Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣመሪካ ንሱዳን ንዝገሹ ዜጋታታ መጠንቀቕታ ብምትሕልላፋ፣ ኣብ ሰበስልጣን ሱዳን ቁጠዐ ፈጢሩ
Radio Erena: 22 October 2017 ኣመሪካ ንሱዳን ንዝገሹ ዜጋታታ መጠንቀቕታ ብምትሕልላፋ፣ ኣብ ሰበስልጣን ሱዳን ቁጠዐ ፈጢሩ ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኣመሪካ ብሓሙስ 19 ጥቅምቲ [...]
ቁጽሪ ብሽበራዊ መጥቃዕቲ ዝሞቱ ሶማላውያን ናብ 358 ክብ ኢሉ
Radio Erena: 22 October 2017 ቁጽሪ ናይቶም ብዕለት 14 ጥቅምቲ ብሽበራዊ መጥቃዕቲ ዝሞቱ ሶማላውያን ናብ 358 ክብ ኢሉ ከምዘሎ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ገሊጹ። ሚኒስተር ዜና ሶማል ዓብዲራሕማን ዑስማን ብዓርቢ ኣብ [...]
ካብ 10 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝተዋጽአ ሰራዊት፣ ኣብ ፖርት ሱዳን ልምምድ ከካይድ’ዩ
Radio Erena: 20 October 2017 ካብ 10 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝተዋጽአ ሰራዊት፣ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ፖርት ሱዳን ሓባራዊ ልምምድ ከካይድ'ዩ። እቲ ብድሉው ሓይሊ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝፍለጥ ሰራዊት፣ ኣብ ከባቢ ፖ [...]
ሶማል፣ ፕረዚደንት ዝመርሖ ኣንጻር ኣልሸባብን ካልኦት ሽበራውያን ጉጅለታትን ዝቐንዐ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 20 October 2017 ኣብ ሶማል፣ ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ዝመርሖ፣ ኣንጻር ኣልሸባብን ካልኦት ሽበራውያን ጉጅለታትን ዝቐንዐ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብቲ ብ18 ጥቅምቲ፣ ኣብ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ [...]
ኣብ የመን ደብዳብ እተካይድ ዝነበረት ነፋሪት ሕ.ኢ.ዓ. ወዲቓ ብምሕምሻሻ ክልተ ኣብረርታ ሞይቶም
Radio Erena: 18 October 2017 ኣብ የመን ደብዳብ እተካይድ ዝነበረት ነፋሪት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ወዲቓ ብምሕምሻሻ ክልተ ኣብረርታ ከምዝሞቱ ተገሊጹ። እታ ነፋሪት፣ ብሰሉስ 17 ጥቅምቲ ኣብ ደቡባዊ የመን ኣብ ስርሒት እንከ [...]
መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ኣብ ምሕናቕ ንሞት ዝተፈርዱ እሱራት ዝዋፈሩ ሰራሕተኛታት ንምቁጻር ምልክታ ኣውጺኡ
Radio Erena: 19 October 2017 መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ኣብ ምሕናቕ ንሞት ዝተፈርዱ እሱራት ዝዋፈሩ ሰራሕተኛታት ንምቁጻር ብዘውጽኦ ምልክታ፣ 50 ሰባት ከምዝተመዝገቡ ጋዜጣ ደይሊ ኒውስ ካብታ ሃገር ሓቢራ። ዚምባብዌ፣ ከቢድ ገበ [...]
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ዘትዮም
Radio Erena: 17 October 2017 ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኣባላት ሃገራት ኢጋድ፣ ምስ ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ብምርኻብ ብዛዕባ መስርሕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ተዘራሪቦም። እቶም ሸውዓተ ሚኒስተራት ብዓርቢ 13 ጥቅምቲ ኣብ ጁባ፣ [...]
ኣብ ሞቛድሾ ኣብ ዝተኻየደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ናይ ዝሞቱ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 300 በጺሑ
Radio Erena: 17 October 2017 ኣብ ሶማልያ ከተማ ሞቛድሾ ብቀዳም 13 ጥቅምቲ፣ ኣብ ዝተኻየደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ናይ ዝሞቱ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 300 ከምዝበጽሐ ሰብ ሞያ ሕክምና ካብታ ከተማ ሓቢሮም። ብፎኵስን ከቢድን ቆሲሎ [...]
ሓባራዊ ኮሚተ ሚኒስተራት ሱዳንን ቀጠርን ኣኼባ የካይድ
Radio Erena: 17 October 2017 ሓባራዊ ኮሚተ ሚኒስተራት ሱዳንን ቀጠርን፣ መበል ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼባኡ የካይድ። እቲ ትማሊ 16 ጥቅምቲ ፈሊሙ ሎሚ ዝዛዘም ኣኼባ፣ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ንዘሎ ንግድን ቁጠባዊ ሽርክናን [...]
ሱዳን ኣብ ክሊ ማያታ ዘሎ ቀይሕ ባሕሪ ሰራዊታ ከተዋፍረሉ ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 15 October 2017 ሱዳን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘለዋ ወተሃደራዊ ሓይሊ ከተዛዪዶ ምዃና ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሱዳን ኢማድ ኣል-ዲን ዓዳዊ ብረቡዕ 11 ጥቅምቲ ኣብ መመረቕታ ኣባላት [...]