Category: ኣህጉራዊ ዜና
ፕረዚደንታት ኣመሪካን ግብጽን ፣ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ፍልስጤምን ተመያይጦም
Radio Erena: 25 May 2021
ፕረዚደንታት ኣመሪካን ግብጽን ፣ ኣብ ጉዳይ'ቲ ኣብ ስምምዕ ክብጻሕ ዘይተኻእለ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ኣጠቓቕማ ናይልን ተመያይጦም።
እቶም መራሕቲ፣ ብ24 ግንቦት ኣብ ዘካየድ [...]
ሱዳን፣ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ
Radio Erena: 25 May 2021
ኣብ ሱዳን፣ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከብ ወደባዊት ከተማ ፖርት ሱዳን፣ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ።
እቲ ካብ ሰኑይ፣ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ግብሪ ዝወዐለ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋ [...]
ሱዳን፣ ሓንቲ ካብተን ክልተ ደቂንስትዮ ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ፣ ሲቪላዊ ምሕደራ ይጉሰ ኣሎ ብዝብል ስልጣና ሓዲጋ
Radio Erena: 25 May 2021
ኣባል ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ዝኾነት ዓይሻ ሙሳ፣ ብወትሃደራት ዝተዓብለለ መሰጋገሪ መንግስቲ ንሲቪላዊ ምሕደራ ይጎስዮ ኣሎ ብዝብል ስልጣና ሓዲጋ።
ንሳ፣ ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝመደበሩ ናይ ልፍንቲ ሓይሊ ሓድሽ ኣዛዚ መዲባ
Radio Erena: 25 May 2021
ኣመሪካ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝመደበሩ ናይ ልፍንቲ ሓይሊ፣ ሓድሽ ኣዛዚ መዲባ።
ሓድሽ ተመዚዙ ዘሎ ሜጀር ጀነራል ዊልያም ዛና፣ ቅድሚኡ ንዝነበረ ሜጀር ጀነራል ላፓት ፍሎራ ብምት [...]
ግብጽን ሱዳንን ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ የካዪዳ
Radio Erena: 23 May 2021
ኣባላት ሰራዊት ግብጺ፣ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ንምክያድ ናብ ሱዳን ኣትዮም።
ወሃብ ቃል ሰራዊት ሱዳን ብዓርቢ 21 ግንቦት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቲ ሓይሊ ኣየርን ኣጋር ሰራዊትን ዘጠቓለለ [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ ናብ ጂቡቲን ሶማልን በጺሒ
Radio Erena: 21 May 2021
ብኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ እዚ ኣፍሪቃ፣ ጀነራል ስቴፈን ታውንሰንድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ እዚ ኣመሪካ ናብ ጂቡቲን ሶማልን በጺሑ።
ጀነራል ታውንሰንድ፣ ብ18ግንቦት ናብዘን ሃገራት [...]
የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከብ ወደብ ሖደይዳ ኣብ ዝተጎሃሃሀር ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 21 May 2021
ኣብ የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከብ ስትራቴጃዊት ወደብ ሖደይዳ፣ ኣብ ዝተወልዐ ሓድሽ ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም።
እቲ ኣብ 19 ግንቦት ዝተወልዐ ግጭት፣ ሓይልታት ሑቲ፣ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ክልል ደቡብ፣ መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት ትሽዓተ ኣባላት ጸጥታ ቀንጺሎም
Radio Erena: 21 May 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ደቡብ፣ ዞባ ቤንች ኣብ ዝርከብ፣ ሸካ ዝተባሃለ ከባቢ፣ መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቃዕቲ ብውሕዱ ትሽዓተ ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ።
ዶቼቨለ ብዘቕ [...]
ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ኣባላት ሓደ ናይ ዕደና ኩባንያ ምዃኖም ዝገለጾም ሰለስተ ቻይናውያን ጅሆ ሒዙ ከምዘሎ ገሊጹ
Radio Erena: 20 May 2021
ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ኣብ ዕደና ናይ ዝተዋፈረ ኩባንያ ሰራሕተኛታት'ዮም ዝበሎም ሰለስተ ቻይናውያን ከምዝሓዘ፣ ንዝዘርግሖ መግለጺ ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ሓቢረን። [...]
ካብን ናብን ሶማል፣ ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ደው ዘበለት ኬንያ፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ፍሉይ በረራታት ተካይድ ኣላ
Radio Erena: 20 May 2021
ካብን ናብን ሶማል ዝካየድ ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ደው ክብል ዝወሰነ መንግስቲ ኬንያ፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ግና ፍሉይ በረራታት የካይድ ምህላዉ ተሓቢሩ።
ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራይ [...]