Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሰራዊት ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ምትኳስ ደው ከብል ሕቡራት ሃገራት ጽዊዑ
Radio Erena: 25 February 2022
ሰራዊት ሱዳን ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ጠያይት ምትኳስ ደው ከብል፤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ።
ፍሉይ ልኡኽ’ቲ ውድብ ኣብ ሰብኣዊ መሰላት፤ ኣብ ከተማ ኻርቱም ናይ ኣርባ [...]
‘መንግስቲ ኣብ ስራሕና ምትእትታው ዝገብር እንተኾይኑ፣ ስልጣነይ ክገድፍ እየ፣’ ሓድሽ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ዘተን ዕርቂን ኢትዮጵያ
Radio Erena: 24 February 2022
መንግስቲ ኣብ ስራሕና ምትእትታው ዝገብር እንተኾይኑ፣ ስልጣነይ ክገድፍ እየ፣ ክብል ሓድሽ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ዘተን ዕርቂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ፕሮፈሰር መስፍን ኣርኣያ ኣብ ዝሃቦ ቃል [...]
ዩጋንዳ፣ ኣብ ምኽባር ጸጥታ ዝዋፈር ሓይሊ ፖሊስ ናብ ሶማል ልኢኻ
Radio Erena: 24 February 2022
ዩጋንዳ፣ ኣብ ምኽባር ጸጥታ ዝዋፈር ሓይሊ ፖሊስ ናብ ሶማል ልኢኻ።
እቲ ብሰሉስ 22 ለካቲት ናብ ሶማል ዝኣተወ ሓይሊ ፖሊስ፣ ኣካል ዓቃብ ሰላም ሰራዊት (ኣሚሶም) ኮይኑ፣ ሲቪላዊ ገበናት [...]
ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ መዓርፎ ነፈርቲ ጀዛን መጥቃዕቲ ኣካዪዱ
Radio Erena: 23 February 2022
ሓይልታት ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብዝገበሩዎ መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ፣ ብዉሑዱ 16 ሰባት ብከቢድን ፈኲስን ከምዝቖሰሉ፣ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን።
[...]
ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ብገዛእ ፍቓዱ ስልጣኑ ክገድፍ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 23 February 2022
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ስልጣኑ ብፍቓዱ ክገድፍ ጻውዒት ከምዝቐረበሉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ኣብ ወተሃደራዊ ጉዳያት ኣማኻሪ ፕረዚደንት ዝነ [...]
ኢትዮጵያ ካብ ዲጋ ተሃድሶ ሓይሊ ጸዓት ከተመንጩ ምጅማራ፣ መንግስቲ ግብጺ ተቓውሞኡ ገሊጹ
Radio Erena: 22 February 2022
ኢትዮጵያ ካብ ዲጋ ተሃድሶ ሓይሊ ጸዓት ከተመንጩ ምጅማራ፣ መንግስቲ ግብጺ ተቓውሞኡ ገሊጹ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ብ21 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኢትዮጵያ ንስምምዕ 2015 [...]
ሶማል፤ ኣብ ባይቶኣዊ ምርጫ ከምዝተዓወተ ክገልጽ ዝጸንሐ ሓላፊ ጸጥታ ነበር፣ ኮሚሽን ምርጫ’ታ ሃገር ከምዘይተቐበሎ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 22 February 2022
ኣብ ሶማል ኣብ ዝካየደ ዘሎ ባይቶኣዊ ምርጫ ከምዝተዓወተ ክገልጽ ዝጸንሐ ፋሃድ ያሲን፣ ኮሚሽን ምርጫ’ታ ሃገር ከምዘይተቐበሎ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ስለያን ጸጥታን ዝነበረ ፋሃድ ያሲን፣ ቀንዲ [...]
ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን ምእሳር ፖለቲከኛታት ይቕጽል
Radio Erena: 21 February 2022
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ምእሳር ላዕለዎት ሓለፍትን ተጣበቕቲ መሰላትን ምእሳር ይቕጽሉ ከምዘለዉ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ብመሰረት’ቲ ዝወጸ ሓበሬታ፣ ብቀዳም 19 [...]
ሶማል፣ ባይቶኣዊ ምርጫ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ተኻዪዱ
Radio Erena: 21 February 2022
ኣብ ሶማል ባይቶኣዊ ምርጫ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ቦምብ ተኻዪዱ።
እቲ ብቀዳም 19 ለካቲት ኣብ ከተማ በለድወይን ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ 13 [...]
ሓደ ካብ’ቶም መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀዪዱዎም ዝነበረ ሰራሕተኛታት ው.ሕ.ሃ. ናጻ ወጺኡ
Radio Erena: 21 February 2022
ሓደ ካብ’ቶም መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀዪዱዎም ዝነበረ ሰራሕተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ናጻ ከምዝወጸ እቲ ውድብ ሓቢሩ።
ሕቡራት ሃገራት ብዓርቢ 18 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለ [...]