Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 188 189 190 191 192 386 1900 / 3855
ቱርኪ፣ ንኢትዮጵያ ኩሉ ዓይነት ድጋፍ ክትገብር ድልውቲ ምዃና ገሊጻ

ቱርኪ፣ ንኢትዮጵያ ኩሉ ዓይነት ድጋፍ ክትገብር ድልውቲ ምዃና ገሊጻ

Radio Erena: 03 August 2021 ቱርኪ፣ ጸጥታን ርግኣትን ኢትዮጵያ ከምዘገድሳን፣ ኩሉ ዓይነት ድጋፍ ንምግባር ድልውቲ ምህላዋን ገሊጻ። እታ ሃገር ነዚ ዝገለጸት ፕረዚደንት ጣይብ ኤርዶዋን፣ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር [...]
ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ ዓፈርን ሶማል ዒሳን ብዝተወልዐ ናይ ብሄር ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ ዓፈርን ሶማል ዒሳን ብዝተወልዐ ናይ ብሄር ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 03 August 2021 ኣብ ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ ተወላዶ ዓፈርን ሶማል ዒሳን ብዝተጓሃሃረ ናይ ብሄር ግጭት፣ ብውሕዱ ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም። እቲ ብባሕቲ ነሓሰ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ከተማ ጂቡቲ ዝተወል [...]
ኣብ ተከዘ፣ ናይ ዝተቐትሉ ኣስታት 50 ሰባት ሬሳ ተረኺቡ

ኣብ ተከዘ፣ ናይ ዝተቐትሉ ኣስታት 50 ሰባት ሬሳ ተረኺቡ

Radio Erena: 03 August 2021 ኣብ ሩባ ተከዘ፣ ናይ ዝተቐትሉ ኣስታት 50 ሰባት ሬሳ ከምዝተረኽበ ንመንግስቲ ሱዳን ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ዘ ጋርድያን ኣቃሊሑ። ገለ ካብቲ በብእዋኑ ዝተኣከበ ሬሳታት፣ ኣእዳዎም [...]
ፈረንሳ፣ ኵናት ትግራይ ንኸብቅዕ ዘተ ክጅምር ጸዊዓ

ፈረንሳ፣ ኵናት ትግራይ ንኸብቅዕ ዘተ ክጅምር ጸዊዓ

Radio Erena: 03 August 2021 ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ከብቅዕ፣ ብዝቐልጠፈ ዘተ ክጅመር ጸዊዑ። ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ፈረንሳ፣ ብ31 ሓምለ ዝወጸ መግለጺ ከምዘነጽሮ፣ ኢማ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ተወሳኺ ደብዳብ ኣካይዳ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ተወሳኺ ደብዳብ ኣካይዳ

Radio Erena: 03 August 2021 ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ደብዳብ ነፈርቲ ከምዘካየደት ኣፍሊጣ። እቲ ኣብ ባሕቲ ነሓሰ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ኣብ ዞባ ጋልምዱግ ንዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ኣልሸባብ ዒላማ ዝገበረ ምንባሩ'ዩ ተሓቢሩ። [...]
ላዕለዎት ሓለፍቲ ሕ.መ.ኣመሪካን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ናብ ኢትዮጵያ ዑደት ከካዪዱ እዮም

ላዕለዎት ሓለፍቲ ሕ.መ.ኣመሪካን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ናብ ኢትዮጵያ ዑደት ከካዪዱ እዮም

Radio Erena: 01 August 2021 ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ረዲኤት ንዘድልዮ ህዝቢ ንምብጻሕን ብዛዕባ ዝከኣለሉ መንገዲ ንምዝታይ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ና [...]
መንግስቲ ክልል ትግራይ፣ ተዅሲ ንምቁራጽ ሓድሽ ቅድመ ኩነት ኣቕሪቡ

መንግስቲ ክልል ትግራይ፣ ተዅሲ ንምቁራጽ ሓድሽ ቅድመ ኩነት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 30 July 2021 መንግስቲ ክልል ትግራይ፣ ሓይልታቱ ምቁራጽ ቶኽሲ ንምትግባር፣ ሓድሽ ቅድመ ኩነት ኣቕሪቡ። ብመሰረት እቲ ቀሪቡ ዘሎ ቅድመ ኩነት፣ ኣብ ትግራይ ተቋሪጹ ዝርከብ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት [...]
‘ንኣዲስ ኣበባ ምስ ወደብ ጂቡቲ ዘራኽብ ናይ ባቡርን ጽርግያን መስመር ተዓጽዩ’

‘ንኣዲስ ኣበባ ምስ ወደብ ጂቡቲ ዘራኽብ ናይ ባቡርን ጽርግያን መስመር ተዓጽዩ’

Radio Erena: 28 July 2021 ንኣዲስ ኣበባ ምስ ወደብ ጂቡቲ ዘራኽብ ናይ ባቡር ይኹን ናይ ጽርግያ መስመር ከምዝተዓጽወ ንፕረዚደንት ክልል ሶማል፣ ሙስጠፋ መሓመድ ዑመር ብምጥቃስ ሮይተረስ ሓቢሩ። እንተኾነ ሮይተ [...]
ጂቡቲ፡ 15 ሃገራት ዝሳተፍኦ ወትሃደራዊ ልምምድ ይካየድ ኣሎ

ጂቡቲ፡ 15 ሃገራት ዝሳተፍኦ ወትሃደራዊ ልምምድ ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 27 July 2021 ካብ 15 ሃገራት ዝተወጽኣ ኣሃዱታት ዝሳተፍኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣብ ጂቡቲ ይካየድ ኣሎ። እቲ ብእዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ተወዲቡ፣ 25 ሓምለ ጀሚሩ ንክልተ ቅነ ዝካ [...]
‘ናብ ኤርትራ ንታዕሊም ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል፣ ጉዳይ ሃገራዊ ድሕነት ስለዝኾነ፣ ክዝተየሉ የብሉን’ ሚኒስተር ዜና ሶማል

‘ናብ ኤርትራ ንታዕሊም ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል፣ ጉዳይ ሃገራዊ ድሕነት ስለዝኾነ፣ ክዝተየሉ የብሉን’ ሚኒስተር ዜና ሶማል

Radio Erena: 27 July 2021 ንታዕሊም ናብ ኤርትራ ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል፣ ጉዳይ ሃገራዊ ድሕነት ስለዝኾነ፣ ክዝተየሉ ከምዘይብሉ ሚኒስተር ዜና ዑስማን ኣቡበከር ዱበ ገሊጹ። መርበብ ሓበሬታ ጋሮወ ብዘቕረቦ [...]
1 188 189 190 191 192 386 1900 / 3855