Category: ዜና ኤርትራ
‘ኤርትራዊ ስደተኛ’ ኣብ ፈረንሳ፣ ንነፍሰጾር በዓልቲ ቤቱ ካብ ሓሙሻይ ደርቢ ኣጽዲፉ ቀቲሉዋ
Radio Erena: 20 March 2023
ኣብ ምዕራባዊ ፈረንሳ፣ ኣብ እትርከብ ከተማ 'ፕዋትየኽ' (Poitiers)፣ ንነፍሰጾር በዓልቲ ቤቱ ካብ ሓምሻይ ደርቢ ኣጽዲፉ ዝቐተላ 'ኤርትራዊ' ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወ ፖሊስ ኣፍሊጡ። [...]
ጸጥታዊ ውሕስነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕያል: ኣህጉራዊ ዓውደ ዘተ ተኻዪዱ
Radio Erena: 19 March 2023
ጸጥታዊ ውሕስነት ቀይሕ ባሕሪ ንምሕያል ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዓውደ ዘተ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተኻዪዱ።
እቲ ብዕለት 15 መጋቢት ኣብ ከተማ ሪያድ ዝተኻየደ ዘተ፣ ወከልቲ ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሃ [...]
ፈረምቲ መቐናዊ ስምምዕ፡ናይ መወዳእታ ስምምዕ ክነድፉ ወሲኖም
Radio Erena: 17 March 2023
ኣብ ሱዳን ሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምምስራት ክሰርሑ ዝጸንሑ፡ ኣብ መቓናዊ ስምምዕ ሰላም ሱዳን ዝፈረሙ ወተሃደራውን ሲቪላውን ክንፍታት፡ ናይ መወዳእታ ስምምዕ እትነድፍ ኮሚቴ ክምስ [...]
ኤርትውያን ነበርቲ ኡጋንዳ፡ናይ ጽሬት መዓልቲ ወዲቦም
Radio Erena: 16 March 2023
ኤርትራውያን ተቐማጦ ካምፓላ፡ ኡጋንዳ፡ ንሓደ መዓልቲ ዝጸንሕ ናይ ጽሬት መደብ ወዲቦም።
እቲ ብሓድሽ ዝተመስረተ ማሕበር ኤርትራውያን ስነ ጥበባውያን ተወዲቡ፡ ን 25 መጋቢት ክካየ [...]
ኣብ መቃናዊ ስምምዕ ሰላም ሱዳን ዘይፈረሙ ሓይልታት ንሳቶም ዘይሳተፍዎ መሰጋገሪ መንግስቲ ከይምስረት ጸዊዖም
Radio Erena: 15 March 2023
ኣብ ጽባሕ ምክትል ፕረሲደንት ሱዳን ናብ ኤርትራ ዑደት ምክያዱ፤ኣብ መቃናዊ ስምምዕ ሰላም ሱዳን ዘይፈረሙ ሓይልታት ንሳቶም ዘይሳተፍዎ መሰጋገሪ መንግስቲ ከይምስረት ጸዊዖም።
ሰክረ [...]
ቁጠባ ኤርትራ ኣብ 2023 ከንቆልቁል ከም ዝኽእል ተኣሚቱ
Radio Erena: 13 March 2023
ዓለምለኻዊ ማዕከን ገንዘብ፡ ቁጠባ ኤርትራ ኣብዚ ዓመት፡ ከንቆልቁል ከም ዝኽእል ኣሚቱ።
ዓለምለኻዊ ማዕከን ገንዘብ ቁጠባ ኤርትራ ካብቲ ንሃገራት እዚ ዞባ ኣመልኪቱ ዘቐመጦ ናይ 3 [...]
ኤርትራ ብስርዓተ ደሞክራሲ ናይ ዝበኣሰ፡ ዝበኣሰት ደረጃ ሒዛ
Radio Erena: 12 March 2023
ፍሪዶም ሃውስ ዝተባህለ ጉጅለ ኣብ ዘውጽኦ ናይ 2023 ጸብጻቡ ኤርትራ ኣብ መዳይ ዴሞክራሲ፡ ካብተን ዝኸፍኣ ዝበኣሰት ዝብል ደረጃ ከምዝሓዘት ኣፍሊጡ።
እቲ ካብ ዝምስረት መበል 50 ዓመ [...]
ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ናብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ከካይድ’ዩ
Radio Erena: 12 March 2023
ጸሓፊ ውሽጣዊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከካይድ ምዃኑ፣ ቤት ጽሕፈት’ቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመልኪቱ።
እቲ ቤት [...]
8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፣ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪሩ ውዒሉ
Radio Erena: 09 March 2023
ኣብዚ ኣብ ትሕቲ ‘ምቕባል ፍትሓውነት’ ዝብል ቴማ ዝተዘከረ መዓልቲ፣ ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንትዮንዮ ጉተረዝ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፣ ደቀንስትዮ ዓለም ጎዲሉወን ዘሎ ኣብ [...]
ሚንስተር ፋይናንስ ኤርትራ ምስ ሓለፍቲ ባንክ ዓለም ተራኺቡ
Radio Erena: 09 March 2023
ሚንስተር ፋይናንስ ኤርትራ ምስ ሓለፍቲ ባንክ ዓለም፡ ባንክ ኣፍሪቃዊ ልምዓትን ሕብረት ኤውሮጳን ተራኺቡ።
ኣብቲ ብረቡዕ 8 መጋቢት ኣብ ከተማ ናይሮቢ ኬንያ ዝተገብረ ርክብ፡ ብዘይ [...]