Category: ኣህጉራዊ ዜና
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብሕብረት ኣፍሪቃ ንዝተጸውዐ፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ቀጥታዊ ዝርርብ ምስ ህወሓት ንምስታፍ ተሰማሚዑ
Radio Erena: 05 October 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብሕብረት ኣፍሪቃ ንዝተጸውዐ፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ቀጥታዊ ዝርርብ ምስ ህወሓት ንምስታፍ ከምዝሰማማዕ ገሊጹ።
እቲ መንግስቲ ምስ ህወሓት ኣብ ደቡብ ኣ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ተኽእሎታት ምቁራጽ ተዅሲ ንምዝታይ ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ’ዩ
Radio Erena: 05 October 2022
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ደው ዝብለሉን ዝርርብ ተጻባእቲ ወገናት ዝጅምረሉን ተኽእሎታት ብዝምልከት ን [...]
መንግስቲ ሶማል ምስ ኣህጉራውያን መሻርኽቲ ብምዃን ንሓደ ካብ መስረቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 04 October 2022
መንግስቲ ሶማል ምስ ኣህጉራውያን መሻርኽቲ ብምዃን፣ ንሓደ ካብ ላዕለዎት መራሕቲ ኣልሸባብ ዝኾነ፣ ዓብዱላሂ ናዲር ከምዝቐተሎ ኣፍሊጡ።
እቲ ሓደ ካብ መስረቲ ኣልሸባብ ምዃኑ ዝተ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዋጋ ነዳዲ እንደገና ናይ 20% ወሰኽ ጌሩ
Radio Erena: 03 October 2022
ቁጠባዊ ቅልውላው ምጽዋር ስኢኑ ዘሎ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዋጋ ነዳዲ ሕጂ'ውን ናይ 20% ወሰኽ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
እቲ መንግስቲ፣ ኣብ ዋጋ ናይቲ ብድጎማ ዘእትዎ ነዳዲ፣ [...]
ምትእትታው ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ሻቕሎት ይፈጥር
Radio Erena: 02 October 2022
ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እተርእዮ ዘላ ተገዳስነት ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣን ኣመሪካ ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ብፍላይ ምስቲ ኣብ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ተኣሳሲሩ፤ ሩስያ ቁጠባዊ [...]
ው.ሕ.ሃ. ብነፈርቲ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ደብዳብ ኮኒኑ
Radio Erena: 02 October 2022
ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ፤ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ደብዳብ ከምዘጉሃዮ ገሊጹ።
ኣፈኛ'ቲ ዋና ጸሓፊ ስተቨን ዱጃሪክ ኣብ ዝሃቦ ቃል፤ እቲ ደብዳብ ብሓፈሽኡ ከኣ [...]
ኣብ ልዕሊ ሶማል ዝጸንዐ ማዕቀብ ክለዓል፣ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማልን ጸዊዖም
Radio Erena: 02 October 2022
ካብ 1992 ኣትሒዙ፤ ኣብ ልዕሊ ሶማል ጸኒዑ ዝጸንሐ ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ክለዓል፤ መራሕቲ ሶማልን ኢትዮጵያን ጸዊዖም።
እቶም መራሕቲ ነዚ ጻውዒት'ዚ ዘቕረቡ፤ ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን [...]
ወራስ ዓራት ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኮይኑ
Radio Erena: 29 September 2022
ንጉስ ሳልማን ቢን ዓብደልዓዚዝ፣ ንወዱ ወራሲ ዓራት ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ መሓመድ ቢን ሳልማን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ክኸውን ሸይምዎ።
እቲ ሽመት፣ እቲ ስልጣን ኣቡ [...]
ነፈርቲ ውግእ፣ ኣብ ትግራይ፣ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ ዘካየድኦ ደብዳብ፣ ቆልዑን ኣዴታትን ዝርከብዎም ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 29 September 2022
ነፈርቲ ውግእ፣ ኣብ ትግራይ፣ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ ዘካየድኦ ደብዳብ፣ ቆልዑን ኣዴታትን ዝርከብኦም ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም።
እቲ ካብ ኣህጉራዊ ማሕበር ሰብ ኩነኔ ዝስዕቦ ዘሎ፣ ብ2 [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ተደናጉዩ ዝጸንሐ ናይ ኢትዮጵያ ዑደቱ የካይድ ኣሎ
Radio Erena: 29 September 2022
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ትማሊ ረቡዕ 28 መስከረም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብ ኢትዮጵያ [...]