Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 151 152 153 154 155 386 1530 / 3855
ኤውሮጳዊ ሕብረት ናይ 170 ቢልዮን ዶላር ፋይናንስያዊ ሓገዝ ንሃገራት ኣፍሪቃ ለጊሱ

ኤውሮጳዊ ሕብረት ናይ 170 ቢልዮን ዶላር ፋይናንስያዊ ሓገዝ ንሃገራት ኣፍሪቃ ለጊሱ

Radio Erena: 20 February 2022 ሕብረት ኤውሮጳ ንልምዓታዊ ሓገዝ ዝውዕል ናይ 170 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ንሃገራት ኣፍሪቃ ለጊሱ። ኣብ ከተማ ብራስለስ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ኤውሮጳን ፕረዚደንት ቆ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ን30 ደቂንስትዮ መራሕቲ ባቡር ዝወጽአ ናይ ስራሕ ዕድል፣ 28 ሽሕ ኣመልኪተን

ስዑዲ ዓረብ፣ ን30 ደቂንስትዮ መራሕቲ ባቡር ዝወጽአ ናይ ስራሕ ዕድል፣ 28 ሽሕ ኣመልኪተን

Radio Erena: 18 February 2022 ኣብ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ መራሕቲ ፈጣናት ባቡር ክኾና ንዝደልያ 30 ደቆንስትዮ ክፉት ናይ ስራሕ ዕድል ከምዘሎ ምስ ተሓበረ፣ ኣስታት 28 ሽሕ ደቂንስትዮ ከምዘመልከታ ኣራብ ነዊ [...]
‘ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ።’

‘ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ።’

Radio Erena: 18 February 2022 ካብ 2017 ኣትሒዛ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ብዘይዋና ተንሳፍፍ ዘላ መርከብ፣ ዝጸዓነቶ ኣስታት ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ናብ ካልእ መርከብ ንምግዓዙ፣ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ፋብሪካ ሽኮር፣ ግንባር ሓርንነት ኦሮሞ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ደው ምባሉ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ፋብሪካ ሽኮር፣ ግንባር ሓርንነት ኦሮሞ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ደው ምባሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 18 February 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ፋብሪካ ሽኮር፣ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ፣ ካብ 9 ለካቲት ኣትሒዙ ስርሑ ደው ከምዘበለ ተገሊጹ። መርበብ ሓ [...]
‘ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሞም።’ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

‘ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሞም።’ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል

Radio Erena: 17 February 2022 ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ሰፊሕ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ በጺሖምሉ ኣብ ዝነበሩ እዋን፣ ምስ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ዝጽብጸብ፣ ብዙሕ ግፍዕታት ከምዝፈጸሙ፣ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል [...]
ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ጽባሕ ኣብ ብራስለስ ክጅምር’ዩ

ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ጽባሕ ኣብ ብራስለስ ክጅምር’ዩ

Radio Erena: 16 February 2022 ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ጽባሕ ሓሙስ 17ን ድሕሪ ጽባሕ ዓርቢ 18ን ለካቲት፣ ኣብ ቤልጁም፣ ከተማ ብራስለስ ክካየድ'ዩ። ኣብዚ ኣብ ንግዲ፣ [...]
ሱዳን፣ ኣንጻር ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 80 በጺሑ

ሱዳን፣ ኣንጻር ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 80 በጺሑ

Radio Erena: 16 February 2022 ኣብ ሱዳን፣ ኣንጻር እቲ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ፣ ንኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ዝቐጸለሉ፣ ብሓይልታት ጸጥታ ናይ ዝተቐትሉ ሰልፈኛታት ብዝ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ተኣዊጁ ዝነበረ ናይ ህጹጽ እዋን ድንጋጌ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ ተላዒሉ

ኢትዮጵያ፣ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ተኣዊጁ ዝነበረ ናይ ህጹጽ እዋን ድንጋጌ ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ ተላዒሉ

Radio Erena: 16 February 2022 ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ክልዓል ንዘቕረቦ ጠለብ ኣጽዲቑ። እቲ ፓርላማ፣ ብሰሉስ 15 ለካቲት ኣብ ዘካየዶ ህጽጽ ኣኼባ፣ ካብ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ተኽእሎታት ዘተ ሰላም ኢትዮጵያ ንምዝርራብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ይበጽሕ

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ ተኽእሎታት ዘተ ሰላም ኢትዮጵያ ንምዝርራብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ይበጽሕ

Radio Erena: 15 February 2022 ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ዳቪድ ሳተርፊልድ፣ ብዛዕባ ተኽእሎታት ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ንምዝርራብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዑደት የካ [...]
ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃን መራሒ ሱዳንን ኣብ ህሉው ኩነታት እታ ሃገር ዘትዮም

ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃን መራሒ ሱዳንን ኣብ ህሉው ኩነታት እታ ሃገር ዘትዮም

Radio Erena: 15 February 2022 ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ሙሳ ፋኪ፣ ኣብ ህልዉ ኩነታት ሱዳን ንምዝታይ ናብ ናብ ካርቱም ዑደት ምክያዱ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ ኣቦ መንበር፣ ብሰን [...]
1 151 152 153 154 155 386 1530 / 3855