Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 192 193 194 195 196 386 1940 / 3855
ኢትዮጵያ፣ ዲጋ ተሃድሶ ንካልኣይ እዋን ምምላእ ምጅማራ፣ ሕጋዊ ኣይኮነን ክትብል ግብጺ ተቓዊማ

ኢትዮጵያ፣ ዲጋ ተሃድሶ ንካልኣይ እዋን ምምላእ ምጅማራ፣ ሕጋዊ ኣይኮነን ክትብል ግብጺ ተቓዊማ

Radio Erena: 06 July 2021 ኢትዮጵያ፣ ዲጋ ተሃድሶ ንኻልኣይ እዋን ምምላእ ከምዝጀመረት ዝሕበር ደብዳቤ ናብ ግብጺ ከምዝልኣኸት ተፈሊጡ። እቲ መልእኽቲ ናብ ግብጺ ከምዝበጽሐ ዘፍለጠ፣ ሚኒስተር ሃብቲ ማይን ሕር [...]
ግብጺ ሓድሽ መደብር ሓይሊ ባሕሪ ሃኒጻ

ግብጺ ሓድሽ መደብር ሓይሊ ባሕሪ ሃኒጻ

Radio Erena: 06 July 2021 ግብጺ፣ ዝሃነጸቶ ሓድሽ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ስርሑ ጀሚሩ። እቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝተሃንጸ፣ ናብ ሊብያ ዝቐረበ መደብር ሓይሊ ባሕሪ፣ ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ብ3 [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 14 ጋዜጠኛታትን ማሕበረ ሰብ ሜድያን ኣሲሩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 14 ጋዜጠኛታትን ማሕበረ ሰብ ሜድያን ኣሲሩ

Radio Erena: 05 June 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 14 ጋዜጠኛታትን ማሕበረ ሰብ ሜድያን ከምዝኣሰረ ኣብ ኒዮርክ ዝመደበሩ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ገሊጹ። እቲ ንናጽነት ፕረስ ዝጣበቕ ኣህጉራዊ ትካል፣ ኣብ [...]
ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 127 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒላ

ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 127 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒላ

Radio Erena: 05 June 2021 ናብ ኤውሮጳ ንምእታው ዝሓለኑ 127 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ክሊ ማይ ቱኒዝያ ከምዝጠሓለት ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ኣፍሊጦም። እታ ጃልባ፣ ገማግም ደቡባዊ [...]
ሱዳን: 24 ኣባላት ጸጥታ ብሽበራ ተኸሲሶም

ሱዳን: 24 ኣባላት ጸጥታ ብሽበራ ተኸሲሶም

Radio Erena: 04 July 2021 ኣብ ሱዳን፣ 24 ኣባላት ጸጥታ ብሽበራ ተኸሲሶም። ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሱዳን ብዓርቢ ክልተ ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቶም ኣባላት’ቲ ብፕረዚደንት ነበር ኣልበሽር ዝተመስረተ ትካል ጸጥታ [...]
ሶማል፡ ኣብ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ቦምባ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ናብ 10 ደዪቡ

ሶማል፡ ኣብ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ቦምባ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ናብ 10 ደዪቡ

Radio Erena: 04 July 2021 ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ቦምባ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ናብ 10 ደዪቡ። ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ብዓርቢ 2 ሓምለ ኣብታ ከተማ ብዘካየዶ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ብውሑዱ 15 ሰባት እ [...]
ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ካብ ስልጣን ክእለ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ካብ ስልጣን ክእለ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 02 July 2021 መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ንዘተኣታትዎ ዘሎ ናይ ቁጠባ ፖሊሲታት ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ካርቱም ተኻይዱ። እቲ ኣማኢት ሱዳናውያን ዝተሳተፍዎ፣ ብ30 ሰነ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ [...]
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ንሱዳን ልዕሊ 2.5 ቢልዮን ዶላር ክምውል’ዩ

ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ንሱዳን ልዕሊ 2.5 ቢልዮን ዶላር ክምውል’ዩ

Radio Erena: 01 July 2021 ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ -IMF፣ ንሱዳን ኣስታት 2.5 ቢልዮን ዶላር ምወላ ከምዝፈቐደ ኣፍሊጡ። እቲ ምወላ፣ ኣብ ውሽጢ 3 ዓመታት ንሱዳን ክወሃብ'ዩ። እዚ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ትካ [...]
ሶማል፣ ኣብ 10 ጥቅምቲ ሓድሽ ፕረዚደንት ክትመርጽ’ያ

ሶማል፣ ኣብ 10 ጥቅምቲ ሓድሽ ፕረዚደንት ክትመርጽ’ያ

Radio Erena: 01 July 2021 ሶማል፣ ኣብ 10 ጥቅምቲ ሓድሽ ፕረዚደንት ክትመርጽ ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር መሓመድ ሑሰን ሮብለ ኣፍሊጡ። ምስ መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራትን ቀቢላታትን ሶማል ኣብ ዝተበጽሐ ስምምዕ [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ግብጺ፣ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ትወስዶ ዘላ ስጉምታት ብዝምልከት ምስ መራሕቲ ሱዳንን እዋናዊ ኣቦ መንበብር ሕብረት ኣፍሪቃን ተመያይጡ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ግብጺ፣ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ትወስዶ ዘላ ስጉምታት ብዝምልከት ምስ መራሕቲ ሱዳንን እዋናዊ ኣቦ መንበብር ሕብረት ኣፍሪቃን ተመያይጡ

Radio Erena:30 June 2021 ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ጀነራል ፋሪድ ሄግዛይ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ግብጺ፣ ኣብ ዴሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎን ሱዳንን ምብጻሕ ኣካይዱ። ዕላማ ዑደት እቲ ወትሃደ [...]
1 192 193 194 195 196 386 1940 / 3855