Category: ዜና ኤርትራ

1 595 596 597 598 599 609 5970 / 6089

”ፕ. ኢሳይያስ፣ ሕማቕ ኣብነት መራሕቲ” ጋዜጣ ሊበራስዮን

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ካብ፣ ሕማቕ ኣብነት መራሕቲ ኣፍሪቃ’ዩ ክትብል ጋዜጣ ሊበራስዮን ገሊጻቶ።    እታ ጋዜጣ፣ ካብ ህዝባዊ ጅግና ናብ ዕሉል ውልቀ መላኺ ዝተሰጋገረ መራሒ ኣፍሪቃዊት ሃገር ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ [...]

ካናዳ ንቆንስል ኤርትራ ክትሰጎ ወሲና

መንግስቲ ካናዳ ብጉዳይ ምእካብ ክልተ ሚእታዊት ከተጠንቕቖ ንዝጸንሐ ቆንስል ኤርትራ ኣቶ ሰመረ ገብረማርያም ዑቕባሚካኤል ከባርሮ ወሲኑ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ካናዳ፣ ነቲ ካብ ኤርትራውያን ክእክቦ ዝጸንሐ ዘይሕጋዊ’ዩ ዝበሎ ክልተ ሚእ [...]

ኣቶ ሃይለ መንቀርዮስ ፍሉይ ወኪል ው.ሕ.ኣ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ኮይኑ

ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ባንኪ ሙን፣ ንኤርትራዊ ኣቶ ሃይለ መንቀርዮስ ፍሉይ ወኪል እቲ ውድብ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ክኸውን መዚዝዎ።     ባንኪ ሙን፣ ንኣቶ ሃይለ መንቀርዮስ ብደረጃ ምክትል ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት' [...]

መ. ኤርትራ ኣብ እስራኤል ዝወደቦ ለይታዊ ትልሂት ተበቲኑ

ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ እስራኤል ኣብ ዝወደቦ ለይታዊ ትልሂት ኣብ መንጎ ደገፍቲ ህግደፍን ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጥን ንዝተጓሃሃረን ዕግርግር፣ ፖሊስ እስራኤል ምሉእ ለይቲ ክብትንዎ ከምዝሓደሩ ምንጭታት ሬድዮ ኤ [...]

ማ.ባሕሪ ናይ ዝሰግሩ ቁጽሪ ኤርትራውያን ይውስኽ

ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብማእከላይ ባሕሪ እናበኣሰ ይመጽእ ምህላዉ ተገሊጹ።    ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት UNHCR ካብ ትሪፖሊ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ኣብዘን ዝሓልፋ ክልተ ኣዋርሕ ማለት ኣብ ወርሒ መጋቢትን [...]

ዋንነቱ ዘይተፈልጠ መገዲ ኣየር ኣብ ኤርትራ

ማሳዋ ኤርወይስ ዝተባህለ ሓድሽ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ክልተ ቢች ክራፍት ዝዓይነተን ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ናብ ኣህጉራዊ መዓፎ ነፈርቲ ባጽዕ ከምዘእተወ መርበብ ሓበሬታ ኣቬሽን ኣፍሊጡ።    ብመሰረት እቲ ኣብ ጉዳይ ኣቬሽን ዓለምና እዋናዊ [...]

ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሶማል ክወጽእ’ዩ

ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ሶማል ክትስሕብ ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣፍሊጡ።    ኢትዮጵያ ኣብ 2006 ናብ ሶማል ብምእታው ነቲ ብእስላማዊ መጋብኣያታት ተጠርኒፉ ዝነበረ ሓይሊ ብምፍራስ ኣብ 2009 ከምዝወጸ [...]

ምእሳር ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሲቪላውያን ኣመሓደርትን ይቕጽል

ድሕሪ’ቲ ኣብ 21 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ኣብ ፎርቶ ሚኒስትሪ ዜና ብኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ዝተወስደ ስጉምቲ፣ ምእሳር ሓያሎ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሲቪላውያን ኣመሓደርትን ይቕጽል ምህላዉ ይግለጽ ኣሎ።     ኣቐዲሙ ሓላፊ ውድባዊ ጉዳያት ህግደ [...]

“መንግስቲ ኤርትራ ምትሕብባር ኣብዩ” በድዋንተ ኪታሩዝ

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ንዝካየድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ንምጽራይ ምስ ዝቖመት ጉጅለ ምትሕብባር ከምዝኣበየ ተገሊጹ።    ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣካል ሰብኣዊ መሰላት ንጉዳይ ኤርትራ ከተጻሪ ዝተመዘት በድዋንተ ኪታሩዝ ኣብ ዝ [...]

ኣብ ኣስመራ ምጥቃም ጀኔረተራት ብምምሕዳር ዞባ ማእከል ተነጺጉ

ብሰንኪ ተደጋጋሚ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ ካብ ንጥፈታተን ተዳኺመን ዘለዋ ሓያሎ ትካላት ከተማ ኣስመራ ጀኔረተራት ንኽጥቐማ ዘቕረብኦ ሓሳብ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ነጺግዎ።     ኣብ ኣስመራ ብዘይካ ዓበይቲ ሆቴላትን ውሱናት ብመንግስቲ ዝተፈ [...]
1 595 596 597 598 599 609 5970 / 6089