Category: ኣህጉራዊ ዜና
መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ኣስታት 700 ሶማላውያን ሰጉጕ
Radio Erena: 08 October 2021
መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ተወላዶ ናይታ ኣብ ትሕቲ ፈደራላዊ መንግስቲ እትመሓደር ሶማል ኢኹም ዝበሎም ኣስታት 700 ሰባት ሰጕጉ።
ሓይልታት ጸጥታ ናይታ ርእሰ ምምሕ [...]
ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 5 ሽሕ ስደተኛታት ተገፊፎም
Radio Erena: 07 October 2021
ሓይልታት ጸጥታ ሊብያ፣ ኣብ ምዕራባዊ ሸነኽ እታ ሃገር ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ግፋ፣ ናይ ዝሓዝዎም ብዝሒ ስደተኛታት ልዕሊ 5 ሽሕ በጺሑ።
እቶም ሓይልታት ጸጥታ፣ ነቶም ቆልዑን ደ [...]
ቤት ምኽሪ ጽጥታ፣ ኣብ ኵናት ትግራይን ህሉው ኩነታት ኢትይጵያን ዘትዩ
Radio Erena: 07 October 2021
ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኵናት ትግራይን ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያን ዘትዩ።
እቲ ብረቡዕ 6 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ዝተኻየደ ፍሉይ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ጸጥታ፣ ኣ [...]
ሱዳን፣ ኣድመኛታት ዘቕረብዎ ጠለባት ክሳብ ዝማልኣሎም፣ ተዓጽዩ ዘሎ ወደብ ፖርት ሱዳንን ኣውራ መንገድታትን ከምዘይከፍቱ ገሊጾም
Radio Erena: 07 October 2021
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ህዝቢ ቤጃ- ናዚሪስ፣ ዘቕረቦ ጠለባት ክሳብ ዝማላእ፣ ዝካየድ ዘሎ ኣድማ ደው ከምዘይብል ኣፍሊጡ።
'እቲ ቤት ምኽሪ፣ ብሰሉስ 5 ጥቅምቲ ናብ [...]
ብዩቱብ ንጽልኢን ግጭታትን ዝዕድም መልእኽታት ከተመሓላልፍ ጸኒሓ ዝተባህለት ርዋንዳዊት ን15 ዓመታት ክትእሰር ተፈሪዳ
Radio Erena: 07 October 2021
ብዩቱብ ንጽልኢንግጭታትን ዝዕድም መልእኽታት ከተመሓላልፍ ጸኒሓ ተባሂላ ዝተኸሰሰት፣ ተቓዋሚት መንግስቲ ርዋንዳ፣ ን15 ዓመታት ክትእሰር ተፈሪዳ።
እታ ኢቮን ኢዳማንጅ (Yvonne Id [...]
ፕረዚደንት ኬንያን ስድራቤቱን፣ ብሕቡእ 30 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ወፍሪ ከምዘለዎም ተቓሊዑ
Radio Erena: 06 October 2021
ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታን ሽዱሽተ ኣባላት ስድራቤቱን፣ 30 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ወፍሪ ብሕቡእ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ከምዘለዎም ተቓሊዑ።
እዚ ዝተቓልዐ፣ ፓንዶራ ፐፐርስ [...]
ቀጠር፣ ደቀንስትዮ ሕጹያት ኮይነን ዝቐረባሉ፣ ፈላሚ ምርጫ ቤት ምኽሪ ሹራ ተኻይዱ
Radio Erena: 06 October 2021
ኣብ ቀጠር፣ ፈላሚ ምርጫ ኣባላት ስድራቤት ቤት ምኽሪ ሹራ ተኻይዱ።
45 መናብር ካብ ዘለዎ ቤት ምኽሪ ሹራ፣ እቲ 30 ብ2 ጥቅምቲ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ንዝዕወቱ ክሕዛእ እንከሎ [...]
ኣብ 10 ጥቅምቲ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ምርጫ ሶማል፣ ክሰጋገር ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 06 October 2021
ኣብ 10 ጥቅምቲ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ምርጫ ሶማል፣ ናብ ካልእ እዋን ክሰጋገር ምዃኑ ተገሊጹ።
መርበብ ሓበሬታ ብሉምበርግ፣ ንኣፈኛ ፈደራል መንግስቲ ሶማል፣ መሓ [...]
‘ካብ ተሸላሚ ኖቤል፣ ናብ ናይ ኵናት እዋን መራሒ ዝተሰጋገረ ቀ/ሚ ኣብይ’ ኣብ ስልጣን ንምቕጻል ቃለ መሓላ ፈጺሙ
Radio Erena: 05 October 2021
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ቃለ መሓላ ፈጺሙ።
ኣብይ ኣሕመድ፣ ብዓብላሊ ድምጺ ፓርላማ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ክኸውን ድሕሪ ምምራ [...]
ፖርት ሱዳን ብሰንኪ ኣድማ ብምዕጻው፣ ቀረባት መግቢ መድሃኒትን ነዳዲን ይውዳእ ከምዘሎ ካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ገሊጹ
Radio Erena: 05 October 2021
ኣብ ሱዳን፣ ወደብ ፖርት ሱዳንን ካብ ናብን ዝወስድ ኣውራ መንገዲታትን፣ ምንቅስቓስ ህዝቢ ቤጃ ብዘካየዶ ዘሎ ኣድማ ድሕሪ ምዕጻው፣ ከም መግቢ፣ መድሃኒትን ነዳዲን ዝኣመሰላ ቀረባት [...]