Category: ኣህጉራዊ ዜና

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ዶባት ተመያይጠን
Radio Erena: 14 December 2020
ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ዶባትን ዋሕዚ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ካብ ክልል ትግራይን ብዝምልከት ተመያይጠን።
ክልቴን ሃገራት ነዚ ምይይጥ ዘካየዳ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓ [...]

ሶማል፤ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ዘካየደቶ መጥቃዕቲ ሓላፍነት ክትወስድ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 13 December 2020
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሰራዊታ ካብ ሶማል ክትስሕብ ድሕሪ ዘሕለፈቶ ውሳኔ፣ ኣብታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ዘካየደቶ መጥቃዕቲ ሓላፍነት ክትወስድ ጻውዒት ቀሪቡ።
ኣመሪካ ካ [...]

ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ዝተፈጸመ ገበን ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ተሳቲፎም ዝብል ክሲ ብኢትዮጵያ ቀሪቡ
Radio Erena: 13 December 2020
ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከባ ዓድታት ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ዝተፈጸመ ገበን ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ተሳቲፎም ዝብል ክሲ ብወገን ኢትዮጵያ ከምዝተሰምዐ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ሓቢረ [...]

ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ስዑዲ ዓረብ፣ ድሕሪ ምእላይ ኣል በሺር ንመጀመርያ እዋን ናብ ሱዳን በጺሑ
Radio Erena: 11 December 2020
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፈይሰል ቢን ፋርሃን ኣል ስዑድ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ሚኒስተር፣ ብ8 ታሕሳስ ናብ ካርቱም ድ [...]

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ብናጻ ኣካል ክጻረ ከምዘይደሊ ገሊጹ
Radio Erena: 10 December 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት፣ ብናጻ ኣካል ክጻረ ድሌት ከምዘይብሉ ገሊጹ።
ኣፈኛ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሬድዋን ሓሰን፣ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፣ እቲ መንግስቲ፣ [...]

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ሕግን ጸጥታን ብዝቐልጠፈ ከስፍን ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ
Radio Erena: 09 December 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ሕግን ጸጥታን ብዝቐልጠፈ ከስፍህን ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣንቶንዮ ጉተረሽ ጸዊዑ።
እቲ ዋና ጸሓፊ፣ ብ7 ታሕሳስ ኣብ ዘመሓላለፎ [...]

“ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ን90% ናይቲ ዘሰሓሕባን ጉዳይ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶን ኣጠቓቕማ ናይልን ተሰማሚዐናሉ’የን።” ቀ/ሚ ዓብደላ ሓምዶክ
Radio Erena: 09 December 2020
ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ን90 ሚእታዊት ናይቲ ከሰሓሕበን ዝጸንሐ ምስ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶን ኣጠቓቕማ ናይልን ዝተሓሓዝ ጉዳያት ኣብ ስምምዕ ክበጽሓሉ ከምዝኸኣላ ንቀዳማይ ሚኒስ [...]

ኣብ መንጎ ሶማልን ኬንያን ዝተኸስተ ምስሕሓብ እናበኣሰ ይመጽእ ኣሎ
Radio Erena: 09 December 2020
ንመንግስቲ ኬንያ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳዩ ጣልቃ ብምእታው ዝኸስስ ዘሎ መንግስቲ ሶማል፣ ዜጋታት ኬንያ ብዘይ ቪዛ ናብ ሶማል ክገሹ ንዝፈቕድ ኣዋጅ ሰሪዙ።
እቲ መንግስቲ ኣቐዲሙ፣ ን [...]

ኣብ መንጎ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ዝጸንሐ ምትፍናን ኣብ ቀረባ ከብቅዕ ትጽቢት ኣሎ ተባሂሉ
Radio Erena: 08 December 2020
ኣብ መንጎ 'ቲ ብስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራት፣ ባሕሬንን ግብጺን በቲ ሓደ ወገን ቀጠር ድማ በቲ ካልእ ዝጸንሐ ዞባዊ ምትፍናን ሃገራት ዓረብ፣ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ከብቅዕ ትጽቢት [...]

ካቢኔ ሚኒስተራት ሱዳን፣ ብመሰጋገሪ ቆንስል ዝቐረበ እማመ ብወግዒ ነጺጉ
Radio Erena: 06 December 2020
ካቢኔ ሚኒስተራት ሱዳን፣ ነቲ ብመሰጋገሪ ቆንስል ዝቐረበ እማመ ብወግዒ ከምዝነጸጎ ኣፍሊጡ።
እቲ ብኣልቡርሃን ዝቐረበ እማመ፣ ብሓሙስ 3 ታሕሳስ ልሒኹ ምስ ወጸ፣ ኣብታ ሃገር መዛረቢ ኣ [...]