Category: ዜና ኤርትራ

1 596 597 598 599 600 609 5980 / 6089

ኤርትራ ሒዛቶም ዘላ 200 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናጻ ክወጹ ጻውዒት ቀሪቡ

ማሕበር ገፈፍቲ ዓሳ የመን፣ መንግስቲ ኤርትራ ሒዝዎም ዘሎ ኣስታት 200 ዝኾኑ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናጻ ክሰዶም ጸዊዑ።    እቲ ማሕበር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ካብ 2006 ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ልዕሊ 200 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳን 85 [...]

ፕ.ኢሳይያስን ኣሚር ቐጠርን ርክብ ኣካዪዶም

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ኣሚር ቐጠር ሓማድ ቢን ከሊፋ ኣልታኒ ኣብ ዶሓ ተራኺቡ ተዘራሪቡ።    ካብ ቀንዲ መወልቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾነት ቐጠር፣ ብጉዳይ እቲ ገና ማዕልቦ ዘይረኸበ ምስሕሓብ ኤርትራን ጅቡትን፣ ጉዳይ ክራይ ወደ [...]

ዋጋ ክራይ ኣባይቲ ከቢድ ጸገም የኸትል

ዋጋታት ናህሪ ክራይ ኣባይቲ ካብ ወርሒ ናብ ወርሒ ሰማይ እናዓረገ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ሕጂ'ውን ነቲ ንስድራቤታት ሓደ ካብቲ ዝኸበደ ጾር ኮይንወን ዘሎ ቅልውላው ንምፍትሑ ዝኾነ ተበግሶ ንምውሳድ ቅሩብ ከምዘይኮነ ተገሊጹ። [...]

ፕሮጀክት ዓርቢ ሓርነት ንጥፈታቱ ይቕጽል

ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከቡ ኣባላት ዓርቢ ሓርነት ነቲ  ብተሳተፍቲ ስርሒት ፎርቶ ኣብ 21 ጥሪ ዝቐረበ ጠለባት፣ ብዕለት 6 ናይዚ ወርሒ’ዚ ናብ ድምጺ ሓፋሽ ብምድዋል ብቐጥታ ኣብ ኣየር ከም ዝስማዕ ምግባሮም፣ ኣካየድቲ’ቲ ፕሮጀክት ናብ ሬ [...]

መንገዲ ኣየር ኤርትራ ኣስጋኢ’ዩ ተባሂሉ

ኣህጉራዊ ማሕበር ሲቪል ኣቭየሽን፣ ኤርትራ ሓንቲ ካብንተ ዘይውሑስ መንገዲ ኣየር ካብ ዘለወን 13 ሃገራት ዓለም'ያ ክብል ረቒሑዋ።     እቲ ንኩነታት ኣቭየሽን ሃገራት ዓለም ዝከታተል ኣካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ ማሕበር፣ ዘይ [...]

ሱዳን፣ ንዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ብዝምልከት ሕጊ ከተጽድቕ’ያ

ፓርላማ ሱዳን፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ገበነኛታት ኮይኖም ንዝተረኽቡ ክሳብ 20 ዓመት ማእሰርቲ ንኽቕጽዑ ዘፍቅድ ብካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ንዝተነድፈ ሓድሽ እማመ ሕጊ ከጽድቕ ትጽቢት ኣሎ።     መንግስቲ ኤርትራ [...]

ኮሚሽን ሰ.መሰላት ኣፍሪቃ፣ ንጉዳይ ዳዊት ኢሳቕ ክርኢ እዩ

ኣካል ሕብረት ኣፍሪቃ ዝኾነ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኤርትራ ተቐይዱ ዝርከብ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ ብዝምልከት ንመንግስቲ ኤርትራ ሕቶ ከቕርብ ምዃኑ ኣፍሊጡ።     እቲ ኮሚሽን ንጉዳይ እቲ ድርብ ዜግ [...]

ሚኒስትሪ ዜና ብኣባላት ቦርድ ስርሑ የካይድ

ንኣስታት 10 ዓመታት ወግዓዊ ሚኒስተር ዘይነበሮ ሚኒስትሪ ዜና ኤርትራ ኣብዚ እዋን’ዚ ብኣባላት ቦርድ ናይቲ ሚኒስትርን ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንትን እናተኣልየ ስርሑ ይቕጽል ምህላዉ ተፈሊጡ።     ግዝያዊ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ ዓሊ [...]

ኤርትራ 26 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ኣጽዋር ዓዲጋ

ቤላሩስ ካብ 2004 ክሳብ 2011 ኣብ ዝነበረ ግዜ 26 ሚልዮን ዶላር ዝዋግአ ኣጽዋር ንኤርትራ ከምዝሸጠትላ ተሓቢሩ።    ማዕከን ዜና ኒውስ ኣዝ ብዝዕባ መሸጣ ኣጽዋር ቤላሩስ ኣመልኪቱ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ኤርትራ 26 ሚልዮን ዶላር ዝ [...]

ፋብሪካ ሰሜንቶ ገደም፣ ፍርያታ ተጓዲሉ

ኣብ ባጽዕ ተደኵና እትርከብ ፋብሪካ ሰሜንቶ ገደም፣ ብሰንኪ ተደጋጋሚ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ እኹል ሰሜንቶ ተፍሪ ከምዘየላ ተሓቢሩ።    እታ መዓልታዊ ኣስታት 10 ሽሕ ኩንታል ሰሜንቶ ከተፍሪ ዓቕሚ ከምዘለዋ ዝተነግረላ ፋብሪካ ሰሜንቶ ገደም፣ [...]
1 596 597 598 599 600 609 5980 / 6089