡ
ኣብ ሱዳን ኣመሓዳሪ ግዝኣት ገዳርፍ፣ እቲ ንነዊሕ እዋን ተዳናጉዩ ዝጸንሐ ዳግማይ ምሕንጻጽ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዝቐልጠፈ እዋን ክትግበር ጻውዒት ኣቕሪቡ። እዚ ልሙዕ ምዃኑ ዝንገረሉ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ሱዳን ዝር [...]
መንግስቲ ደንማርክ ንዘቕረቦ ሓቅነት ዘይብሉ መጽናዕቲ፣ ገለ ሃገራት ኤውሮጳ ንፖለቲካዊ ሃልኪ ይጥቀማሉ ከምዘለዋ ተገሊጹ
ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም እንተተመሊሶም ዘጋጥሞም ዝኾነ ጸገም የለን ክብል መንግስቲ ደንማርክ ንዘቕረቦ ሓቅነት ዘይብሉ መጽናዕቲ፣ ገለ ሃገራት ኤውሮጳ ንፖለቲካዊ ሃልኪ ይጥቀማሉ ኣለዋ ክብል፣ ኣካያዲ’ቲ መጽናዕቲ ዝነበረ [...]
ኣብ ኦውስትሪያ፣ ከባቢ ሓምሳ ዝኾኑ ሰባት ኣብ ሓንቲ ናይ ጽዕነት መኪና ሞይቶም ተረኺቦም
ኣብ ኣውስትሪያ፣ ከባቢ ሓምሳ ዝኾኑ ሰባት ኣብ ሓንቲ ናይ ጽዕነት መኪና ሞይቶም ከምዝተረኽቡ፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቶም ሓምሳ ዝኾኑ ሰባት ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ምዃኖምን፣ ብሕጽረት እስትንፋ [...]
መስመር ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ኣብ መፈለምታ 2016 ክኽፈት’ዩ
ንኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘራኽብ መስመር ባቡር ኣብ መፈለምታ 2016 ክኽፈት ምዃኑ፣ ሓላፊ መገዲ ባቡር ኢትዮጵያ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ሓቢሩ። እዚ ብክልተ ቻይናውያን ናይ ህንጻ ትካላት ተታሒዙ ዘሎ ምህናጽ መንገዲ ባቡር [...]

ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ስምምዕ ሰላም ፈሪሙ
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ስምምዕ ሰላም’ታ ሃገር ካብ ምፍራም ብተደጋጋሚ ክስሕብ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብዝገበረሉ ጸቕጢ ነቲ ስምምዕ ሰላም ክፍርመሉ ከምዝተገደደ፣ ካብ ቢቢሲ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። [...]

ዕንወት ከተማ ጣይዝ ይቕጽል
ቅልውላው የመን ብምትእትታው ናይ ደገ ሓይልታትን፣ ዕጡቓት የመናውያንን ኲናት ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ሰላማውያን ሰባት ናይ ዝወርድ ዘሎ መቕዘፍቲ ቁጽሪ እንዳዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ፣ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢሮም። ብፍላይ ኣብ [...]
ዋጋ ነዳዲ ብደረጃ ዓለም ብምንቁልቋሉ፣ ቁጠባ ሱዳን ብከቢድ ክጽሎ ምዃኑ ተሓቢሩ
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ኣይ.ኤም.ኤፍ. ዋጋ ነዳዲ ብደረጃ ዓለም ብምንቁልቋሉ፣ ቁጠባ ሱዳን ብከቢድ ክጽሎ ምዃኑ ሓቢሩ። ደቡብ ሱዳን 75 ሚእታዊት ዕቑር ሃብቲ ነዳዲ ሒዛ ናጽነታ ድሕሪ ምእዋጃ፣ ኣብ ሱዳን ከቢድ ቁጠባዊ ቅልውላው [...]
ተቓወምቲ ሓይልታት ሑቲ ናይ የመን፣ ንመጻረዪ ነዳዲ ንሳልሳይ ግዜ ደብዲቦም
ተቓወምቲ ሓይልታት ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ከተማ ዓደን ንዝርከብ መጻረዪ ነዳዲ ንሳልሳይ ግዜ ከምዝደብደብዎ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ኣብቲ ብሰኑይ ዝተኻየደ ደብዳብ ሚሳይል፣ ኣብ ርእሲ’ቲ ብቀዳም ዝተደምሰሰ 2 ኣጋንእ [...]