Category: ኣህጉራዊ ዜና
ልዕሊ ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል ዝተኻየደ ዘተ ተስፋ ዝህብ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 08 Febraury 2022
ካብ 2017 ኣትሒዛ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ብዘይዋና ተንሳፍፍ ዘላ መርከብ፣ ዝጸዓነቶ ኣስታት ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ናብ ካልእ መርከብ ንምግዓዙ፣ ምስ ሑቲን መንግስቲ የመ [...]
ፈረንሳ፣ ክሊ ኣየር ሕቡራት ኢማራት ካብ መጥቃዕቲ ውሑስ ንምግባሩ ክትተሓጋገዝ ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 07 Febraury 2022
ፈረንሳ፣ ካብ ሑቲ ናይ የመን ንዝፍኖ መጥቃዕታት ንምክልኻል፣ ንክሊ ኣየር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ከተውሕስ ምዃና ኣፍሊጣ።
ሚኒስትሪ ምክልኻል ፈረንሳ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዘ [...]
ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን ህወሓት ዝተመስረተ ክሲ ብሃንደበት ዝሰረዘሉ ምኽንያት መብርሂ ክህብ ሓቲቱ
Radio Erena: 07 Febraury 2022
ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን ህወሓት ዝተመስረተ ክሲ ዝተሰረዘሉን ኣብ ማእሰርቲ ዝነበሩ ድማ ብሃንደበት ዝተፈትሕሉን ምኽንያት [...]
‘ኣብዚ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ምሕረት ተገይሩሎም ዝተባህሉ ሰበስልጣን ህወሓት፣ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ክሳተፉ እዮም’: ሚኒስትሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ
Radio Erena: 06 February 2022
ኣብዚ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ምሕረት ተገይሩሎም ዝተባህሉ ሰበስልጣን ህወሓት፣ ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ክሳተፉ እዮም፣ ክብል ሚኒስትሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ ገሊጹ።
እቲ ሚኒስትሪ ነዚ መግለጺ ዝሃበ፣ ባይ [...]
ማሕበር ሰብ-ሞያ ሱዳን፣ ብው.ሕ.ሃ. ዝቐረበ እማመ ምቛም ናይ መሰጋገሪ ልፍንቲ፣ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 06 February 2022
ማሕበር ሰብ-ሞያ ሱዳን፣ ነቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝቐረበ እማመ ምቛም ናይ መሰጋገሪ ልፍንቲ፣ ከምዘይቅበሎ ብወግዒ ኣፍሊጡ።
እቲ ማሕበር ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት [...]
‘ሽግር ሶማል ዘብቅዕ፣ ነታ ሃገር ጓል-ኣንስተይቲ ምስ እትመርሓ እዩ’ ሕጽይቲ ተወዳዳሪት ፕረዚደንት ፎዝያ የሱፍ ሓጂ ኣዳም
Radio Erena: 06 February 2022
ሽግር ሶማል ዘብቅዕ፣ ነታ ሃገር ጓል-ኣንስተይቲ ምስ እትመርሓ እዩ፣ ክትብል ሕጽይቲ ተወዳዳሪት ፕረዚደንት ፎዝያ የሱፍ ሓጂ ኣዳም ገሊጻ።
እታ እንኮ ጓለንስተይቲ ተወዳዳሪት ንማዕከን [...]
ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ቀዳምን ሰንበትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 04 February 2022
መበል 35 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ቀዳም 5ን ሰንበት 6ን ለካቲት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ'ዩ።
ኣቐዲሙ፣ ብ2ን3ን ለካቲት፣ ብመበል 40 ስሩዕ ዋዕላ ሚ [...]
ሶማሊላንድ፣ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ገማግም ባሕራ ክዕስክር ብሓጎስ ከምእትቕበሎ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 04 February 2022
ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ሰራዊት ኣመሪካ ንገማግም ባሕራ ክጥቀመሉ ከምዝኽእል ኣፍሊጣ።
እታ ርእሰ ምምሕዳር ነዚ ተፍልጥ ዘላ፣ ናጻ ሃገር ምዃና ብኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ኣፍል [...]
ፈረንሳ፣ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ክትተሓጋገዝ ቅርብቲ ምህላዋ ገሊጻ
Radio Erena: 03 February 2022
ፈረንሳ፣ ተኣሚሙ ንዘሎ ሃገራዊ ዘተን ናይ ተሃድሶ መደባትን ኢትዮጵያ ንምዕዋት ቅርብቲ ምዃና ገሊጻ።
እታ ሃገር ነዚ ዝገለጸት፣ ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ፈረንሳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣ [...]
ኣብ ሱዳን፣ ወሰኽ ዋጋ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ ንምቅዋም ብዝተጸውዐ ኣድማ፣ ምስ ግብጺ ዘራኽብ ኣውራ መንገዲ ተዓጽዩ
Radio Erena: 03 February 2022
ኣብ ሱዳን፣ ዞባታት ሰሜንን ቀይሕ ባሕሪን፣ ንወሰኽ ዋጋ ኣገልግሎት ኣኤሌክትሪሲቲ ንምቅዋም ኣብ ዝተጸውዐ ኣድማ፣ ሰልፈኛታት፣ ነቲ ምስ ግብጺ ዘራኽብ ንግዳዊ መስመር ከምዝዓጸዉ መርበባት [...]