Category: ዜና ኤርትራ

“ኣብ ጅቡቲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ነገድ ተታሒዞም ዝጸንሑ 267 ኤርትራውያን ናጻ ክልቐቑ’ዮም”
Radio Erena: April 14, 2014 ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ነገድ ተቐይዶም ዝጸንሑ 267 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናጻ ክልቐቑ ምዃኖም ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኣፍሊጡ። ዳይረክተር ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤል [...]

መንግስቲ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ዝፈተኑ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 400 ስደተኛታት ቀይዱ
Radio Erena: April 14, 2014 መንግስቲ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ዝቐራረቡ ዝነበሩ መብዛሕቶም ኤርትራውያንን ሶማላውያንን ዝርከብዎም ኣስታት 400 ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ሓቢሩ። ኣፈኛ ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ቓስም [...]

መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዞባታት ከሰላን ገዳርፍን ብኮሚሽን ስደተኛታት ንዝወሃብ ዝነበረ ስልጠናታት ደው ኣቢልዎ
Radio Erena: April 14, 2014 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ምብራቕ እታ ሃገር ኣብ ዞባታት ከሰላን ገዳርፍን ንዝርከቡ ኤርትራውያን ኢትዮጵያውንን ስደተኛታት ንምሕጋዝ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝካየድ ዝነበረ ንጥፈታት ደው ክብል ኣዚ [...]

The 267 Eritrean Refugees will be freed from Negad Detention Centre
Radio Erena: April 14, 2014 HRCE is pleased to announce the plan to release the 267 Eritrean refugees from Negad detention centre by the Djiboutian a [...]

‘ኤርትራ ብብቕዓት ኩዕሶ እግሪ ካብ 205 ሃገራት ኣብ መበል 200 ተሰሪዓ’ ፊፋ
Radio Erena: April 11, 2014 ካብ መጻረዩ ግጥማት ዋንጫ ኣፍሪቃ 2015 ዝሰሓበት ኤርትራ፣ ኣህጉራዊ ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ማለት ፊፋ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ ደረጃ ብቕዓት ኣብ መበል 200 ተሰሪዓ። ብመሰረት እቲ ትማሊ 10 ለ [...]

መዓልታዊ ዝርአ ዘሎ ዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ ካብ ኣማኢት ናብ ኣሽሓት ተሰጋጊሩ
Radio Erena: April 11, 2014 ዋሕዚ ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ መዓልታዊ ካብ ኣማኢት ናብ ኣሽሓት ተሰጋጊሩ ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ መዓልታት ጥራይ ልዕሊ 600 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 5 ሽሕ ስደተኛታት ብመንገዲ ማእከ [...]

ብይን ኮሚሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ 12 ዓመቱ ኣብ ግብሪ ዘይምውዓሉ፣ ኣውራ ተሓተቲ ኢትዮጵያ’ያ ክብሉ ኤርትራውያን ነቒፎም
Radio Erena: April 10, 2014 ብይን ኮሚሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን 12 ዓመት ኣብ ዘቑጽረሉ ዘሎ ወርሒ ሚያዝያ፣ ኢትዮጵያ ንውሳኔ እቲ ኮሚሽን ብምኽባር ካብ ልኡላዊ መሬት ኤርትራ ክትስሕብ ከምዝግባእ ሬድዮ ኤረና ዝተወከ [...]

ኣብ ኤርትራ ዞባ ማእከል ዝካየድ ዘሎ ምርጫ ኣመሓደርትን ኣካየደቲ ስራሕን ንኡሳን ዞባታት ንሃልኪ’ዩ ተባሂሉ
Radio Erena: April 10, 2014 ኣብ ዞባ ማእከል፣ ክካየድ ጀሚሩ ዘሎ ምርጫ ኣመሓደርትን ኣካየድቲ ስራሕን ንኡሳን ዞባታት ንሃልክን ድኻምን እንተዘይኮይኑ ዘምጽኦ ለውጢ የለን ክብሉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። [...]
ተቓውሞ ኣለዓዒልኩም ብዝብል ክሲ ካብ ክልተ ዓመትን ኣርባዕተ ወርሕን ክሳብ ኣርባዕተ ዓመታት ክእሰሩ ዝተፈርዱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ብናይ ገንዘብ መቕጻዕቲ ጥራይ ተፋንዮም
Radio Erena: April 10, 2014 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ዓዲ ሓሩሽን ማይ ዓይኒን ዝተኻየደ ተቓውሞታት ወዲብኩም ተባሂሎም ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ 11 ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዝተለቑ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮ [...]

ኣብ ኬንያ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ብዘይብሎም ሶማላውያን ዝጀመረ ግፋ ናብ ኤርትራውያን ልሒሙ
Radio Erena: April 9, 2014 ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬንያታ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ዜጋታት ጎረባብቲ ሃገራት ነናብ ዓዶም ክጥረዙ ዝብል ትእዛዝ ድሕሪ ምምሕልላፉ፣ ትማልን ቅድሚ ትማልን ልዕሊ 10 ዝኾኑ ኤርትራውያን ምስ ሶ [...]