Category: ኣህጉራዊ ዜና

ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሶማል ዝተሸመታ 27 ሽሕ ጤለ-በጊዕ መሊሳ
Radio Erena: 21 August 2018 ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሶማል ዝሸመተተን 27 ሽሕ ጤለ-በጊዕ ከምዝመለሰት ተሓቢሩ። እታ ሃገር ነዘን መርከብ ምሉእ ጤለ በጊዕ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ዝመለሰትሉ ምኽንያት፣ ሪፍት ቫለ ዝተባህለ ረስኒ ኣለወን [...]
ህንዲን ፓኪስታንን፣ ኣብ ጉዳይ ‘ቲ ን70 ዓመታት ዘይተፈትሐ ዋንነት ዞባ ካሽሚር ንምዝርራብ ይሰማምዓ
Radio Erena: 21 August 2018 ፕረዚደንት ህንዲ ናሪንድራ ሞዲ፣ ብሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ፓኪስታን ኢምራን ካሃን ንዝቐረበሉ ናይ ዘተ ሰላም እማመ ከምዝተቐበለ ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ፓኪስታን ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ [...]
ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ዶባተን ዝጸንሐ ሰራዊት ክስሕባ ኣብ ስምምዕ በጺሐን
Radio Erena: 19 August 2018 ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ዶባተን ዝጸንሐ ሰራዊት ክስሕባ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሓ ካብ ካርቱም ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ኣዘዝቲ ሰራዊት ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣብቲ ብሓሙስ 16 ነሓ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ግጭታት ይብእስ
Radio Erena: 16 August 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት ዝተጎሃሃረ ግጭታት እናበኣሰ ይመጽእ ከምዘሎ ተገሊጹ። ቴሌቪዥን ኢትዮጵያ ብዘቕረበቶ ዜና መሰረት፣ ብ12 ነሓሰ፣ ኣብ ምብራቕ ሃረርጌ፣ ኣብ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን ኣብ ዕደና ንምውፋር ትውጥን
Radio Erena: 14 August 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን፣ ኣብ ናይ ዕደና ወፍሪ ንምክያድ ብዛዕባ ዘሎ ተኽእሎታት ዘትያ። ሚኒስተር ማዕድን ሱዳን መሓመድ ኣሕመድ ዓሊ ኢብራሂምን ኣምባሳደር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ዝጸንሑ ጂቡታውያን ናብ ሃገሮም ይምለሱ
Radio Erena: 12 August 2018 ቁጽሪ ናይቶም ንከተማ ድሬዳዋን ከባቢኣን ገዲፎም ናብ ሃገሮም ዝምለሱ ዘለዉ ጂቡታውያን በብዕለቱ ይውስኽ ከምዘሎ፣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። ምንጭታት ዜና ካብ ቆንስል ጂቡቲ ኣብ ድሬ [...]
ኣብ የመን ኣብ ልዕሊ ናይ ህዝቢ ኣውቶቡስ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ናይ ዝሞቱ ሰባት መርመራ ክግበር ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 12 August 2018 ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ልፍንቲ፣ ኣብ ልዕሊ ናይ ህዝቢ ኣውቶቡስ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ ናይ ዝሞቱ ተመሃሮን ህጻናትን፣ መርመራ ክግበር ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ። ኣብቲ ብሓሙስ 9 ነሓሰ ኣብ ዳህያ [...]

ጅቡትን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ብጉዳይ ስምምዕ ወደብ ይሰሓሓባ
Radio Erena: 09 August 2018 ጅቡቲ፣ ብጉዳይ እቲ ምስ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝተፈጥረ ምስሕሓብ ስምምዕ ወደብ ኣመልኪቱ ኣብ ብሪጣንያ ዝመደበሩ ቤት ፍርዲ ዝሃቦ ብይን ነጺጋቶ። ሚኒስስትሪ ጉዳያት ወጽኢ ጅቡቲ ኣብ ዘውጽኦ መ [...]

ሱዳንን ግብጽን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ዘተ የካይዳ
Radio Erena: 09 August 2018 ሱዳንን ግብጽን፣ ኣብ ካርቱም፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ዘተ የካይዳ ከምዘለዋ ሚኒስትሪ ምክልኻል ሱዳን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ካብ ሰሉስ 7 ነሓሰ ዝጀመረ ወትሃደራዊ ዘተ፣ ብወገን ግብጺ፣ ጠቕላሊ ሓለቃ ስታ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ሶማል ኣገልግሎት ኢንተርነት ተቛሪጹ
Radio Erena: 09 August 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ሶማል ተፈጢሩ ምስ ዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት ብምትእስሳር፣ ኣብቲ ዞባ ኣገልግሎት ኢንተርነት ኣቋሪጽዎ ከምዘሎ ኣብ ፓሪስ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል፣ ጋዜጠኛታት ብዘይ ዶ [...]