Category: ኣህጉራዊ ዜና
‘ሓይልታት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ትግራይ፣ ዘርኢ ምስ ምጽናት ዝጽብጸበ ገበናት ፈጺሞም።’
Radio Erena: 06 April 2022
ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ትግራይ፣ ዘርኢ ምስ ምጽናት ክጽብጸብ ዝኽእል ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዝፈጸሙ፣ ንእዋናዊ ጸብጻብ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ሁማን ራይ [...]
ባይቶ ኮንግ ኣመሪካ፣ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ውሳኔ ክህበሉ መዲቡ ዝነበረ ንድፈ ሕጊ ናብ ካልእ እዋን ኣሰጋጊርዎ
Radio Erena: 06 April 2022
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ወይ ኮንግረስ፣ ምስ ኵናት ትግራይ ተተሓሒዙ፣ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ውሳኔ ክህወበሉ መዲቡ ዝንበረ ብHR6600 ን S3199 ዝፍለጡ ንድፈ ሕግታት፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሓገዝ ቻይና ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ንምምስራሕ ዝጀመረቶ መደብ ኣቛሪጻቶ
Radio Erena: 06 April 2022
ኢትዮጵያ፣ ብሓገዝ ቻይና፣ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ንምምስራሕ ዝጀመረቶ መደብ ከምዘቋረጸቶ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ።
እታ ሃገር ነቲ መደብ ዘቋረጸቶ፣ ክኽተብ ዝደሊ [...]
ፈረንሳ ዘቛረጸቶ መደብ ምህናጽ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ፣ ብሩስያ ንምትካእ ውጥን ከምዘሎ ተቓሊዑ
Radio Erena: 06 April 2022
ምስ ናጽነት ኤርትራ ኣብ 1991 ዝተበታተነ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ፣ ዳግም ንምቛም ምስ መንግስቲ ፈረንሳ ዝተበጽሕ ስምምዕ፣ በንኪ ኵናት ትግራይ ድሕሪ ምፍሻሉ፣ እቲ መደብ ብሓገዝ ሩስያ [...]
ጀነራል ኣልቡርሃን፣ ንፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ካብ ሱዳን ክሰጎ ምዃኑ ኣጠንቂቑ
Radio Erena: 05 April 2022
ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ንፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት፣ ቮልከር ፐርትስ፣ ካብ ሱዳን ክሰጎ ምዃኑ ኣጠንቂቑ።
እቲ ጀነራል፣ ኣብ ባ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሒደት ኣዋርሕ፣ ኣስታት 100 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ንምስጓግ ወጢና
Radio Erena: 04 April 2022
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሒደት ኣዋርሕ፣ ኣስታት 100 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ንምስጓግ ወጢና ከምዘላ ቴሌቪዥን ፈረንሳ 24 ኣቃሊሓ።
ኣብታ ሃገር፣ ኣስታት 750 ሽሕ ኢትዮጵያን ከ [...]
ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ብውሕዱ 90 ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ጥሒሎም
Radio Erena: 04 April 2022
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ፣ ኣስታት 90 ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ከምዝጠሓሉ ሓካይም ብዘይ ዶብ ገሊጹ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል ግብረ ሰናይ ብዝዘርግሖ ሓበሬታ መሰረት፣ ካብ ዓቕማ ን [...]
ኣብ ሶማሊላንድ፣ ከተማ ሃርጌሳ፣ ብዘጋጠመ ባርዕ ልዕሊ 2 ሽሕ ትካላት ንግዲ ተሃሙዅ
Radio Erena: 04 April 2022
ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ከተማ ሃርጌሳ፣ ዑሙር ዕዳጋ ኣብ ዝካየደሉ ከባቢ ብዘጋጠመ ባርዕ ብውሕዱ 2 ሽሕ ዱኳናትን ኣብያተ ሸቐጥን ከምዝተሃሞኸ መንግስቲ እታ ሃገር ብ2 ሚያዝያ [...]
ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ከምዘካየደ ተገሊጹ
Radio Erena: 04 April 2022
ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ናብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ከምዘካየደ፣ ንምንጭታት ዜና ብምጥቃስ ዮርሳሌም ፖስት ሓቢሩ።
እቲ ኣባላቱ ዘይተነጸረ ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ዝሓለፈ [...]
ሰሙናዊ ፍጻሜታት
Radio Erena: 02 April 2022
https://www.youtube.com/watch?v=fq9JJScvm30 [...]