Category: ኣህጉራዊ ዜና
ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን፣ ንመጀመርያ እዋኖም ቀጥታዊ ዘተ ሰላም ንምክያድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣለዉ
Radio Erena: 25 October 2022
ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን፣ ኣብ ሕዳር 2020 ኵናት ካብ ዝጅመር፣ ኣብዚ ክልተ ዓመታት ንመጀመርያ እዋኖም ቀጥታዊ ዘተ ሰላም ንምክያድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣለዉ።
እ [...]
ኣብ ሶማል፣ ወደብ ኪስማዮ፣ ኣብ ሓደ ሆቴል ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 9 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 24 October 2022
ኣብ ደቡባዊ ሶማል ኣብ እትርከብ፣ ዞባ ጁባላንድ፣ ወደባዊት ከተማ ኪስማዮ፣ ኣብ ሓደ ሆቴል ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ትሽዓተ ሰባት ተቐቲሎም።
ጠበናጁን ተፈንጃሪን ዝዓጠቑ ኣ [...]
ማላዊ፣ ሬሳ ኢትዮጵያውያን ዝሓዘ ምዃኑ ዝጥርጠር ተወሳኺ ጋህሲ ተረኺቡ
Radio Erena: 24 October 2022
ኣብ ማላዊ፣ ድሕሪ'ቲ ብውሕዱ ናይ 25 ኢትዮጵያውያን ሬሳ ዝሓዘ ጋህሲ ምርካቡ፣ ኣብታ ሃገር መርመራ ፖሊስ ይካየድ ከምዘሎ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
ኣብ ሴሜናዊ ዞባ [...]
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ዘተ ሰላም ኢትዮጵያ ምቕጻሉ፤ ብሓጎስ ከም እትቕበሎ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 23 October 2022
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ዘተ ሰላም ኢትዮጵያ ክቕጽል ብምውሳኑ፤ ብሓጎስ ከም እትቕበሎ ኣፍሊጣ።
ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ብዓርቢ 21 ጥቅምቲ ኣብ ዝሃቦ መግለ [...]
መንግስቲ ሱዳን: ንሰላሳ መዓልታት ዝጸንሕ፤ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣውጺኡ
Radio Erena: 23 October 2022
መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዞባ ብሉ ናይል ንሰላሳ መዓልታት ዝጸንሕ፤ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣውጺኡ።
እቲ ኣዋጅ፤ ኣብ ዞባ ብሉ ናይል ዝዋፈሩ ሰራዊት ሱዳን፤ ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን፤ ነ [...]
ሱዳን፣ ካብ ሊባኖስ ክብገስ ዝተሓሰበ ኣስታት ሓደ ሚልዮን ኣወላፊ ከኒናታት ‘ካፕታጎን’ ተታሒዙ
Radio Erena: 21 October 2022
ናብ ሱዳን ዝቐንዐ፣ 165 ኪሎ ግራም ዝምዘን ኣስታት ሓደ ሚልዮን ኣወላፊ ከኒናታት 'ካፕታጎን' ኣብ ሊባኖስ ከምዝተታሕዘ መርበብ ሓበሬታ ዘ ናሽናል ገሊጹ።
እቲ ምንጪ፣ ንሚኒስ [...]
‘ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ኣብ 24 ጥቅምቲ ክካየድ’ዩ’
Radio Erena: 20 October 2022
ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ኣብ 24 ጥቅምቲ ክካየድ መደብ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ጉዳይ ጸጥታ፣ ኣቶ ሬድዋን ሑሰን፣ ብመንገዲ ትዊተ [...]
Ethiopian Peace Talks to Start on 24 October
Radio Erena, 20 October 2022
As the Ethiopian civil war drags to its second year, the situation on the ground is complicated as the Federal gov [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ብትዊተር ነቐፌታ ሓዘል መልእኽቲ ዘርጊሑ ንዝበለቶ፣ ወዲ 72 ዓመት ሽማግለ ን16 ዓመታት ክእሰር ፈሪዳቶ
Radio Erena: 20 October 2022
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ብትዊተር ነቐፌታ ሓዘል መልእኽቲ ዘርጊሑ ንዝበለቶ፣ ናይ ኣመሪካ ፓስፖርት ዘለዎ ዜጋኣ ን16 ዓመታት ክእሰር ከምዝፈረደቶ መርበባት ዜና ገሊጸን።
72 ዓ [...]
ኢትዮጵያ፣ መስርሕ ምስራዝ ናይ ወጻኢ ዕዳ፣ ብሰንኪ ኵናት ግብራዊ ክኸውን ከምዘይክኣለ ተገሊጹ
Radio Erena: 20 October 2022
ኢትዮጵያ፣ 10ታት ቢልዮን ዶላር ዝግመት ውህሉል ናይ ወጻኢ ዕዳ ንኽስረዘላ ካብ ዝቐረበ ረቛሒታት ንዝበዝሐ ክፋሉ ስለዘየማልአት፣ ዝተኣትወላ መብጽዓ ግብራዊ ክኸውን ከምዘይክኣለ ተገ [...]