Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኢትዮጵያ፣ ከንቲባ ናይታ ደበና ኵናት ኣንጸላልዩዋ ዘሎ ከተማ ደብረብርሃን ምስ ህወሓት ርክብ ኣለካ ብዝብል ጥርጣር ከምዝተኣስረ ተሓቢሩ
Radio Erena: 29 November 2021
ኵናት ትግራይ ናብ ከባቢ ሰሜን ሸዋ ኣስፋሕፊሕሉ፣ ናብ ከባቢ ከተማ ደብረብርሃን ተጸግዒሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንከንቲባ እታ ከተማ፣ ኣቶ ደስታ ኣንዳርጌ ምስ ህወ [...]
ሱዳን፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ሽዱሽተ ወትሃደራት ከምዝተቐትሉዋ ገሊጻ
Radio Erena: 28 November 2021
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ብቀዳም 27 ሕዳር፣ ኣብ ከባቢ ዶብ ብዝኸፈቶ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ሽዱሽተ ወትሃደራት ሱዳን ከምዝተቐትሉ መንግስቲ ሱዳን ገሊጹ።
'ኣብ ከባቢ ኣልፋሽጋ፣ ምህ [...]
![ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም ኣርባዕተ ሰበስልጣን፣ ናይ መግቢ ምሕሳም ኣድማ ኣብ ዝኣወጁሉ ጽባሕ፣ ናጻ ፈንዩዎም ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም ኣርባዕተ ሰበስልጣን፣ ናይ መግቢ ምሕሳም ኣድማ ኣብ ዝኣወጁሉ ጽባሕ፣ ናጻ ፈንዩዎም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2021/11/sudanprot5-scaled.jpg)
ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም ኣርባዕተ ሰበስልጣን፣ ናይ መግቢ ምሕሳም ኣድማ ኣብ ዝኣወጁሉ ጽባሕ፣ ናጻ ፈንዩዎም
Radio Erena: 28 November 2021
ኣብ ስልጣን ዝርከብ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘጽነሖም ኣርባዕተ ሰበስልጣን፣ ናይ መግቢ ምሕሳም ኣድማ ኣብ ዝኣወጁሉ ጽባሕ፣ ናጻ ፈንዩዎም።
እቶም ኣባላት ካቢኔ፣ ኣመሓደ [...]
![ኣብ ኢትዮጵያ ተጸባዪ ረዲኤት ኮይኑ ናይ ዘሎ ቁጽሪ ህዝቢ ናብ 9.4 ሚልዮን ክብ ኢሉ ኣብ ኢትዮጵያ ተጸባዪ ረዲኤት ኮይኑ ናይ ዘሎ ቁጽሪ ህዝቢ ናብ 9.4 ሚልዮን ክብ ኢሉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/tigray__sit.jpg)
ኣብ ኢትዮጵያ ተጸባዪ ረዲኤት ኮይኑ ናይ ዘሎ ቁጽሪ ህዝቢ ናብ 9.4 ሚልዮን ክብ ኢሉ
Radio Erena: 28 November 2021
ኣብ ኢትዮጵያ ተጸባዪ ረዲኤት ኮይኑ ናይ ዘሎ ቁጽሪ ህዝቢ ናብ 9.4 ሚልዮን ክብ ከምዝበለ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።
ፕሮግራም መግቢ ዓለም ጀኔቫ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ብዓርቢ 2 [...]
ማእከላይ እዚ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ብምዕራባውያን ዲፕሎማሰኛታትን ኢትዮጵያውያንን ንመሰጋገሪ መንግስቲ ብዝምልከት ዝገበሩዎ ኣኼባ ግቡእ ምላሽ ክህበሉ ምዃኑ ገሊጹ
Radio Erena: 28 November 2021
ኣብ ኢትዮጵያ ቆይሙ ዘሎ ማእከላይ እዚ ወይ ኮማንድ ፖስት፣ ነቲ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ብምዕራባውያን ዲፕሎማሰኛታትን ኢትዮጵያውያንን ንመሰጋገሪ መንግስቲ ብዝምልከት ዝገበሩዎ ኣኼባ ግቡእ ም [...]
ጂቡቲ፣ ዓቕሚ ሓይሊ ባሕራ ንምዕባይ ኣርባዕተ መራኽብ ኵናት ሸሚታ
Radio Erena: 25 November 2021
ሓይሊ ባሕሪ ጂቡቲ፣ ዓቕሙ ንምዕባይ፣ ኣርባዕተ ዘመናውያን መራኽብ ኵናት ከምዝዓጠቐ ተገሊጹ።
እተን መራኽብ ብ22 ሕዳር ናብ ወደብ ጂቡቲ ኣብ ዝኣተዋሉ፣ ፕረዚደንት እስማዒል [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ‘ምስ ህወሓት ርክብ ኣለዎም ብዝብል ጥርጣረ ንዝተታሕዙ ሰባት ፈንዩ’ ብዝብል ክሲ ንኣዛዚ ፖሊስ ደብረብርሃን ኣሲሩ
Radio Erena: 25 November 2021
ኵናት ትግራይ ናብ ከባቢ ደብረብርሃን ከምዝተጸግዐ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኣዛዚ ፖሊስ እታ ከተማ፣ ኮማንደር ታየ ሃብተጊዮርጊስ ምስ ህወሓት ርክብ ኣለዎ ብ [...]
‘ፈረንሳ፣ ገማግም ባሕራ መቓብር ብጀላቡ ናይ ዝሰግሩ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ክትከውን ኣይንሓድጋን ኢና።’ ፕረዚደንት ማክሮን
Radio Erena: 25 November 2021
ገማግም ባሕሪ ፈረንሳ፣ ካብ ጎማ ብዝተሰርሓ ጀላቡ ተጠቒሞም ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ፈቲኖም ናይ ዝጥሕሉ ሰባት መቓብር ክኸውን ኣይንፈቅድን ኢና ክብል ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን [...]
ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ‘ቀዳማይ ኣብይ ኣሕመድ ነዛ ሃገር ናብ ኩሉ ዝልሕም ባርዕ ቀይሩዋ ኣሎ።’ ከምዝበለተ ንዝገልጽ ጸብጻባት ነጺጋቶ
Radio Erena: 25 November 2021
ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ 'ቀዳማይ ኣብይ ኣሕመድ ነዛ ሃገር ናብ ኩሉ ዝልሕም ባርዕ ቀይሩዋ ኣሎ።' ከምዝበለተ፣ ብቋንቋ ፈረንሳ ኣብ እትሕተም መጽሔት፣ ዠን ኣፍሪክ፣ [...]
ባንክ ዓለም፣ ኣብ ሕርሻዊን ልምዓታውን ንጥፈታት ኢትዮጵያ ዝውዕላ ሄሊኮፕተራትን ድሮናትን ንምሕጋዝ ዝኣተዎ ውዕል ሰሪዙ
Radio Erena: 25 November 2021
ባንክ ዓለም፣ ኣብ ሕርሻዊን ልምዓታውን ንጥፈታት ኢትዮጵያ ዝውዕላ ሄሊኮፕተራትን ድሮናትን ብሓገዝ ንምዕዳግ ዝኣተዎ ውዕል ከምዝሰረዘ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቃሊሓ።
[...]