Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 162 163 164 165 166 386 1640 / 3855
ሶማልያ፡ ጻንሒት ዓቃብ ሰላም ‘ኣሚሶም’ ብ3 ወርሒ ተናዊሑ

ሶማልያ፡ ጻንሒት ዓቃብ ሰላም ‘ኣሚሶም’ ብ3 ወርሒ ተናዊሑ

Radio Erena: 23 December 2021 ኣብ ሶማልያ ዓሪዱ ዘሎ ስርሒት ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ‘ኣሚሶም’ (Amisom) ንተወሳኺ ሰለስተ ወርሒ ኣብታ ሃገር ክጸንሕ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣጽዲቑ። በዚ መሰረት እ [...]
ደቀንስትዮ ዝጽቀጣለን ሃገራት፡ ዝደኸያን ዘይተረጋጋኣን ምኹዋነን ተገሊጹ

ደቀንስትዮ ዝጽቀጣለን ሃገራት፡ ዝደኸያን ዘይተረጋጋኣን ምኹዋነን ተገሊጹ

Radio Erena: 22 December 2021 ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ጸቕጢ ምስ ዝግበር፡ ጓል ኣንስተይቲ ጥራይ ዘይኮነ ወዲ ተባዕታይ’ውን ይጉዳእ እዩ፡ ኣብ ልዕሊኡ ድማ ሕብረተሰብ ድኻ ይኸውን ሃገር ድማ ዘይተረጋግአት ትኸ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሸውዓተ ኣባላት ‘ሽማግለ ዕርቂ’ ካብ መዝነቶም ኣልዩ

ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሸውዓተ ኣባላት ‘ሽማግለ ዕርቂ’ ካብ መዝነቶም ኣልዩ

Radio Erena: 21 December 2021 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል መሓመድ ሑሴን ሮብለ፣ ሸውዓተ ኣባላት ‘ሽማግለ ዕርቂ’ ካብ መዝነቶም ከምዝኣለየ ካብ ከተማ ሞቓድሾ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ማዕከናት ዜና ሶማል ኣብ ዝህቦኦ ዘ [...]
ኢትዮጵያ፡ ሓይልታት ትግራይ ካብ ሓያሎ ተቖጻጺሮሞ ዝጸንሑ ከባቢታት ይስሕቡ

ኢትዮጵያ፡ ሓይልታት ትግራይ ካብ ሓያሎ ተቖጻጺሮሞ ዝጸንሑ ከባቢታት ይስሕቡ

Radio Erena: 20 December 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ካብ ትግራይ ወጻኢ ተቖጻጺሮሞ ዝጸንሑ ከባቢታት ይስሕቡ ከምዘለዉ ሮይተርስ ካብ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣመልኪቱ። ላዕለዋይ ኣዛዚ ህወሓት ዶክተር ደብረጽዮ [...]
ሱዳን፣ ንዕልዋ መንግስቲ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ብሓድሽ ማዕበል ጀሚሩ

ሱዳን፣ ንዕልዋ መንግስቲ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ብሓድሽ ማዕበል ጀሚሩ

Radio Erena: 20 December 2021 ንናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዕልዋ መንግስቲ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊታት ሱዳን፣ ብሰፊሑ ይቕጽል ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ኣብቲ ብቀዳም ጀሚሩ ሰንበት 20 ታሕሳስ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ልዕሊ 7,500 ዜጋታት ወጻኢ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእትያ

ስዑዲ ዓረብ፣ ልዕሊ 7,500 ዜጋታት ወጻኢ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእትያ

Radio Erena: 20 December 2021 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ምስ ጉዳይ ናይ ስራሕ ፍቓድን ቪዛን ብዝተኣሳሰር ልዕሊ 7,500 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ። ካብቶም ዶብ ጥሒሶም ናብ ስዑዲ ዓረብ ክኣ [...]
ናብ ኤርትራ ንታዕሊም ዝተላእኩ ሶማላውያን ደሃይ ንምፍላጥ ዝቖመት ኮሚቴ፣ ዛጊት ዝኾነ ስራሕ ከምዘየሳለጠት ተገሊጹ

ናብ ኤርትራ ንታዕሊም ዝተላእኩ ሶማላውያን ደሃይ ንምፍላጥ ዝቖመት ኮሚቴ፣ ዛጊት ዝኾነ ስራሕ ከምዘየሳለጠት ተገሊጹ

Radio Erena: 19 December 2021 ናብ ኤርትራ ንታዕሊም ዝተላእኩ ሶማላውያን መንእሰያት ደሃይ ንምፍላጥ ዝቖመት ኮሚቴ ካብ እትቐውም 9 ወርሒ ኣሕሊፋ፣ ዛጊት ዝኾነ ስራሕ ከምዘየሳለጠት ተገሊጹ። ወለዲ እቶም መንእሰያት [...]
ኣልቡርሃን፣ ስልጣን ድሕሪ ምሓዙ ዘተኣታተዎም ሕግታት ከምዘይስሕቦም ኣፍሊጡ

ኣልቡርሃን፣ ስልጣን ድሕሪ ምሓዙ ዘተኣታተዎም ሕግታት ከምዘይስሕቦም ኣፍሊጡ

Radio Erena: 19 December 2021 ኣብ ሱዳን ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ዓብደል-ፋታሕ ኣልቡርሃን፣ ስልጣን ድሕሪ ምሓዙ ዘተኣታተዎም ሕግታት ከምዘይስሕቦም ገሊጹ። ኣል ቡርሃን ኣብ ምምራቕ ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኑ [...]
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ምግሃስ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ክትቀውም ወሲኑ

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ምግሃስ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ክትቀውም ወሲኑ

Radio Erena: 18 December 2021 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈጺሙ ንዝበሃል ምግሃስ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ክትቀውም ኣብ ስምምዕ በጺሑ። ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ብዓርቢ 17 ታሕሳስ [...]
ድሮን፣ መጓዓዝያ ናብ ዘይኣትዎ ርሑቕ ገጠራት፣ መድሃኒት ኣብ ምብጽጻሕ ዝግልገላሉ ዘለዋ  ኣብነታውያን ሃገራት ኣፍሪቃ

ድሮን፣ መጓዓዝያ ናብ ዘይኣትዎ ርሑቕ ገጠራት፣ መድሃኒት ኣብ ምብጽጻሕ ዝግልገላሉ ዘለዋ ኣብነታውያን ሃገራት ኣፍሪቃ

Radio Erena: 17 December 2021 ድሮን፣ ኢትዮጵያ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ንኵናትን ህልቂትን ዝውዕል ካብ ዘሎ ዘመናዊ ቴክኖሎጂ'ዩ። እዚ ኣብ መሬት ካብ ዝተደኮነ መደበር፣ ብመላጉም እናተኣዘዘ ብቴክኒሻ [...]
1 162 163 164 165 166 386 1640 / 3855