Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 128 129 130 131 132 386 1300 / 3852
ወራስ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ግብጺ፣ ዮርዳኖስን ቱርኪን ይበጽሕ

ወራስ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ግብጺ፣ ዮርዳኖስን ቱርኪን ይበጽሕ

Radio Erena: 23 June 2022 ወራሲ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ናብ ግብጺ፣ ዮርዳኖስን ቱርኪን ወግዓዊ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። ዑደቱ፣ ብ21 ሰነ ብግብጺ ዝፈለመ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ምስታ ሃገር ናይ [...]
‘ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣  ብናይ 6 ቢልዮን ዶላር ጥሙር ፕሮጀክት፣ ኣብ ሱዳን ሓድሽ ወደብ ክትሃጽ’ያ።’ ሮይተርስ

‘ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብናይ 6 ቢልዮን ዶላር ጥሙር ፕሮጀክት፣ ኣብ ሱዳን ሓድሽ ወደብ ክትሃጽ’ያ።’ ሮይተርስ

Radio Erena: 22 June 2022 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን፣ ብናይ ኣስታት 6 ቢልዮን ዶላር ወጻኢ፣ ምህናጽ ሓድሽ ወደብ ዝርከቦ ጥሙር ፕሮጀክታት ከተተግብር ምዃና፣ ንኣቦ መንበር ናይቲ ብ'ጉጅለ ዳል' ዝፍለጥ [...]
ኮሚሽነር ሕብረት ኤውሮጳ፣ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ተመያይጡ

ኮሚሽነር ሕብረት ኤውሮጳ፣ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ተመያይጡ

Radio Erena: 21 June 2022 ብኮሚሽን ምሕደራ ቅልውላው፣ ጃነዝ ለናርቺች ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ካብ 19 ሰነ ኣትሒዙ ኣብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። እቲ ልኡኽ ኣብቲ ናይ ኢትዮጵያ ዑደቱ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ብስም ‘ወፍሪ ሕጊ ምኽባር’ ናይ ዝተኣስሩ ብዝሒ ሰባት  ልዕሊ 12 ሽሕ በጺሑ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ብስም ‘ወፍሪ ሕጊ ምኽባር’ ናይ ዝተኣስሩ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 12 ሽሕ በጺሑ

Radio Erena: 21 June 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ካብ ቁጽጽር መንግስቲ ወጻኢ ንዝኸዱ ዕጡቓት ንምህዳንን ኣብ ማሕበራዊ ሜድያታት ጽልኢን ኵናትን ይጽሕትሩ ኣለዉ ንዝተባህሉ ነጠፍቲ ናይ ምእሳርን ስጉምቲ ካ [...]
ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ ኣብ ዝቐጸለ ናይ ብሄር ግጭት ብውሕዱ 200 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ ኣብ ዝቐጸለ ናይ ብሄር ግጭት ብውሕዱ 200 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 21 June 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ዞባ ምዕራብ ወለጋ፣ ጊምቢ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 200 ሰባት ከምዝተቐትሉ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ኣረጋጊጸን። [...]
ካብ መነባብርኡ ናይ ዝመተዛበለ ብዝሒ ህዝቢ ዓለም ልዕሊ 100 ሚልዮን በጺሑ

ካብ መነባብርኡ ናይ ዝመተዛበለ ብዝሒ ህዝቢ ዓለም ልዕሊ 100 ሚልዮን በጺሑ

Radio Erena: 20 June 2022 ብደረጃ ዓለም፣ ልዕሊ 100 ሚልዮን ህዝቢ ካብ ቤት ንብረቱ ተመዛቢሉ ይነብር ከምዘሎ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት – UNHCR ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ብምኽን [...]
‘ቤት ፍርዲ ሰ.መሰላት ኤውሮጳ፣ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ከይንሰድድ ምኽልካሉ፣ ፖለቲካዊ ድፍኢት ኣለዎ’ መ.ብሪጣንያ

‘ቤት ፍርዲ ሰ.መሰላት ኤውሮጳ፣ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ከይንሰድድ ምኽልካሉ፣ ፖለቲካዊ ድፍኢት ኣለዎ’ መ.ብሪጣንያ

Radio Erena: 19 June 2022 ቤት ፍርዲ ሰብኣዊ መሰላት ኤውሮጳ፣ ብሪጣንያ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ከይትሰድድ ደው ዘበለሉ መስርሕ፣ ሕቶታት ዘለዓዕል እዩ ክብል መንግስቲ ብሪጣንያ መግለጺ ኣውጺኡ። ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉ [...]
‘ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ፣ ታሪኻዊ ዓወት ኣመዝጊብና’ ፕ. ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ

‘ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ፣ ታሪኻዊ ዓወት ኣመዝጊብና’ ፕ. ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ

Radio Erena: 19 June 2022 ሰራዊት ሶማልያ፣ ኣብ ማእከላይ ዞባ እታ ሃገር ምስ ኣልሸባብ ኣብ ዘካየዶ ውግእ፣ ዓሰርተታት ኣባላት’ቲ ጥሩፍ ጉጅለ ከምዝቐተለ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ብዓርቢ 17 ሰነ ዝተኻየደ ግጥም፣ ኣባላት ኣል [...]
‘ናይ መግቢ ረዲኤት እንተዘየሎ፣ ናብ ቤት ትምህርቲ ዘኽይድ የብልናን’ ደቡብ ሱዳናውያን ተመሃሮ

‘ናይ መግቢ ረዲኤት እንተዘየሎ፣ ናብ ቤት ትምህርቲ ዘኽይድ የብልናን’ ደቡብ ሱዳናውያን ተመሃሮ

Radio Erena: 19 June 2022 ዓለማዊ ውድብ መግቢ (WFP) ንደቡብ ሱዳን ዝልግሶ ዝነበረ ናይ መግቢ ረዲኤት ከጉድሎ ምውሳኑ፣ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ’ታ ሃገር ከቢድ ጽልዋ ከሕድር ከምዝኾነ ተገሊጹ። ቤት ጽሕፈት ሕቡራት [...]
ሶማልን ኬንያን፣ ብጉዳይ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ተሰሓሒበን

ሶማልን ኬንያን፣ ብጉዳይ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ተሰሓሒበን

Radio Erena: 17 June 2022 መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዝተኻየደ ዲፕሎማስያዊ ርክባት፣ ባንዴራ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ምንብልባሉ፣ መንግስቲ ሶማል ተቓውሞኡ ገሊጹ። ናብቲ ርክብ ዝተዓደመ ኣምባ [...]
1 128 129 130 131 132 386 1300 / 3852