Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 167 168 169 170 171 386 1690 / 3855
ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም ኣርባዕተ ሰበስልጣን፣ ናይ መግቢ ምሕሳም ኣድማ ኣብ ዝኣወጁሉ ጽባሕ፣ ናጻ ፈንዩዎም

ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም ኣርባዕተ ሰበስልጣን፣ ናይ መግቢ ምሕሳም ኣድማ ኣብ ዝኣወጁሉ ጽባሕ፣ ናጻ ፈንዩዎም

Radio Erena: 28 November 2021 ኣብ ስልጣን ዝርከብ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም ኣርባዕተ ሰበስልጣን፣ ናይ መግቢ ምሕሳም ኣድማ ኣብ ዝኣወጁሉ ጽባሕ፣ ናጻ ፈንዩዎም። እቶም ኣባላት ካቢኔ፣ ኣመሓደ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ተጸባዪ ረዲኤት ኮይኑ ናይ ዘሎ ቁጽሪ ህዝቢ ናብ 9.4 ሚልዮን ክብ ኢሉ

ኣብ ኢትዮጵያ ተጸባዪ ረዲኤት ኮይኑ ናይ ዘሎ ቁጽሪ ህዝቢ ናብ 9.4 ሚልዮን ክብ ኢሉ

Radio Erena: 28 November 2021 ኣብ ኢትዮጵያ ተጸባዪ ረዲኤት ኮይኑ ናይ ዘሎ ቁጽሪ ህዝቢ ናብ 9.4 ሚልዮን ክብ ከምዝበለ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ፕሮግራም መግቢ ዓለም ጀኔቫ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ብዓርቢ 2 [...]
ማእከላይ እዚ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ብምዕራባውያን ዲፕሎማሰኛታትን ኢትዮጵያውያንን ንመሰጋገሪ መንግስቲ ብዝምልከት ዝገበሩዎ ኣኼባ ግቡእ ምላሽ ክህበሉ ምዃኑ ገሊጹ

ማእከላይ እዚ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ብምዕራባውያን ዲፕሎማሰኛታትን ኢትዮጵያውያንን ንመሰጋገሪ መንግስቲ ብዝምልከት ዝገበሩዎ ኣኼባ ግቡእ ምላሽ ክህበሉ ምዃኑ ገሊጹ

Radio Erena: 28 November 2021 ኣብ ኢትዮጵያ ቆይሙ ዘሎ ማእከላይ እዚ ወይ ኮማንድ ፖስት፣ ነቲ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ብምዕራባውያን ዲፕሎማሰኛታትን ኢትዮጵያውያንን ንመሰጋገሪ መንግስቲ ብዝምልከት ዝገበሩዎ ኣኼባ ግቡእ ም [...]
ጂቡቲ፣ ዓቕሚ ሓይሊ ባሕራ ንምዕባይ ኣርባዕተ መራኽብ ኵናት ሸሚታ

ጂቡቲ፣ ዓቕሚ ሓይሊ ባሕራ ንምዕባይ ኣርባዕተ መራኽብ ኵናት ሸሚታ

Radio Erena: 25 November 2021 ሓይሊ ባሕሪ ጂቡቲ፣ ዓቕሙ ንምዕባይ፣ ኣርባዕተ ዘመናውያን መራኽብ ኵናት ከምዝዓጠቐ ተገሊጹ። እተን መራኽብ ብ22 ሕዳር ናብ ወደብ ጂቡቲ ኣብ ዝኣተዋሉ፣ ፕረዚደንት እስማዒል [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ‘ምስ ህወሓት ርክብ ኣለዎም ብዝብል ጥርጣረ ንዝተታሕዙ ሰባት ፈንዩ’ ብዝብል ክሲ ንኣዛዚ ፖሊስ ደብረብርሃን ኣሲሩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ‘ምስ ህወሓት ርክብ ኣለዎም ብዝብል ጥርጣረ ንዝተታሕዙ ሰባት ፈንዩ’ ብዝብል ክሲ ንኣዛዚ ፖሊስ ደብረብርሃን ኣሲሩ

Radio Erena: 25 November 2021 ኵናት ትግራይ ናብ ከባቢ ደብረብርሃን ከምዝተጸግዐ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኣዛዚ ፖሊስ እታ ከተማ፣ ኮማንደር ታየ ሃብተጊዮርጊስ ምስ ህወሓት ርክብ ኣለዎ ብ [...]
‘ፈረንሳ፣ ገማግም ባሕራ መቓብር ብጀላቡ ናይ ዝሰግሩ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ክትከውን ኣይንሓድጋን ኢና።’ ፕረዚደንት ማክሮን

‘ፈረንሳ፣ ገማግም ባሕራ መቓብር ብጀላቡ ናይ ዝሰግሩ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ክትከውን ኣይንሓድጋን ኢና።’ ፕረዚደንት ማክሮን

Radio Erena: 25 November 2021 ገማግም ባሕሪ ፈረንሳ፣ ካብ ጎማ ብዝተሰርሓ ጀላቡ ተጠቒሞም ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ፈቲኖም ናይ ዝጥሕሉ ሰባት መቓብር ክኸውን ኣይንፈቅድን ኢና ክብል ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን [...]
ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ‘ቀዳማይ ኣብይ ኣሕመድ ነዛ ሃገር ናብ ኩሉ ዝልሕም ባርዕ ቀይሩዋ ኣሎ።’  ከምዝበለተ ንዝገልጽ ጸብጻባት ነጺጋቶ

ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ‘ቀዳማይ ኣብይ ኣሕመድ ነዛ ሃገር ናብ ኩሉ ዝልሕም ባርዕ ቀይሩዋ ኣሎ።’ ከምዝበለተ ንዝገልጽ ጸብጻባት ነጺጋቶ

Radio Erena: 25 November 2021 ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ 'ቀዳማይ ኣብይ ኣሕመድ ነዛ ሃገር ናብ ኩሉ ዝልሕም ባርዕ ቀይሩዋ ኣሎ።' ከምዝበለተ፣ ብቋንቋ ፈረንሳ ኣብ እትሕተም መጽሔት፣ ዠን ኣፍሪክ፣ [...]
ባንክ ዓለም፣ ኣብ ሕርሻዊን ልምዓታውን ንጥፈታት ኢትዮጵያ ዝውዕላ ሄሊኮፕተራትን ድሮናትን ንምሕጋዝ ዝኣተዎ ውዕል ሰሪዙ

ባንክ ዓለም፣ ኣብ ሕርሻዊን ልምዓታውን ንጥፈታት ኢትዮጵያ ዝውዕላ ሄሊኮፕተራትን ድሮናትን ንምሕጋዝ ዝኣተዎ ውዕል ሰሪዙ

Radio Erena: 25 November 2021 ባንክ ዓለም፣ ኣብ ሕርሻዊን ልምዓታውን ንጥፈታት ኢትዮጵያ ዝውዕላ ሄሊኮፕተራትን ድሮናትን ብሓገዝ ንምዕዳግ ዝኣተዎ ውዕል ከምዝሰረዘ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቃሊሓ። [...]
‘መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣርባዕተ ዲፕሎማሰኛታት ኣየርላንድ ሰጕጉ።’ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ

‘መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣርባዕተ ዲፕሎማሰኛታት ኣየርላንድ ሰጕጉ።’ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ

Radio Erena: 24 November 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣርባዕተ ኣባላት ናይቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኣየርላንድ ከምዝሰጎጕ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣየርላንድ፣ ሲሞን ኮቨነይ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስተር [...]
ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ኩነታት እቲ ዞባ ብዝምልከት ምስ ሰበ ስልጣን ግብጺ፣ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ዘትያ

ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ኩነታት እቲ ዞባ ብዝምልከት ምስ ሰበ ስልጣን ግብጺ፣ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ዘትያ

Radio Erena: 24 November 2021 ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣነት ዌበር፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት እቲ ዞባን ክብርከት ዝግብኦ ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝምልከት ምስ ሰበ ስልጣን ግብጺ፣ ስዑዲ ዓረብ [...]
1 167 168 169 170 171 386 1690 / 3855