Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 202 203 204 205 206 386 2040 / 3857
ኡጋንዳ፣ ወዱ ንፕረዚደንት ሙሴቬኒ ዝርከቦም ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክሲ ተመስሪትሎም

ኡጋንዳ፣ ወዱ ንፕረዚደንት ሙሴቬኒ ዝርከቦም ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክሲ ተመስሪትሎም

ወዱ ንፕረዚደንት ዩዌሩ ሙሴቬኒ፣ ልዩተናንት ጀነራል ሙሆዚ ካይነሩጋባ ዝርከቦም ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲ ኡጋንዳ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክሲ ከምዝተመስረተሎም ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። ብስድራቤታት ናይቶም፣ ብኣዘዝቲ ሰ [...]
መራሕቲ ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣብ ዞባዊ ጉዳይ ተመያይጦም

መራሕቲ ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣብ ዞባዊ ጉዳይ ተመያይጦም

Radio Erena: 03 May 2021 ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ልዩተናት ጀነራል ዓብዱልፈታሕ ኣል ቡርሃንን ወራሲ ዓራት ኣቡዳቢን ምክትል ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ሸኽ መሓመድ ቢን ዛይ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ምፍራስ ጸጥታ፣ ኣብ መላእ እታ ሃገር ዝተጀመረ ምህናጽ 61 መስመራት ጽርግያ ተሰናኺሉ

ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ምፍራስ ጸጥታ፣ ኣብ መላእ እታ ሃገር ዝተጀመረ ምህናጽ 61 መስመራት ጽርግያ ተሰናኺሉ

Radio Erena: 03 May 2021 ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ኢትዮጵያ፣ ተኸሲቱ ብዘሎ ግጭታትን ምፍራስ ጸጥታን፣ ድሕነት ዜጋታት ኣብ ሓደጋን ስግኣትን ኣትዩ ከምዘሎ በብእዋኑ ዝግለጽ ዘሎ'ዩ። ኣብ ርእሲ'ዚ፣ እታ ከይትፈርስ [...]
ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንህወሓትን ሸኔን ከም ግብረ ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ዝብል እማመ ኣቕሪቡ

ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንህወሓትን ሸኔን ከም ግብረ ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ዝብል እማመ ኣቕሪቡ

Radio Erena: 02 May 2021 ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንህወሓትን ሸኔን ከም ግብረ ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ዝብል እማመ ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ብ1 ግንቦት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ ከም ውሳነ ሓሳብ [...]
ላዕለዎት ሰበስልጣን ኣመሪካ ብጉዳይ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምዝርራብ ናብ ከተማ ካርቱም ዑደት ከካዪዱ’ዮም

ላዕለዎት ሰበስልጣን ኣመሪካ ብጉዳይ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምዝርራብ ናብ ከተማ ካርቱም ዑደት ከካዪዱ’ዮም

Radio Erena: 02 May 2021 ላዕለዎት ሰበስልጣን ኣመሪካ ብጉዳይ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምዝርራብ ናብ ከተማ ካርቱም ዑደት ከካዪዱ እዮም። እቶም ክሪስቶፈር ኩንስን፤ ክሪስ ቫን ሆለንን ዝርከብዎም ሰበስልጣናት ም [...]
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ነጋድያንን ግብጻውያን ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶን ግጭት ተላዒሉ

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ነጋድያንን ግብጻውያን ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶን ግጭት ተላዒሉ

Radio Erena: 02 May 2021 ኣብ ኢዮርሳሌም፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ነጋድያንን ግብጻውያን ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶን ግጭት ተላዒሉ። ‘ኣልመስር ኣልዮም’ ኣብ ናይ 30 ሚያዝያ ሕታሙ ኣብ ዘቕረቦ ዜና፣ ካብ ኢትዮጵያ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ብፈተነ ቅትለት፣ ጳጳስ ክክኾኑ ንዝተመዘዙ ካህን ዝተጠርጠሩ ሰለስተ ካህናት ተኣሲሮም

ደቡብ ሱዳን፣ ብፈተነ ቅትለት፣ ጳጳስ ክክኾኑ ንዝተመዘዙ ካህን ዝተጠርጠሩ ሰለስተ ካህናት ተኣሲሮም

Radio Erena: 30 April 2021 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ዞባ ሩምቤክ፣ ጳጳስ ክኾኑ ንዝተመዘዙ ካህን ንምቕታል ፈቲኖም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ሰለስተ ካህናት ከምዝተኣስሩ ኣገልግሎት ዜና ካቶሊክ ገሊጹ። ክልተ ዕጡቓት፣ ብ [...]
ቻይና፣  ነፈርቲ ክትስከም እትኽእል ናይ ኵናት መርከብ ከጸግዕ ዝኽእል ወደብ ኣብ ጂቡቲ ሃኒጻ

ቻይና፣ ነፈርቲ ክትስከም እትኽእል ናይ ኵናት መርከብ ከጸግዕ ዝኽእል ወደብ ኣብ ጂቡቲ ሃኒጻ

Radio Erena: 29 April 2021 ቻይና፣ ኣብ ጂቡቲ ዘቖመቶ ወትሃደራዊ መዓስከር ናይ ምስፋሕ መደባት ብምቕጻል፣ ካብ 2017 ኣትሒዛ ክትሃንጾ ዝጸንሐት፣ ነፈርቲ ክትስከም እትኽእል ናይ ኵናት መርከብ ከጸግዕ ዝክእል ወደብ ተ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣንጻሩ ድሕሪ ዝተወልዐ ግጭት፣  ኣብ ዝሓጸረ እዋን ምርጫ ክካየድ ወሲኑ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣንጻሩ ድሕሪ ዝተወልዐ ግጭት፣ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ምርጫ ክካየድ ወሲኑ

Radio Erena: 29 April 2021 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ፣ ብዘይምርጫ ስልጣኑ ንክልተ ዓመታት ከናውሕ ድሕሪ ምውሳኑ ብዝተላዕለ ተቓውሞታትን ግጭትን፣ ውሳኔኡ ብምቕያር፣ ኣብ ዝሓጸረ ምርጫ ክካኡየድ [...]
ግብጺ፣ ኣብ እዋን ጾመ ሮሞዳን፣ ትሽዓተ ሰባት ብማሕነቕቲ ቀጺዓ

ግብጺ፣ ኣብ እዋን ጾመ ሮሞዳን፣ ትሽዓተ ሰባት ብማሕነቕቲ ቀጺዓ

Radio Erena: 28 April 2021 ኣብ ግብጺ፣ ኣብ እዋን ጾመ-ሮሞዳን፣ ትሽዓተ ሰባት ብሞት ከምዝተቐዑ ኣምነስት ኢንተርናሽናል ገሊጹ። እቶም ብሰኑይ 26 ሚያዝያ፣ ኣብ ዞባ ናይል ዴልታ ኣብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ዋዲ ና [...]
1 202 203 204 205 206 386 2040 / 3857