Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 183 184 185 186 187 386 1850 / 3855
ህወሓት፣ ‘ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ለውጢ ከምጽእ እዩ ኢልካ ምሕሳብ የዋህነት’ዩ’

ህወሓት፣ ‘ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ለውጢ ከምጽእ እዩ ኢልካ ምሕሳብ የዋህነት’ዩ’

Radio Erena: 30 August 2021 ህወሓት፣ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ንፕረዚደንት ነበር ኦሊሰጉን ኦባሳንጆ ከም ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ገይሩ ምምዛዙ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ። ህወሓት ብኣፈኛኡ ኣቢሉ ኣብ ዝሃቦ ምላሽ፣ ሕብረት ኣ [...]
ዩጋንዳ፣ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ክፍጽም ዝፈተነ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኣትዩ

ዩጋንዳ፣ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ክፍጽም ዝፈተነ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኣትዩ

Radio Erena: 30 August 2021 መንግስቲ ዩጋንዳ፣ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ክፍጽም ንዝፈተነ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከምዘእተዎ ተገሊጹ። ንዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል ዝመርሕ ዝነበረ ዩጋንዳዊ መጀር ጀነራል [...]
‘ማሕበራዊ ቅርጺ ኢትዮጵያ ዓይንና እንዳረኣና ይበርስ ኣሎ’፤  ኣንቶንዮ ጉተረዝ

‘ማሕበራዊ ቅርጺ ኢትዮጵያ ዓይንና እንዳረኣና ይበርስ ኣሎ’፤ ኣንቶንዮ ጉተረዝ

Radio Erena: 29 August 2021 ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ናብ ካልኦት ዞባታት’ታ ሃገር ብምስፍሕፍሑ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ከጋጥም እዩ፣ ክብል ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ኣንቶንዮ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ቅልውላው ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ቅልውላው ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ

Radio Erena: 29 August 2021 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዘሎ ቅልውላው ዝከታተል ፍሉይ ልኡኽ መዚዙ። ካብ ቤት ጽሕፈት’ቲ ሕብረት ዝወጸ ሓበሬታ ከምዘመልክቶ፣ ፕረዚደንት ናይጀሪያ ነበር ኦሊሰጉን ኦባሳንጆ፣ ፍሉ [...]
ኣመሪካ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝርከቡ ዜጋታታ መጠንቀቕታ ዘርጊሓ

ኣመሪካ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝርከቡ ዜጋታታ መጠንቀቕታ ዘርጊሓ

Radio Erena: 29 August 2021 ኣመሪካ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝርከቡ ዜጋታታ መጠንቀቕታ ዘርጊሓ። ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ ዘውጸኦ መጠንቀቕታ፣ ኣብዚ ዝቕጽል መዓልታት ክካየድ ተወጢኑ ዘሎ ህዝባዊ ኣብያ፣ ግጭት [...]
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ሶማል ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ሶማል ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ

Radio Erena: 27 August 2021 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ሶማል ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ። ማእከላይ እዚ ምብራቕ ኣፍሪቃ’ታ ሃገር ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ጆ ባይደን ስልጣን ካብ ዝሕዝ ጥራይ እዚ መ [...]
ሲቪካውያን ማሕበራት ደቡብ ሱዳን፣ ኣንጻር መራሕቲ’ታ ሃገር ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጸዊዖም

ሲቪካውያን ማሕበራት ደቡብ ሱዳን፣ ኣንጻር መራሕቲ’ታ ሃገር ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጸዊዖም

Radio Erena: 26 August 2021 ሲቪካውያን ማሕበራት ደቡብ ሱዳን፣ ኣንጻር መራሕቲ’ታ ሃገር ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጸዊዖም። እዚ ኣብዚ ዝቕጽል መዓልታት ክካየድ ተጸዊዑ ዘሎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ማ [...]
የመን ካብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ናይ 665 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ

የመን ካብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ናይ 665 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ

Radio Erena: 26 August 2021 የመን ካብ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ናይ 665 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ። ኣይ.ኤም.ኤፍ. ነዚ ሓገዝ ዘበርከተ፣ የመን ኣትያቶ ካብ ዘላ ቁጠባዊን ሰብኣዊን ቅልውላው ንምውጻእ ዝዓለመ ምዃኑ [...]
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ብናይ ካልእ ሃገር ሰራዊት ክትክኦ ወሲኑ

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ብናይ ካልእ ሃገር ሰራዊት ክትክኦ ወሲኑ

Radio Erena: 25 August 2021 ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ብናይ ካልእ ሃገር ሰራዊት ክትክኦ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ። ኣብዚ እዋን’ዚ ኢትዮጵያ ዘይሻራዊት ሃገር ኣይኮነትን፣ ስለ [...]
ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሶማልን ኢትዮጵያን ርክብ ኣካዪዶም

ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሶማልን ኢትዮጵያን ርክብ ኣካዪዶም

Radio Erena: 25 August 2021 ሶማልን ኢትዮጵያን ኣብ ጸጥታ ክተሓባበራ ዘኽእለን መንገዲ ንምንዳይ፣ ርክብ ምክያደን መንግስታዊ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ሓቢረን። ኣብቲ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ክልቲኤን ሃገራት ብዕለት 23 [...]
1 183 184 185 186 187 386 1850 / 3855