Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 147 148 149 150 151 385 1490 / 3847
ሑቲ፣ ንግዳዊ መራኽብ ናብ ዝመላለሳሉ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ ሚሳይል ተኵሱ ክትብል ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ወቒሶም

ሑቲ፣ ንግዳዊ መራኽብ ናብ ዝመላለሳሉ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ ሚሳይል ተኵሱ ክትብል ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ወቒሶም

Radio Erena: 10 March 2022 ስትራቴጃዊ ገማግም ተቆጻጺሮም ዝርከቡ ሓይልታት ሑቱ፣ ንግዳዊ መራኽብ ናብ ዝመላለሳሉ ኣህጉራዊ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሚሳይል ከምዝተኮሱ፣ ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ወቒሶም። ኣሶሸትድ [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚን ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳን፣ ኣብ መበል 47 ዓመቱ ካብ ሰራዊት ብጥሮታ ምፍናዉ፣ ንኣቡኡ ንምትካእ’ዩ ተባሂሉ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚን ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳን፣ ኣብ መበል 47 ዓመቱ ካብ ሰራዊት ብጥሮታ ምፍናዉ፣ ንኣቡኡ ንምትካእ’ዩ ተባሂሉ

Radio Erena: 09 March 2022 ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚን ወዱ ንፕረዚደንትን ኡጋንዳን፣ ሌተናትን ጀነራል ሙሁዚ ካይነረጉባ፣ ኣብ መበል 47 ዓመቱ ካብ ሰራዊት ብጥሮታ ምፍናዉ፣ ኣብ 2026 ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ [...]
ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዘሰሓሕብ ዞባ ኣብየ ብዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ 27 ሰባት ተቐቲሎም

ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዘሰሓሕብ ዞባ ኣብየ ብዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ 27 ሰባት ተቐቲሎም

Radio: 09 March 2022 ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዘሰሓሕብ ዞባ ኣብየ፣ ብዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ 27 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ንኣፈኛ መንግስቲ፣ ደን ኣጃክ ብምጥቃስ ዘ ኢስት ኣፍሪካን ሓቢሩ። ብኣፍራስ ዝመጹ ዕጡቓት፣ ኣ [...]
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሊብያ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ሓድሽ ወጥሪ ተኸሲቱ

ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሊብያ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ሓድሽ ወጥሪ ተኸሲቱ

Radio Erena: 07 March 2022 ንምብራቓዊ ሊብያ ዘመሓድር ዘሎ መንግስቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ከምዝመረጸ ኣብ ዘፍለጠሉ፣ ኣብታ ሃገር ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ሓይልታት ሓድሽ ወጥሪ ሰፊኑ ከምዘሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ወኪል [...]
ኣብ የመን፣ ክልተ ኣባላት ሓካይም ብዘይዶብ፣ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተጨውዮም

ኣብ የመን፣ ክልተ ኣባላት ሓካይም ብዘይዶብ፣ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተጨውዮም

Radio Erena: 07 March 2022 እቲ ኣህጉራዊ ትካል ረዲኤት ብሰንበት 6 መጋቢት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቶም ዝተጨውዩ ኣባላቱ ዜጋታት ጀርመንን መክሲኮን ምዃኖም እምበር ኣስማቶም ንድሕነት ስድራቤቶም ክብል ዓቂቡዎ ከ [...]
ሱዳን፣ ሓደ ካብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽባ ዶባት መተሓላለፊ ጽኑዕ ሓለዋ ክካየድ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፋ

ሱዳን፣ ሓደ ካብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽባ ዶባት መተሓላለፊ ጽኑዕ ሓለዋ ክካየድ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፋ

Radio Erena: 06 March 2022 ሱዳን፣ ሓደ ካብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽባ ዶባት ኣብ ዝኸፈተትሉ ክልተ መዓልታት ድሒሩ፣ ኣብቲ መተሓላለፊ ጽኑዕ ሓለዋ ክካየድ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፋ። ሱዳን፣ ንመስመር ጋላባት ብዕለት 2 መጋቢት [...]
ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ መዓስከር ክትከፍት ተቓውሞ ከምዘይብሉ ገሊጹ

ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ መዓስከር ክትከፍት ተቓውሞ ከምዘይብሉ ገሊጹ

Radio Erena: 06 March 2022 ወተሃደራዊ ቆንስል ሱዳን፣ ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ መዓስከር ክትከፍት ተቓውሞ ከምዘይብሉ ምግላጹ፣ ኣብ ሰበስልጣን ኣመሪካ ቁጠዐ ፈጢሩ። ምኽትል ኣቦ ወንበር’ቲ ቆንስል ለተናል ጀነራል መሓመ [...]
ኣብ የመን 9 ወተሃደራት ሱዳን ተቐቲሎም፣ 30 ካልኦት ከኣ ቆሲሎም

ኣብ የመን 9 ወተሃደራት ሱዳን ተቐቲሎም፣ 30 ካልኦት ከኣ ቆሲሎም

Radio Erena: 04 March 2022 ኣልሑቲ ናይ የመን፣ ምስቲ ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ ተጸምቢሮም ካብ ዘለዉ ሰራዊት ሱዳን፣ 9 ከምዝቐተለ 30 ከኣ ከምዘቑሰለ ገሊጹ። ኣልሑቲ ዕለት 2 መጋቢት፣ [...]
ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተኻየደ በደል ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ እትምርምር ኣደ ወንበር መዚዙ

ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተኻየደ በደል ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ እትምርምር ኣደ ወንበር መዚዙ

Radio Erena: 04 March 2022 ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተፈጸመ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ንከተጻርይ ዝተመዘዘት ጉጅለ ዝመርሑ ክኢላታት መሪጹ። ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት’ቲ ውድብ ጀኔቫ ካብ ዝርከብ ቤት [...]
ሶማል፣ ዜጋታታ ካብ ዩክረይን ከተውጽእ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ተሰማሚዓ

ሶማል፣ ዜጋታታ ካብ ዩክረይን ከተውጽእ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ተሰማሚዓ

Radio Erena: 03 March 2022 ሶማል፣ ኣብ ዩክረይን ዝርከቡ ዜጋታታ ብሰላም ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝሰግሩሉ ባይታ ከምዘጣጠሐት ገሊጻ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሶማል ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ዛጊት ሃንጋሪ፣ ሞልዶቫ፣ ፖላንድ [...]
1 147 148 149 150 151 385 1490 / 3847