Category: ኣህጉራዊ ዜና

ኡጋንዳ፣ ንምእሳር ካልኣይ ግዜ ሕጹይ ተወዳዳሪ ፕረዚደንት ቦቢ ዋንይ ስዒቡ ኣብ ዝተላዕለ ናዕቢ ብውሕዱ 16 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 20 November 2020
ኡጋንዳ፣ ን34 ዓመታት ኣብ ስልጣን ንዝርከብ ሙሴቬኒ ክብድህ ይኽእል'ዩ ዝተባህለ ሕጹይ ተወዳዳሪ፣ ኣብ ውስጢ ሓደ ወርሒ ንኻልኣይ እዋኑ ድሕሪ ምእሳሩ፣ ኣብታ ሃገር ተቓውሞም ናዕ [...]

ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ መቐለ ይግስግስ ከምዘሎ ገሊጹ
Radio Erena: 18 November 2020
ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት እናሓየለ ኣብ ዝመጽኣሉ፣ ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ሓያሎ ከባቢታት ከምዝተቖጻጸረ ገሊጹ።
እቲ ሰራዊት ዛጊት ብምዕራብ፣ ንሑመራ፣ ብሰሜን [...]

ከሰላ፣ ኣዛዚ ፖሊስን ዋና ጸሓፊ ናይቲ ምምሕዳርን ካብ መዝነቶም ክእለዩ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 18 November 2020
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ከሰላ፣ ኣዛዚ ፖሊስን ዋና ጸሓፊ ምምሕዳርን ካብ መዝነቶም ክእለዩ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።
እቲ ብሰውራዊ ኪዳን ምብራቕ ሱዳን ዝተጸውዐ ሰለማዊ [...]

ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢትይጵያ፣ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኵናትን መፍትሒኡን ንምዝታይ ናብ ኡጋንዳ በጺሑ
Radio Erena: 17 November 2020
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን፣ ኣቶ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኡጋንዳ ብምብጻሕ ብዛዕባ ህሉው ኵናት ኢትዮጵያን መፍትሒኡን ከምዝ [...]

ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ብሰለማዊ መንገዲ ክፍታሕ ጸዊዓ
Radio Erena: 17 November 2020
መንግስቲ ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ብሰለማዊ መንገዲ ክፍታሕ ከምእትድግፍ ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር ነዚ ዘፍለጠት፣ ብኣማኻሪ ሃገራ [...]

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ዘሎ ኵናት ንምሽምጋል ተበግሶ ወሲዱ ዝብል መግለጺ ጉጉይ ምዃኑ ካብ ወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ተሰሚዑ
Radio Erena: 16 November 2020
"ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ንምሽምጋል ተበግሶ ክወስድ'ዩ" ዝብል መግለጺ፣ ጉጉይ ምዃኑ ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ይስማዕ ኣሎ።
እዚ [...]

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ክድዓት ፈጺሞም ንዝበሎም 5 ጀነራላትን 2 ኮለነላትን ናብ ፍርዲ ኣቕሪቡ
Radio Erena: 16 November 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ክድዓት ፈጺሞም ዝበሎም 5 ጀነራላትን ክልተ ኮለነላትን፣ ብ14 ሕዳር ናብ ፍርዲ ከምዝቐረቡ ተሓቢሩ።
እቶም ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ተኸሲሶም ካብ ዝተኣስትሉ ኣስ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ናይ ዝሃደሙ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 25 ሽሕ በጺሑ
Radio Erena: 15 November 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ትግራይ ካብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ናይ ዝሃደሙ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 25 ሽሕ ከምዝበጽሐ መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ።
እቶም ካብ መነባብርኦም ዝተፈናቐሉ ቆልዑን [...]

ሓይልታት ግብጺ፣ ወትሃደራዊ ልምምድ ንምክያድ ናብ ሱዳን ኣትየን
Radio Erena: 15 November 2020
"ንስርታት ናይል 1" ዝተሰምየ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ግብጽን ሱዳንን ክሳብ 26 ሕዳር ክካየድ'ዩ።
እቲ ሓይልታት ምድርን ኣየርን ዘሳትፍ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ኣብ [...]

”ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ትግራይ ጃምላዊ ህልቂት ተፈጺሙ” ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል
Radio Erena: 15 November 2020
ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ትግራይ ጃምላዊ ህልቂት ተፈጺሙ ክብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ከሲሱ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል ብ12 ሕዳር ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኣብ ማይ ካድራ ዝተባህለት ናይ ትግ [...]