Category: ዜና ኤርትራ

ማሕበር ሃገራት ዓረብ ኣብ ዘካይዶ መበል 25 ስሩዕ ኣኼባ፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ጅቡትን ክዝቲ’ዩ
Radio Erena: March 24, 2014 ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ንመበል 25 ስሩዕ ዋዕላ ንምድላው ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ፣ ሓደ ካብ ዝዝተየሉ ዛዕባታት፣ እቲ ገና ፍታሕ ዘይረኸበ ጉዳይ ኤርትራን ጅቡትን ምዃኑ [...]

ሱዳን፣ ካብ እስራኤል ንዝተጠረዘ ዜጋኣ ብክሲ ስለያ ኣብ ቀይዲ የእትያ
Radio Erena: March 24, 2014 ሱዳን ንእስራኤል ክስሊ ጸኒሑ ዝበለቶ ዜጋኣ ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወት ኣል ኢንጢባህ ዝተባህለት ጋዜጣ ብምጥቓስ ዮርሳሌም ፖስት ሓቢራ። እቲ መንነቱ ብጽኑር ዘይተሓበረ ሱዳናዊ፣ ቅድሚ 10 ዓመት [...]

ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን ካብ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾነ ሓገዝ ከምዘይረኸቡ ኣፍሊጦም
Radio Erena: March 21, 2014 ብሬክ ማሻር ዝምራሕ ተቓዋሚ ሓይሊ ደቡብ ሱዳን ፣ ካብ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾነ ሓገዝ ከምዘይረኸበ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ መስርሕ ስምምዕ ሰላም ካብ ዝሳተፉ ዘለዉ ወከልቲ ተቓወ [...]

ኤርትራውያን ዝርከብዎም 21 ሰራሕተኛታት ዝነበርዋ ዘይሕጋዊ ነዳዲ ኣብ ምምልላስ ዝነበረት ናይ ሊብያ መርከብ ኣብ ቀይዲ ኣትያ
Radio Erena: March 21, 2014 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 21 ሰራሕተኛታት ዝነበርዋ፣ ነዳዲ እተመላልስ ናይ ሊብያ መርከብ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ነዳዲ ኣብ ምምልላስ ኣብ ዝነበረትሉ ኣብ ቀይዲ ኣትያ ከምዘላ ሚኒስትሪ ምክልኻል ኣ [...]

ሜ.ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮሃንስ ሓለቓ ስታፍ ሓ.ም. ኤርትራ ኮይኑ ተመዚዙ፣ ማእከሎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ድማ የዕዘምዝሙ
Radio Erena: March 20, 2014 ድሕሪ ሞት ሜጀር ጀነራል ገረዝግሄር ዓንደማርያም ውጩ፣ ሜጄር ጀነራል ፊሊጶስ ወልደዮሃንስ ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኮይኑ ምምዛዙ፣ ሓያሎ ማእከሎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ምዕዝምዛማት የ [...]

ስድራቤት ስዉእ ስርሒት ፎርቶ ኮለነል ወዲ ዓሊ ናብ ኖርወይ ተጣይሰን
Radio Erena: March 20, 2014 ስድራ ቤት ናይቲ ኣብ ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ 2013 ዝተሰውአ ኮለነል ስዒድ ዓሊ ሕጃይ ብሓገዝ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን መንግስቲ ኢትዮጵያን ናብ ኖርወይ ከምዝተጣየ [...]

መንገዲ ኣየር ቱርኪ፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን 13 ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር ምዃኑ ብወግዒ ኣፍሊጡ
Radio Erena: March 19, 2014 መንገዲ ኣየር ቱርኪ፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን 13 ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር ምዃኑ ብወግዒ ኣፍሊጡ። ነዚ ዘረጋገጸ ኣካያዲ ስራሕ እቲ መንገዲ ኣየር ተመል ኮቲል ንማዕከናት [...]

ኢጣልያ ልዕሊ 270 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 600 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣድሒና
Radio Erena: March 19, 2014 ዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ብመንገዲ ማእከላይ ባሕሪ ናብ ኢጣልያ ኣዝዩ ገኒንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሓይሊ ባሕሪ እታ ሃገር ኣስታት 600 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዘድሓ [...]

መበል 43 ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆርጅ ዳብሊው ቡሽ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ
Radio Erena: March 19, 2014 ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበረ ጆርጅ ዳብሊው ቡሽ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት የካይድ ምህላዉ ተገሊጹ። መበል 43 ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ጆርጅ ቡሽ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ዑደት ም [...]

ብሕርያ ህግደፍ ናብ ስልጣን ዝመጹ መበል ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤት ክርስትያን ኤርትራ፣ ኣካላውን ስነ-ኣእምሮኣውን ስንክልና ኣጋጢምዎም
Radio Erena, March 12, 2014 ካብ ሕጊ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ወጻኢ ብዝኾነ ኣገባብ ብሕርያ ህግደፍ መብል ራብዓይ ፓትርያርክ ክኾኑ ዝተመዘዙ ኣቡነ ድዮስቖሮስ፣ ብዘጋጠሞም ወቕዒ ኣካላውን ኣእምሮኣውን [...]