Category: ዜና ኤርትራ

ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ዝተኣኻኸብሉ ጫካታት ካሌ ዘጋጠመ ባርዕ ምስ ሽበራ ምትሕሓዝ ከምዘይብሉ ተገሊጹ
Radio Erena: 15 November 2015 ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ዝእከቡሉ ግዚያዊ መጽለሊ ብሓዊ ዝተቓጸለሉ ምኽንያት ምስቲ ኣብ ከተማ ፓሪስ ዝተኻየደ ሽበራዊ መጥ [...]

ሽበራዊ መጥቃዕቲ ዳዒሽ ኣብ ፓሪስ ኣስታት 130 ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena: 14 November 2015 ናይቲ ኣብ ርእሰ ከተማ ፈረንሳ ፓሪስ ዝተኻየደ ሽበራዊ መጥቃዕታት፣ ጉጅለ ዳዕሽ ምሉእ ሓላፍነት ከምዝወሰደሉ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ከተማ ፓሪስ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ግን ከኣ ብዝተወሃሃደ [...]

ናብ እስራኤል ንምስጋር ዝፈተኑ 15 ሱዳናውያን ብፖሊስ ግብጺ ተቐቲሎም
Radio Erena: 14 November 2015 ካብ ግብጺ ናብ እስራኤል ክሰግሩ ዝፈተኑ ሱዳናውያን፣ ካብ ሓለዋ ዶብ ግብጺ ብዝተተኮሰሎም ጠያይት ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ካብ’ቶም ብበረኻታት ሲናይ ኣቢሎም [...]

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናይ ቁጠባ ስደተኛታት ነናብ ዓዶም ንምምላስ ዘቕረቦ ውጥን ተነቒፉ
Radio Erena: 14 November 2015 ስደተኛታት ነናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝሕግዝ ማዕከን ገንዘብ ክምስረት ኣብ መንጎ ሕብረት ኤውሮጳን መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃን ስምምዕ ምኽታሙ፣ ካብ ሓያሎ ኣህጉራውያን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት [...]

ምቕያር ናቕፋ ብሰንኪ ዝፈጠሮ ሻቕሎት፣ ህዝቢ ሃለኽቲ ነገራት ንምሽማት ይጓየ ኣሎ
Radio Erena: 13 November 2015 ምቕያር ናቕፋ ብሰንኪ ዝፈጠሮ ሻቕሎት፣ ህዝቢ ሃለኽቲ ነገራት ንምሽማት ኣብ መስርዕ ይውዕል ከምዘሎ ተገሊጹ። ብሰንኪ ምቕያር ባጤራ ናቕፋ ዘይምርግጋእ ዕዳጋ ብኢሱ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ናይ ሞባ [...]

ሽወደን ዋሕዚ ስደተኛታት ንምቁጽጻር፣ ኣብ ዶባታ ግዝያዊ ነቑጣታት ክትገብር ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 13 November 2015 ሽወደን ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ኣብ ዶባታ ናይ ሓለዋ ነቑጣታት ክትገብር ምዃና ኣፍሊጣ። መንግስቲ ሽወደን ነዚ ስጉምቲ'ዚ ዝወስድ ዘሎ ብግሪኽን ኢጣልያን ዝኣተዉ ዜጋታት ሶርያ፣ ኤርትራን [...]

“ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ኣብ ኤርትራ ፖለቲካዊ ጸቕጢ ክግበር ኣለዎ፣” ፕረዚደንት ፈረንሳ
Radio Erena: 12 November 2015 ካብ ኤርትራ ዘጋጥም ዘሎ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ፖለቲካዊ ጻዕሪ ከምዘድልዮ ፕረዚደንት ፈረንሳ፣ ፍራንስዋ ሆላንድ ገሊጹ። ፕረዚደንት ፈረንሳ ነዚ ዝገለጸ፣ ካብ 11 ክሳብ 12 ሕዳር ኣብ [...]

ኣብ ኮሌጅ ማይ ነፍሒ፣ ተኣታትዩ ዝነበረ ብዘይገምድ ዝሰርሕ ኣገልግሎት ኢንተርነት ደው ኢሉ
Radio Erena: 12 November 2015 ኣብ ኮሌጅ ማይ ነፍሒ፣ ተኣትዩ ዝነበረ ብዘይገመድ ዝሰርሕ ናጻ ኣገልግሎት ኢንተርነት ደው ከምዝብል ኮይኑ። እቲ ብሓገዝ መንግስቲ ፊንላንድን ካልኦት መሻርኽቲ ሃገራትን ከምዝተኣታተወ ዝተገል [...]

ኤርትራ እትሳተፎ ዘላ ኣህጉራዊ ዋዕላ ስደተኛታት ኣብ ማልታ ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 12 November 2015 ኣብ ጉዳይ ስደተኛታ ዘተኮረ ኣህጉራዊ ዋዕላ ኣብ ማልታ ይካየድ ኣሎ። ኣብዚ ትማሊን ሎምን ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ፣ መራሕቲ 50 ሃገራትን ኣስታት 100 ወከልትን ይሳተፉ ኣለዉ። መራሕቲ ናይተን [...]

ኣመሪካ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘጋጠመ ደርቂ ዝውዕል 97 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ህጹጽ ናይ መግቢ ረድኤት ለጊሳ
Radio Erena: 12 November 2015 ኣመሪካ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ንዘሎ ደርቂ ዝውዕል፣ 97 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ለጊሳ። እቲ ብመንግስቲ ኣመሪካ (USAID) ዝተለገሰ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት፣ ብ [...]