Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኡጋንዳ፣ ኣብ ኮንጎ ንዝርከቡ ዕጡቓት ንምድምሳስ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ
Radio Erena: 09 November 2022
ሓይሊ ኣየር ኡጋንዳ፣ ኣብ ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ንዝርከቡ ዕጡቓት ንምድምሳስ ደብዳብ ከምዘካየደ ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ገሊጹ።
እቲ፣ ደጀን ኪዳን ደሞክራስያውያን ሓ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን 3 ቢልዮን ዶላር ከተውፍር’ያ
Radio Erena: 09 November 2022
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን ናይ 3 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ከተካይድ ምዃና፣ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ገሊጹ።
እቲ ጀነራል፣ ነዚ ዝገ [...]
ፕረዚደንት ካሜሩን፣ ኣብ ስልጣን ዝጸንሓሉ መበል 40 ዓመት ጸንቢሉ
Radio Erena: 08 November 2022
ፕረዚደንት ካሜሩን፣ ፖል ቢያ፣ ኣብ ስልጣን ዝመጽኣሉ መበል 40 ዓመት፣ ብ06 ሕዳር ጸንቢሉ።
እቲ ወዲ 89 ዓመት ኮይኑ ዘሎ ፕረዚደንት፣ 40 ዓመታት ንካሜሩን መሪሑዋ ከብቅ [...]
ወትሃደራውያን መራሕቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ ናይሮቢ ዘተ የካይዱ ኣለዉ
Radio Erena: 07 November 2022
ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ካብ ሰኑይ 07 ሕዳር ጀሚሮም ኣብ ኬንያ፣ ከተማ ናይሮቢ ዘተ የካይዱ ኣለዉ።
ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊ [...]
ሶማል፣ ኣብ ወትሃደራዊ መሰልጠኒ ማእከል ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 5 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 07 November 2022
ኣልሸባብ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ሶማል ዘካይዶ ዘሎ ጽዑቕ መጥቃዕታት፣ ኣብ ሓደ ወትሃደራዊ መሰልጠኒ ማእከል ብዝፈጸሞ ስርሒት ብውሕዱ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣገልግሎት ዜና [...]
ሓይልታት ኦሮሞ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ከተማ ነቐምተ ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ፣ 10ታት እሱራት ከምዘፍትሑ ተሓቢሩ
Radio Erena: 07 November 2022
ሓይልታት ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ኣብ ነቐምተ ኣብ ዘካየድዎ ወትሃደራዊ ስርሒት 10ታት እሱራት ከምዘፍትሑ ይግለጽ ኣሎ።
እቶም ሓይልታት፣ ናብ ሰንበት 06 ሕዳር ዘውግሐ ለይቲ [...]
ላዕለዎት ወትሃደራውያን መራሕቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ኣብ ኬንያ ክዝትዩ ምዃኖም ተገሊጹ
Radio Erena: 07 November 2022
ድሕሪ'ቲ ኣብ 2 ሕዳር፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተበጽሐ ስምምዕ ንዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን፣ ኣብ ተኽእሎታት ምፍታሕ ዕጥቂ ብዝምልከት ንምዝርራብ፣ ወትሃደራውያን [...]
ኢትዮጵያ፣ ህዩማን ራይትስ ዎች፣ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ዓለም ተዓዛቢ ጉጅለ ክልእኽ ጻውዒት ኣቕሪቡ
Radio Erena: 06 November 2022
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ግርጭታቶም ብሰላማዊ መንገዲ ክፈትሕዎ ምስምሞዖም ካብ ዝተፈላለዩ ወገናት ናይ ሓጎስ መግለጺታት ኣብ ዝውሕዘሉ ዘሎ እዋን፤ ህዩማን ራይትስ [...]
ዩጋንዳ፣ ኢቦላ ንምቁጽጻር ሰዓታት እቶ እቶ ብሰለስተ ቅነ ተናዊሑ
Radio Erena: 06 November 2022
መንግስቲ ዩጋንዳ፤ ኣብታ ሃገር ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ሕማም ኢቦላ ንምቁጽጻር ዝኣዘዞ ምዕጻው ክልተ ዞባታት፤ ብሰለስተ ቅነ ክናዋሕ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣብ ማእከላይ ዩጋንዳ ጀሚሩ ናብ ከ [...]
ኬንያ፣ ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ከባቢ፣ ሕሙም ዝጸዓነት ኣምቡላንስ ብዕጡቓት ተጨውያ
Radio Erena: 04 November 2022
ኣብ ኬንያ ምስ ሶማል ኣብ ዘዋስን ዞባ ማንዴራ፣ ሓደ ሕሙም ዝጸዓነት ኣምቡላንስ ምስ መራሒኣን ክልተ ሰሞ ሞያ ሕክምናን ብዕጡቓት ከምዝተጨውዩ መንግስቲ ኬንያ ኣፍሊጡ።
እቶም [...]