Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 189 190 191 192 193 386 1910 / 3855
ካብ ዝርቑሑ ልዕሊ ሓደ ወርሒ ዘቑጸሩ ኣባላት ባይቶ ደቡብ ሱዳን፣ ዝመጽእ ሰሙን ቃለ መሓላ ክፍጽሙ’ዮም

ካብ ዝርቑሑ ልዕሊ ሓደ ወርሒ ዘቑጸሩ ኣባላት ባይቶ ደቡብ ሱዳን፣ ዝመጽእ ሰሙን ቃለ መሓላ ክፍጽሙ’ዮም

Radio Erena: 27 July 2021 ኣባላት ባይቶ ንክኾኑ ካብ ዝርቑሑ ወርሒን ሰለስተ ሰሙንን ኣቑጺሮም ዘለዉ ሓገግቲ ኣካላት ደቡብ ሱዳን፣ ስርሖም ንምጅማር፣ ዝመጽእ ሰሙን ቃለ መሓላ ክፍጽሙ ምዃኖም ፕረዚደንት ሳልቫኪር ሚያርዲ [...]
ጂቡቲ፣ ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዳውባ ከባቢታት ሰራዊት ኣዋፊራ ንዝብል ሓበሬታ ነጺጋ

ጂቡቲ፣ ናብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዳውባ ከባቢታት ሰራዊት ኣዋፊራ ንዝብል ሓበሬታ ነጺጋ

Radio Erena: 26 July 2021 ጂቡቲ፣ ናብቲ መጥቃዕቲ ክካየደሉ ይኽእሉ'ዩ ተባሂሉ ዝጥርጠር ከባቢታት ዶባ ምስ ኢትዮጵያ፣ ሰራዊታ ልኢኻ ንዝብል ሓበሬታ ነጺጋ። ንሚኒስተር ቁጠባን ፋይናንስ፣ ኤልያስ ዱዋለ ብምጥቃ [...]
ምስ ኤርትራን ብሩንዲን ክታበት ኮቪድ ክትሕሰም ዝጸንሐት ታንዛንያ፣ ድሕሪ ከቢድ ስግኣት ለበዳ፣ ሚልዮናት ዶዝ ኣዚዛ

ምስ ኤርትራን ብሩንዲን ክታበት ኮቪድ ክትሕሰም ዝጸንሐት ታንዛንያ፣ ድሕሪ ከቢድ ስግኣት ለበዳ፣ ሚልዮናት ዶዝ ኣዚዛ

Radio Erena: 26 July 2021 ምስ ኤርትራን ብሩንዲን ብሓባር፣ ክታበት ኮረና ቫይረስ ክትሕሰም ዝጸንሐት፣ ታንዛንያ፣ ከቢድ ስግኣት እቲ ለበዳ ድሕሪ ምንጽልላዋ፣ ሚልዮናት ዶዝ ኣዚዛ። ብመንገዲ ሕብረት ኣፍሪቃ ካ [...]
መንግስቲ ክልል ኣምሓራ፣ ካብ ሓይልታት ትግራይ ንዝፍነወሉ ዘሎ መጥቃዕታት ንምምካት ክተት ኣዊጁ

መንግስቲ ክልል ኣምሓራ፣ ካብ ሓይልታት ትግራይ ንዝፍነወሉ ዘሎ መጥቃዕታት ንምምካት ክተት ኣዊጁ

Radio Erena: 26 July 2021 መንግስቲ ክልል ኣምሓራ፣ ካብ ሓይልታት ትግራይ ንዝፍነወሉ ዘሎ መጥቃዕታት ንምምካት ክተት ኣዊጁ። እቲ ክልላዊ መንግስቲ፣ ነቲ ኩሉ ዓቕሙ ኣኽቲቱ ይዋጋኣና'ሎ ዝበሎ ሓይልታት ትግራይ [...]
ሶማል፣ ን25 ሓምለ ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ባይቶ ተሰጋጊሩ

ሶማል፣ ን25 ሓምለ ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ባይቶ ተሰጋጊሩ

Radio Erena: 26 July 2021 ኣብ ሶማል፣ 25 ሓምለ ክኽፈት ዝነበሮ ምርጫ ባይቶ፣ ሕጂ'ውን ተሰጋጊሩ። እቲ ትማሊ ሰንበት ክጅምር ዝነበሮ ምርጫ ባይቶ፣ ኣብ 10 ጥቅምቲ ክካየድ መደብ ንዘለዎ ፕረዚደንታዊ ምርጫ [...]
ኣብ ዶባት ኢትዮጵያን ሱዳንን ሓዲሽ ወጥሪ ተኸሲቱ

ኣብ ዶባት ኢትዮጵያን ሱዳንን ሓዲሽ ወጥሪ ተኸሲቱ

Radio Erena: 25 July 2021 ሱዳን ብቀዳም 24 ሓምለ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽባ ዶብ ከምዝዓጸወቶ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ሱዳን ነዚ ስጉምቲ’ዚ ክወስድ ዘገደዶ፣ ሓደ ካብ ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝኾነ ካፕቴን ባሃ ኣዲ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ ኣስታት 30 ሽሕ ኢትዮጵያን ሰጕጓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ ኣስታት 30 ሽሕ ኢትዮጵያን ሰጕጓ

Radio Erena: 23 July 2021 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ ልዕሊ 30 ሽሕ ኢትዮጵያን ከምዝሰጎጎት፣ ኣህጉራዊ ትካል ስደተኛታት ገሊጹ። እታ ሃገር፣ ካብ 26 ሰነ ክሳብ 9 ሓምለ ኣብ ዝነበረ [...]
ሱዳን፣ ልዕሊ 4700 ኪ/ሜ ዝዝርጋሕ ሓዲድ ባቡር ዳግም ናብ ኣገልግሎት ንምምላሱ ትሰርሕ

ሱዳን፣ ልዕሊ 4700 ኪ/ሜ ዝዝርጋሕ ሓዲድ ባቡር ዳግም ናብ ኣገልግሎት ንምምላሱ ትሰርሕ

Radio Erena: 23 July 2021 ሱዳን፣ ንዝተፈላለየ ዞባታት እታ ሃገር ዝስንጥቅ፣ ልዕሊ 4700 ኪሎሜተር ዝዝርጋሕ መንገዲ ባቡር፣ ናብ ኣገልግሎት ንምምላሱ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊጹ። ቁጠባ ሱዳን፣ ካብ ግዜ ናብ ግ [...]
ኣመሪካ፣ ‘ንኣልሸባብ ዒላማ ዝገበረ’ዩ’ ዝተባህለ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ

ኣመሪካ፣ ‘ንኣልሸባብ ዒላማ ዝገበረ’ዩ’ ዝተባህለ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ

Radio Erena: 22 July 2021 ፕረዚደንት ኣመሪካ፣ ጆ ባይደን፣ ኣብ ሶማል፣ ናይ ነፈርሪ ደብዳብ ክካየድ ምእዛዙ፣ ኒውዮርክ ታይምስ ኣፍሊጡ። እቲ ብ20 ሓምለ፣ ብሰብ ኣልቦ በረርቲ ዝተፈጸመ ደብዳብ፣ ኣብ ሰሜናዊ [...]
መራሕቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ከሰሓሕቦም ኣብ ዝጸንሐ ጉዳያት ዘትዮም

መራሕቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ከሰሓሕቦም ኣብ ዝጸንሐ ጉዳያት ዘትዮም

Radio Erena: 21 July 2021 መራሕቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ከሰሓሕቦም ኣብ ዝጸንሐ ጉዳያት ፍርያት ነዳዲ፣ ንግድን ወፍርን ብዝምልክተ ከምዝዘተዩ ማዕከናት ዜና ወሽመጥ ሓቢረን። ወራሲ ዓራት ኣቡ ዳቢ፣ [...]
1 189 190 191 192 193 386 1910 / 3855