Category: ዜና ኤርትራ

1 482 483 484 485 486 643 4840 / 6430
ቡርኪና ፋሶ ድሕሪ 30 ዓመታት፣ ብዴሞክራሳዊ ምርጫ ምስግጋር ስልጣን ተኻይዱ

ቡርኪና ፋሶ ድሕሪ 30 ዓመታት፣ ብዴሞክራሳዊ ምርጫ ምስግጋር ስልጣን ተኻይዱ

Radio Erena: 02 December 2015 ቡርኪና ፋሶ ኣብ 30 ዓመታት ንመጀመርያ እዋና፣ ብደሞክራስያዊ ምርጫ ናይ ስልጣን ምስግጋር ኣካይዳ። እዛ ብወትሃደራዊ ዕልዋታት እትፍለጥ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ እትርከብ ንእሽቶ ሃገር፣ ን10 [...]
ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ክሊማዊ ለውጢ፣  ኣስታት 150 መራሕቲ ሃገራት ይሳተፉ ኣለዉ

ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ክሊማዊ ለውጢ፣ ኣስታት 150 መራሕቲ ሃገራት ይሳተፉ ኣለዉ

Radio Erena: 01 December 2015 ብሕቡራት ሃገራት ተወዲቡ ዝበዝሐ ክፋሉ ከኣ ብመንግስቲ ፈረንሳ ተመወሊ፣ ካብ 30 ሕዳር ክሳብ 11 ታሕሳስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ፣ ንዓለምና ኣብ ኣሻቓሊ ደረጃ ኣብጺሑዋ ብዛዕባ ዘሎ ፍኑው [...]
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝተዋፈሩ ፖሊስ ክልትኤን ሃገራት ሓባራዊ ዘተ ኣካይዶም

ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝተዋፈሩ ፖሊስ ክልትኤን ሃገራት ሓባራዊ ዘተ ኣካይዶም

Radio Erena: 01 December 2015 እቲ ኣብ ከተማ ደማዚን ዝተኻየደ ዘተ ፖሊስ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ነቲ ንክልትኤን ሃገራት ኣብ ዘዋስን ዞባታት ብሉ ናይል ቤንሻንጉልን ንዝርአ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰብን ኣቑሑን ካልእ ዘይሕጋዊ [...]
ስዑዲ ዓረ፣ 900 ደቂንስትዮ ኣብ ምርጫ ኣመሓደርቲ ክወዳደራ’የን

ስዑዲ ዓረ፣ 900 ደቂንስትዮ ኣብ ምርጫ ኣመሓደርቲ ክወዳደራ’የን

Radio Erena: 01 December 2015 ኣብ ታሪኽ ስዑዲ ዓረብ ንመጀመርያ እዋኑ ኣስታት 900 ደቂንስትዮ ኣብ ምርጫ ኣመሓደርቲ ክወዳደራ'የን። ኣብ 12 ታሕሳስ ኣብ ዝካየድ ምርጫ ኣመሓደርቲ ንኽወዳደራ ድሮ ኣስታት 900 ሕጹያት [...]
ገለ ክፋል ናይቲ ኣብ ዞባ ከሰላ ዝርከብ ኣማኢት ሚልዮናት ናቕፋ በዚ ሓድሽ ንምቕያሩ ኣብ ስምምዕ ተቢጽሑ

ገለ ክፋል ናይቲ ኣብ ዞባ ከሰላ ዝርከብ ኣማኢት ሚልዮናት ናቕፋ በዚ ሓድሽ ንምቕያሩ ኣብ ስምምዕ ተቢጽሑ

Radio Erena: 30 November 2015 ኣብ ዞባ ከሰላ ካብ ዝርከብ ኣማኢት ሚልዮናት ናቕፋ፣ ንገለ ክፋሉ በዚ ሓድሽ ናቕፋ ንምቕያሩ ኣብ መንጎ እቲ ዞባን መንግስቲ ኤርትራን ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ። እዚ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ዝግለጽ [...]
ኩዌት 33 ኢትዮጵያን ቀይዳ

ኩዌት 33 ኢትዮጵያን ቀይዳ

Radio Erena: 30 November 2015 እቶም ኣብ ሓደ ክፍሊ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክንበሩ ከምዝጸንሑ ዝተሓበሩ 33 ኢትዮጵያን፣ እቶም 5 ደቂተባዕትዮ ክኾኑ እንከለዉ እተን 28 ከኣ ደቂንስትዮ’የን። ፖሊስ ኩዌት፣ ኣብ ልዕሊ’ቶም [...]
ኣብ ኤርትራ ኣጋጢሙ ዘሎ ዋሕዲ ናይ ሞባይል ካርድታት መሊሱ ይብእስ

ኣብ ኤርትራ ኣጋጢሙ ዘሎ ዋሕዲ ናይ ሞባይል ካርድታት መሊሱ ይብእስ

Radio Erena: 27 November 2015 ኣብ ኤርትራ ኣጋጣሚ ዝቀነየ ዋሕዲ ናይ ሞባይል ካርድታት መሊሱ ብኢሱ። ካርድ ናይ ሞባይል ኣብዚ እዋን'ዚ ዝተሳእነሉ ምክንያት ንጹር ሓበሬታ እኳ እንተዘየለ፣ ምስ ምቕያር ባጤራ ናቕፋ ተተሓ [...]
“ኣብ ካርቱም ኣስታት 200 ሽሕ ኤርትራውያን ብዘይሕጋዊ ፍቓድ ይነብሩ፣” ኣማሓዳሪ ዞባ ካርቱም

“ኣብ ካርቱም ኣስታት 200 ሽሕ ኤርትራውያን ብዘይሕጋዊ ፍቓድ ይነብሩ፣” ኣማሓዳሪ ዞባ ካርቱም

Radio Erena: 27 November 2015 ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም ጥራይ ኣስታት 200 ሽሕ ኤርትራውያን ብዘይሕጋዊ ፍቓድ ይነብሩ ከምዘለዉ ንኣምሓዳሪ ዞባ ካርቱም ሌተናንት ጀነራል ዓብዱራሒም መሓመድ ሑሰን ብምጥቃስ ማዕከን ዜና [...]
ቢቢሲ ናብ ኤርትራ ዝቀንዐ ፈነወ ሬድዮ ክጅምር’ዩ

ቢቢሲ ናብ ኤርትራ ዝቀንዐ ፈነወ ሬድዮ ክጅምር’ዩ

Radio Erena: 27 November 2015 ማዕከን ዜና ቢቢሲ ናብ ኤርትራ ዝቐንዐ ናይ ሬድዮ ፈነወ ክጅምር ምዃኑ ኣረጋጊጹ። ሓደ ካብ ዓበይቲ ማዕከናት ዜና ዓለም ዝኾነ ቢቢሲ ብናይ ኤርትራ ቋንቋ ዝፍኖ መደባት ብሓጺር ማዕበልን ከመ [...]
ብጉዳይ ክልተ ካብ ሚእቲ፣ ኣብ ልዕሊ ቆንስል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝተመስረተ ክሲ ተነጺጉ

ብጉዳይ ክልተ ካብ ሚእቲ፣ ኣብ ልዕሊ ቆንስል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝተመስረተ ክሲ ተነጺጉ

Radio Erena: 26 November 2015 ኣብ ልዕሊ ቆንስል ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ዝተመስረተሉ“ ዘይሕጋዊ ክልተ ካብ ሚእቲ ግብሪ የኽፍል ኣሎ፣” ዝብል ክሲ፣ ብኣኽባር ሕጊ ስዊዘርላንድ ተነጺጉ። ኣኽባር ሕጊ ስዊዘርላንድ፣ ኣብ [...]
1 482 483 484 485 486 643 4840 / 6430