Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዘለዉ ኣሽሓት ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ዝሓጸረ ክምለሱ እንተዘይክኢሎም፣ ወለዶም ሰፊሕ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ክውድቡ ምዃኖም ኣጠንቂቖም
Radio Erena: 03 November 2022
ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዝርከቡ ኣሽሓት ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ናብ ዓዶም ክምለሱ እንተዘይክኢሎም፣ ወለዶም ሰፊሕ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ክውድቡ ምዃኖም ኣጠንቂቖም።
እቶም ወ [...]
ኢትዮጵያ፣ ባንክታት 20% ካብ ዘለቅሐኦ ብዝሒ ገንዘብ፣ ወርሓዊ ኣብ ሃገራዊ ካዝና ከቐምጣ ዘገድድ ኣዋጅ ወጺኡ
Radio Erena: 03 November 2022
ሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ባንክታት እታ ሃገር 20% ካብ ዘለቅሐኦ ብዝሒ ገንዘብ፣ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ፣ ኣብ ሃገራዊ ካዝና ከቐምጣ ዘገድድ ኣዋጅ ኣውጺኡ።
እተን ባንክታት፣ ናብ [...]
ሱዳን፣ ብሰንኪ ‘ሽርሒ’ ተቛሪጹ ኔሩ ዝበሎ መጻረዩ ነዳዲ ስርሑ ከምዝጀመረ መንግስቲ ገሊጹ
Radio Erena: 03 November 2022
ኣብ ሱዳን፣ ካርቱም ዝመደበሩ ዝመጻረዩ ነዳዲ፣ ካብ ንጥፈታቱ ከምዝተሰናኸለ መርበባት ዜና ሓቢረን።
እቲ መጻረዩ ነዳዲ፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት ደው ዝበለሉ ምኽንያት፣ ኣብ ዞባ [...]
መበል 31 ስሩዕ ዋዕላ ቤት ምኽሪ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ኣብ ኣልጀርያ ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 02 November 2022
መበል 31 ስሩዕ ዋዕላ ቤት ምኽሪ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ኣብ ኣልጀርያ፣ ከተማ ኣልጀርስ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ባሕቲ ሕዳር ዝተኸፍተ፣ ዋዕላ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ኣአንጋዲት [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ፣ 27 ሰባት ብዕጡቓት ተጨውዮም
Radio Erena: 02 November 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብውሕዱ 27 ሰባት ብዕጡቓት ከምዝተጨውዩ ተሓቢሩ።
ኣብ ናይ 12 ክፍሊ መልቀቒ ፈተና ወይ ማትሪክ ተሳቲፎም፣ ካብ ቤኒሻንጉል [...]
ሶማል፣ ብቀዳም ኣብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 100 በጺሑ
Radio Erena: 01 November 2022
ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ፣ ኣብ ዝርከብ ህንጻ ሚኒስትሪ ትምህርቲ፣ ብቀዳም 29 ጥቅምቲ ዝተኻየደ ማንታ መጥቃዕታት፣ ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት 100 ከምዝበጽሐ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማ [...]
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታዊ ዘተ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ተናዊሑ
Radio Erena: 31 October 2022
ካብ 25 ክሳብ 30 ጥቅምቲ ክካየድ ብዝወጸ መደብ መሰረት፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ፕሪቶርያ ዝዛተዩ ዘለው ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን፣ ንተወሳኺ ሰለስተ መዓልታት ክቕ [...]
ትግራይ፣ ባንክታት ቅድሚ ምጅማረን፣ ቁጽጽር ንብረትን ሕሳብን ወይ ኦዲት ክገብራ ከምዘለወን ሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 31 October 2022
ኣብ ትግራይ ዝርከባ ባንክታት፣ ኣገልግሎታት ቅድሚ ምጅማረን፣ ቁጽጽር ንብረትን ሕሳብን ወይ ኦዲት ክገብራ ከምዘለወን፣ ንሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ እቶ ሰለ [...]
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብሰንኪ ባርዕ ኣብ ዝጠሓለተ ናይ ጽዕነት መርከብ ዝነበረ ኮንተይነራት ናብ ገማግም ኤርትራን ሱዳንን በጺሑ
Radio Erena: 31 October 2022
ኣብ 05 ጥቅምቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ናብ ዳህላክ ቅርበት ኣብ ዘለዎ ክሊ ማይ ስዑዲ ዓረብ፣ ደሴታት ፋርሳን፣ ብሰንኪ ባርዕ ኣብ ዝጠሓለተ ዓባይ ናይ ጽዕነት መርከብ ዝነበረ ኮንተይ [...]
ኣባል ፖሊስ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ከሰጋግር ተታሒዙ
Radio Erena: 30 October 2022
48 ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኬንያ ከሰጋግር ፈቲኑ ዝተባህለ ኣባል ፖሊስ፤ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከምዝኣተወ ተገሊጹ።
ሓላፊ ጸጥታ ደቡብ ኢትዮጵያ ታጂ ነጋሽ ንማዕከናት ዜና ሃገሩ [...]