Category: ኣህጉራዊ ዜና

ቀጠር፣ ንሶማል ወትሃደራዊ ሓገዝ ኣበርኪታ
Radio Erena: 18 January 2019 ንግስነት ቀጠር፣ ንመንግስቲ ሶማል 68 ወትሃድራውያን መካይን ብሓገዝ ከምዝሃበ ሚኒስትሪ ምክልኻል እታ ሃገር ካብ ኣዶሓ ኣፍሊጡ። እተን ድሩዓት መካይን፣ ኣብ ምሕያል ሰራዊት መንግስቲ ሶማልን [...]

ከሰላ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት በሺር ዝቀንዐ ሰፊሕ ተቓውሞ ተኻይዱ
Radio Erena: 18 January 2019 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ከባቢ ከሰላ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት በሺር ዝቐንዐ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ፖሊስ ሱዳን፣ ነቲ ብ17 ጥሪ ዝተኻየደ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ንምብታን ዘንብዕ ጋዝን ጠያይትን [...]

ኢትዮጵያ፣ ነዳዲ ዘመላልሳ ኣስታት ሓደ ሽሕ ቦጣት ምዕጋተን፣ ከቢድ ስእነት ነዳዲ ኣኸቲሉ
Radio Erena: 17 January 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት፣ ካብ ጅቡቲን ሱዳንን ነዳዲ ዘመላልሳ ቦጣት ብምዕጋተን፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢኡን ከቢድ ስእነት ነዳዲ ኣኸቲሉ። ዘ ሪፖርተር ብዘ [...]

ኬንያ፣ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ኣልሸባብ 14 ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena: 17 January 2019 ኣብ ከተማ ናይሮቢ፣ ወጻእተኛታትን ሰብ ጸጋ ሃብቲን ኣብ ዘዘውትርዎ ሆቴል ብ14 ጥሪ ብዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ 14 ሰባት ተቐቲሎም። ብዘይካ'ዚ ሓያሎ ሰባት ክቖስሉ እንከ [...]

ፍሹል ፈተነ ዕልዋ ዝተኻየደሉ ፕረዚደንት ጋቦን ናብ ሃገሩ ተመሊሱ
Radio Erena: 17 January 2019 ዝሓለፈ ሰሙን፣ ፈተነ ዕልዋ ዝተኻየደሉ ፕረዚደንት ጋቦን፣ ዓሊ ቦንጎ ናብ ሃገሩ ከምዝተመልሰ ቤት ጽሕፈት መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት፣ ንኣዋርሕ ሓሚሙ፣ ኣብ ወጻኢ [...]

ኢትዮጵያ፣ ክልል ዓፈር ዝተኸስተ ወጥሪ ናብ ጅቡቲ ከይልሕም ተሰጊኡ
Radio Erena: 16 January 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ዓፈር ካብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣትሒዙ ዝተኸስተ ወጥሪ ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ከምዘይሃድአ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ይጠቕሱ። ብሰንኪ'ቲ ኣብቲ ክልል ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ናብ ክልል ት [...]

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ናብ ካይሮ ክኣቱ’ዩ
Radio Erena: 16 January 2019 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ሚያርዲት ኣብ መንጎ ሃገሩን ግብጽን ብዛዕባ ዝጸንሑ ዝምድናታትን ዞባዊ ጉዳያትን ምስ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ንምምይያጥ ሎሚ ሮቡዕ 16 ጥሪ ናብ ካይ [...]

ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት እስራኤልን ርዋንዳን፣ ዝመጽእ ኣዋርሕ ክጅምር’ዩ
Radio Erena: 15 January 2019 እስራኤልን ርዋንዳን፣ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ኣዋርሕ፣ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምራ ምዃነን ተሓቢሩ። ክልትኤን ሃገራት ብ7 ጥሪ ድሕሪ ዝኸተምኦ ስምምዕ፣ መንገዲ ኣየር ርዋንዳ፣ ካብን ናብ [...]

ከሰላ፣ ንፕረዚደንት በሽር ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 15 January 2019 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ካብ ስልጣን ክእለ ዝጽውዕ ብደረጃ ሃገር ህዝባዊ ናዕቢ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ከሰላ፣ ግና ብኣንጻሩ ነቲ ፕረዚደንት ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ምክያ [...]

ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቀጠር ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ
Radio Erena: 14 January 2019 ብኮሚሽነር ሙሳ ፋኪ መሃመት ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቀጠር ናይ ክልተ መዓልታት ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። ትማሊ 13 ጥሪ ናብ ቀጠር ዝኣተወ እቲ ኮሚሽነር፣ ምስ ኣሚር እታ ሃ [...]