Category: ዜና ኤርትራ

ፖሊስ ፈረንሳ ብሰንኪ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ኣብ ከተማ ካሌ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 14 October, 2014 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ካሌ ናይ ፈረንሳ ዝተኣኻኸቡ ብዝሒ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ብዕጽፊ ድሕሪ ምዝያዱ፣ ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ፖሊስ መንግስቲ ተ [...]

ሱዳን፣ ካብ ምስ ኢራን ምስ ስዑዲ ዓረብ ዘለዋ ዝምድና ከምዝድልድል ፕረዚደንት ኣልበሽር ገሊጹ
Radio Erena: 14 October, 2014 ሱዳን፣ ንሓያሎ ዲፕሎማሰኛታት ኢራን ድሕሪ ምስጓጓ ዝምድንኣ ምስ ስዑዲ ዓረብ ናብ ንቡር ተመሊሱ ምህላዉ ተገሊጹ። ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ብዛዕባ'ዚ ኣመልኪቱ ንኣልሻርቕ ኣል [...]

የመን፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ካልኣይ ቀዳማይ ሚኒስተር
Radio Erena: 14 October, 2014 ንከተማ ሰንዓ ተቖጻጺሮም ዘለዉ ዕጡቓት ሺዓ ብፕረዚደንት እታ ሃገር ንዝተረቁሐ ቀዳማይ ሚኒስተር ድሕሪ ምንጻጎም፣ እንደገና ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ተመዚዙ። እቶም ምስ መንግስቲ የመን [...]

ብምስግጋርን መሸጣን ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ተኸሲሱ ን10 ዓመታት ክእሰር ዝተፈርደ ሱዳናዊ ካብ ቤት ማእሰርቲ ሃዲሙ
Radio Erena : 13 October, 2014 ብዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ተኸሲሱ ኣብ ከሰላ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበረ ሱዳናዊ፣ ከምዝሃደመ ምንጭታት ዜና ሓቢሮም። እቲ ስሙ ዘይተጠቕሰ ሱዳናዊ፣ ብ [...]

ጅቡቲ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣትዮም ንዝበለቶም 187 ኢትዮጵያ መሊሳ
Radio Erena : 13 October, 2014 ጅቡቲ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዶብ ሰጊሮም ዝኣተዉ 187 ኢትዮጵያውያን፣ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝመለሰቶም ተገሊጹ። እቶም ኢትዮጵያውያን፣ ኣብ ሚኒብስ ዝዓይነተን መካይን ተጻዒኖም ናብ ገማግም ባሕሪ [...]

ስምኦን ዘውደ፣ ሰኣላይን ጋዜጠኛን ሚኒስትሪ ዜና ሎሚ ወጋሕታ ተቐቲሉ ተረኺቡ
Radio Erena: 10 October, 2014 ጋዜጠኛን ሰኣላይን ኤሪቲቪ፣ ኣባል ሚኒስትሪ ዜና ስምኦን ዘውደ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ሰባት ተቐቲሉ ከምዝተረኽበ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ን15 ዓመታት ኣብ ሚኒስትሪ ዜና ዘገልገለ ጋ [...]

ክሳብ 50 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣቦታት ስሩዕ ወትሃደራዊ ታዕሊል ክወስዱ ትእዛዝ ምሕላፉ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ሻቕሎት ፈጢሩ
Radio Erena: 10 October, 2014 መንግስቲ ኤርትራ ብስም ህዝባዊ ሰራዊት ብረት ንዘዕጠቖም ክሳብ 50 ዝዕድሚኦም ኤርትራውያን ኣቦታት ናብ ታዕሊም ክወስዱ ዘሕለፎ ትእዛዝ ኣብ ህዝቢ ከቢድ ሻቕሎት ፈጢሩ። እቶም ኣብ ከከባቢኦ [...]

ህዝቢ ኤርትራ ንዘሎ ናይ ምልኪ ኩነታት ቀይሩ ብሕግን ዴሞክራሲ እትመሓደር ኤርትራ ናይ ምፍጣር ብቕዓትን ተስፋን ከምዘሎ ኣቶ ዓንደብርሃን ወልደጊዮርግስ ገሊጹ
Radio Erena: 10 October, 2014 ህዝቢ ኤርትራ ኣብዘን ዝሓለፋ ዕስራን ሰለስተን መዋእል ናጽነት ዓመታትን ኣብ ትሕቲ ምልኪ ዝመልኦ ኣገዛዝኣ ስርዓት ህግደፍን ኩሉ ዓይነት መሰላቱ ተገፊፉ እቲ ምእንቲ ናጽነት፡ ሓርነትን ፍት [...]

ብመንግስቲ ኤርትራ ዝተመዘዘ ኣመሓዳሪ ኦርቶዶክሳዊት ቤትክርስትያን ኤርትራ ኣቶ ዩፍታሄ ዲሜጥሮስ ተሰጕጉ
Radio Erena: 10 October, 2014 መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ንሓያሎ ዓመታት ኣምሓዳሪ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ዝነበረ ንኣቶ ዮፍታሄ ድሜጥሮስን ጸሓፊኡ ቀሺ ሃብቶም ርእሶምን ካብ ቤተ ክርስቲያን ተዋሕዶ ከምዝሰጎጎም [...]

ሱዳንን ግብጽን ኣብ ዶባዊ ምስሕሓብ
Radio Erena: 09 October, 2014 ኣብ መንጎ ሱዳንን ግብጽን ብጉዳይ ዶብ ሓድሽ ምስሕሓብ ተፈጢሩ ኣብ ዘሎ ግዜ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ዓሊ ኻርቲ ብዛዕባ ዝተፈላለየ ጉዳያት ንምዝርራብ ካይሮ ኣትዩ። እቲ ሚኒስተር ት [...]