Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማታት ደሴን ወልድያን፣ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ
Radio Erena: 30 August 2022
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ሓይልታት ትግራይን ኲናት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ከተማታት ደሴን ወልድያን፣ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ።
እቲ ካብ [...]
ኣልሸባብ ናይ ሶማል፣ ኣብ ኬንያ ሓድሽ ፕረዚደንት ኮይኑ ንዝተመርጸ ዊልያም ሩቶ፣ ሰራዊት ሃገሩ ክስሕብ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፉ
Radio Erena: 29 August 2022
ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ናይ ሶማል፣ ኣብ ኬንያ ሓድሽ ፕረዚደንት ኮይኑ ንዝተመርጸ ዊልያም ሩቶ፣ ሰራዊት ሃገሩ ክስሕብ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፉ።
እቲ ጉጅለ ብቀዳም 27 ነሓሰ ኣብ ዘ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን ብዕልቕልቕ ንዝተመዛበሉ ግዳያት ዝውዕል ሓገዝ ኣበርኪታ
Radio Erena: 29 August 2022
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን ብዕልቕልቕ ንዝተመዛበሉ ግዳያት ዝውዕል ሓገዝ ብነፈርቲ ከተጎዓዕዝ ጀሚራ።
ንግስነት ኢማራት ብሰንበት 28 ነሓሰ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቲ ግዚ [...]
ሓይልታት ትግራይ ሓያሎ ከባቢታት ከምዝተቖጻጸሩ ገሊጾም
Radio Erena: 29 August 2022
ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ኲናት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ሓይልታት ትግራይ ሓያሎ ከባቢታት ከምዝተቖጻጸሩ ገሊጾም።
ወሃብ ቃል ህወሓት ጌታቸው [...]
መ.ኢትዮጵያ ዳግማይ ደብዳብ ነፈርቲ ከካይድ ምዃኑ የጠንቅቕ
Radio Erena: 28 August 2022
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ነፈርቲ ምክያዱ፣ ካብ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ዓለም ከቢድ ተቓውሞ ኣብ ዝቐርበሉ ዘሎ እዋን፣ ተወሳኺ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ከካይድ ምዃኑ ኣጠ [...]
ሊብያ፡ ኣብ ማእከል ከተማ ትሪፖሊ ኲናት ይካየድ
Radio Erena: 28 August 2022
ኣብ ሊብያ ክተማ ትሪፖሊ፣ ኣብ መንጎ ተቐናቐንቲ ወተሃደራውያን ሓይልታት ኲናት ከምዝተኻየደ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
እቲ ብቀዳም 27 ነሓሰ ከምዝተጀመረ ዝተገልጸ ኲናት ኣብ መ [...]
ኣብ መንጎ ምልሻ ሑቲን መንግስትን ሳልሳይ ዙር ዘተ ክካየድ እዩ
Radio Erena: 28 August 2022
ንመተሓላለፊ መስመር ከተማ ጣይዝ ናይ የመን ብዝምልከት ኣብ መንጎ ምልሻ ሑቲን መንግስትን ሳልሳይ ዙር ዘተ ክካየድ እዩ።
እቲ ኣብዚ ዝቕጽል መዓልታት ኣብ ከተማ ዓማን ናይ ዮርዳኖስ ክካየድ [...]
ውድብ መግቢ ዓለም፣ ህወሓት ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ዘሚቱ፣ ክብል ይኸስስ
Radio Erena: 26 August 2022
ህወሓት፣ ንህዝባዊ ረዲኤት ዝተኸዘነ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ዘሚቱ፣ ክብል ውድብ መግቢ ዓለም ከሲሱ።
ኣቦ ወንበር’ቲ ኣካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብሓሙስ 25 ነሓሰ ኣ [...]
ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ዓለም፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዳግማይ ዝተወለዐ ውግእ ሓድሕድ ይኹንን
Radio Erena: 26 August 2022
ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ዓለም፣ ነቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዳግማይ ዝተወለዐ ውግእ ሓድሕድ ዝኹንን መግለጺታት የውጽእ ኣሎ።
ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ንጋዜጠኛ [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣጽዋር ጽዒና ናብ ክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኣተወት ነፋሪት ከምዝሓምሸሸ ገሊጹ
Radio Erena: 25 August 2022
ተተኮስቲ ኣጽዋር ጽዒና ናብ ክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኣተወት ነፋሪት፣ ብጸረ ነፈርቲ ተሃሪማ ከምዝተሓምሸሸት፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ገሊጹ።
ካብ ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ፣ መጀር ጀነ [...]