Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 180 181 182 183 184 386 1820 / 3855
ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚማ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ካብ ሩስያ ኣጽዋር ንምርካብ ተቛምት ከምዘላ ተገሊጹ

ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚማ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ካብ ሩስያ ኣጽዋር ንምርካብ ተቛምት ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 15 September 2021 ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚማ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ኣጽዋራትን ተተኮስትን ካብ ሩስያ ንምርካብ ተቛምት ከምዘላ ኣብ ኣመሪካ ዝመደበሩ ሓደ ካብ ዓበይቲ ማዕከናት ዜና-CNBC ገሊጹ። [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ግብጺ ዑደት ኣካይዳ ንዝተመልሰት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ካብ ስልጣን ሰጕጉ

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ግብጺ ዑደት ኣካይዳ ንዝተመልሰት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ካብ ስልጣን ሰጕጉ

Radio Erena: 15 September 2021 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ኣብ ግብጺ ዑደት ኣካይዳ ንዝተመልሰት ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ቢያትሪስ ካማሲ ዋኒ፣ ካብ ስልጣን ኣልዩዋ። እቲ ፕረዚደንት ነታ [...]
ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል ኣብ ሕኽምና ተዓቝቡ ምህላዉ ተገሊጹ

ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል ኣብ ሕኽምና ተዓቝቡ ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 15 September 2021 ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ኣብ ፈረንሳ ከተማ ፓሪስ ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል ተዓቝቡ ሕክምና ይካየደሉ ከምዘሎ ተገሊጹ። ወዲ 73 ዓመት ዑመር ገለ፣ ብጽኑዕ ሓሚሙ [...]
‘ኵናት ትግራይ እንኮ መፍትሒኡ ፖለቲካዊ ዘተ ጥራይ’ዩ።’ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ሃ

‘ኵናት ትግራይ እንኮ መፍትሒኡ ፖለቲካዊ ዘተ ጥራይ’ዩ።’ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ሃ

Radio Erena: 14 September 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ እንኮ መፍትሒኡ ፖለቲካዊ ዘተ ጥራይ ምዃኑ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት፣ ሚሸል ባሸለት ገሊጻ። ንሳ፣ ብዛዕባ'ቲ ኣብ ት [...]
ሶማል፣ ንምርጫ ምድላዋት ኣብ ዝጀመረሉ ፣ ብምክትል ዋና ጸሓፊት ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ናብታ ሃገር በጺሑ

ሶማል፣ ንምርጫ ምድላዋት ኣብ ዝጀመረሉ ፣ ብምክትል ዋና ጸሓፊት ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ናብታ ሃገር በጺሑ

Radio Erena: 14 September 2021 ብምክትል ዋና ጸሓፊት፣ ኣሚና መሓመድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት፣ ብ12 መስከረም፣ ኣብ ሶማል ምብጻሕ ኣካይዱ። ሶማል፣ ምስ ምርጫን ካልእ ፖለቲካዊ ውሳኔታትን ብዝተሓ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተኺላቶ ዝጸንሐት ስትራቴጂያዊ ሚሳይላት ከምዘልዓለቶ ተገሊጹ

ኣመሪካ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተኺላቶ ዝጸንሐት ስትራቴጂያዊ ሚሳይላት ከምዘልዓለቶ ተገሊጹ

Radio Erena: 14 September 2021 ኣመሪካ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተኺላቶ ዝጸንሐት ስትራቴጅያዊ ሚሳይላት ከምዘልዓለቶ ዝተፈላለዩ ወትሃደራውያን ምንጭታት ገሊጾም። ካብ 2019 ኣትሒዙ፣ ኣብ ወትሃደራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ል [...]
‘ኢትዮጵያ፣ ኣብዘን ዝስዕባ ኣዋርሕ፣ ኣስታት 13% ካብ ህዝባ ንሓደጋ ጥሜት ክቃላዕ’ዩ።’ WFP

‘ኢትዮጵያ፣ ኣብዘን ዝስዕባ ኣዋርሕ፣ ኣስታት 13% ካብ ህዝባ ንሓደጋ ጥሜት ክቃላዕ’ዩ።’ WFP

Radio Erena: 13 September 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዝመጽእ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፣ ኣስታት 13.6 ሚልዮን ዝግመት ህዝቢ ንሓደጋ ጥሜት ክቓላዕ ምዃኑ፣ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣጠንቂቑ። ኣብታ ሃገር፣ ኣብ ዝተፈ [...]
ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ተዋፊሮም ዝርከቡ፣ ኣስታት 4 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት፣ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ክወጹ’ዮም

ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ተዋፊሮም ዝርከቡ፣ ኣስታት 4 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት፣ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ክወጹ’ዮም

Radio Erena: 13 September 2021 ኣብ መንጎ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ድሕሪ ዝተፈጥረ ዶባዊ ምስሕሓብ፣ ናብ ሱዳን ዞባ ኣብየይ ዝኣተዉ ኣሽሓት ኢትዮጵያውያን ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ [...]
ደ/ሱዳን፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝሰርሑ ዲፕሎማሰኛታት ብዘይወርሓዊ ደሞዝ ንክልተ ዓመታት ይሰርሑ

ደ/ሱዳን፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝሰርሑ ዲፕሎማሰኛታት ብዘይወርሓዊ ደሞዝ ንክልተ ዓመታት ይሰርሑ

Radio Erena: 12 September 2021 ኣብ ወጻኢ ሃገራት ኮይኖም ዘገልግሉ ዘለዉ ደቡብ ሱዳናውያን ዲፕሎማሰኛታት፣ ንልዕሊ ክልተ ዓመታት ወርሓዊ ደሞዝ ከምዘይተኸፍሎም ተገሊጹ። ማዪክ ኣዪ ደንግ ሓድሽ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ [...]
ሱዳን፣ ተቐቲሎም ሬሳኦም ኣብ ሩባ ተከዘ ዝተረኽበ ተወላዶ ትግራይ ብዝምልከት፣ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣዘራሪባ

ሱዳን፣ ተቐቲሎም ሬሳኦም ኣብ ሩባ ተከዘ ዝተረኽበ ተወላዶ ትግራይ ብዝምልከት፣ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣዘራሪባ

Radio Erena: 09 September 2021 መንግስቲ ሱዳን፣ ብዛዕባ'ቶም ተቐቲሎም፣ ሬሳኦም ኣብ ሩባ ተከዘ ዝተረኽበ 29 ተወላዶ ትግራይ ብዝምልከት፣ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ከምዘዘራረበ ንመግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወ [...]
1 180 181 182 183 184 386 1820 / 3855