Category: ዜና ኤርትራ

ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ከባቢ ገዳርፍ ብዕጡቓት ሚሊሻ ኢትዮጵያ ናይ ዝተቐትሉ ሱዳናውያን ብዝሒ 45 ከምዝበጽሐ ሓደ ኣባል ባይቶ ገሊጹ
Radio Erena: 28 December 2015 ኣብቲ ንሱዳንን ኢትዮጵያን ዘሰሓሕብ ከባቢ ገዳርፍ፣ ብዕጡቓት ኢትዮጵያ ናይ ዝተቐትሉ ሱዳናውያን ብዝሒ 45 ከምዝበጽሕ ኣባል ባይቶ ሙባራክ ኤል ኑር ገሊጹ። ንሱ ምስ ሬድዮ ዳባንጋ ኣብ ዘካ [...]

ስድራቤታት ብዳዒሽ ናይ ዝተቐትሉ ኤርትራውያን ይርድኡ ኣለዉ
Radio Erena: 25 December 2015 ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ኣብ ሊብያ ናይ ዝቐተሎም ኤርትራውያን ስድራቤታት ይርድኡ ኣለዉ። እቲ ኣረሜናዊ ጉጅለ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ካብ ዝጨወዮም ስደተኛታት ክትሃድሙ ፈቲንኩም ንዝበሎም ብውሕዱ [...]

ሱዳን ካብ ማዕከን ገንዘብ ሃገራት ዓረብ ተወሳኺ ፊናንስያዊ ልቓሕ ትረክብ
Radio Erena: 25 December 2015 ማዕከን ገንዘብ ሃገራት ዓረብ ቁጠባ ሱዳን ንምብርራብ 166 ሚልዮን ዶላር ብልቓሕ ሂቡ። እቲ ኣብ ኣቡ ዳቢ ዝመደበሩ ፊናንስያዊ ትካል ሃገራት ዓረብ፣ ነታ ብዋሕዲ ናይ ወጻኢ ባጤራ እትሳቐ [...]

ሽወደናዊት ኣደን ወዳን ዝቐተለ ኤርትራዊ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: 24 December 2015 ኣብ 10 ነሓሰ 2015 ንሓንቲ ሽወደናዊት ምስ ወዳ ዝቀተለ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ንሕልፍተ ክእሰር ተፈሪዱ። እቲ ኣብርሃም ዑቕባጋብር ዝተባህለ ወዲ 36 ዓመት ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ፣ ቫስት [...]

ሶማል፣ በዓል ልደት ከይክበር መጠንቐቕታ ተዋሂቡ
Radio Erena: 24 December 2015 ኣብ ሶማል በዓል ልደት ከይክበር ፈደራላዊ መንግስቲ እታ ሃገር ኣጠንቒቑ። እቲ መንግስቲ ትማሊ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ በዓል ልደት ኣንጻር እምነት ምስልምና ብምዃኑ፣ ኣብ ሶማል ዝነብር ዝኾነ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ህዝቢ ኦሮሞን ሓይልታት ጸጥታን መንግስትን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ዝወረደ ዕንወት ብናጻ ኣካል ክግምገም ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 24 December 2015 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ ኣብ መንጎ ህዝብን ሓይልታት ጸጥታ መንግስትን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ናይ ዝጠፍአ ህይወትን ዝዓነወ ንብረትን ዝግምግም ናጻ ኣካል ክቐውም ጻውዒት ቀሪቡ። እዚ ጻውዒ [...]

ኤርትራ ኣባል እቲ ብስዑዲ ዝምራሕ እስላማዊ ኪዳን ኣንጻር ግብረሽበራ ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 23 December 2015 ኤርትራ ኣባል እቲ ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ እስላማዊ ኪዳን ኣንጻር ግብረ ሽበራ ምዃና ብወግዒ ኣፍሊጣ። ኤርትራ ነዚ ተፍልጥ ዘላ፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዑደት ብምክያ [...]

እስራኤል ተወሰኽቲ ኤርትራውያን ንምቕያድ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ከተስፍሖ ምዃና ተገሊጹ
Radio Erena: 23 December 2015 እስራኤል፣ ንዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን እትቕይደሉ ቤት ማእሰርቲ ከተስፍሕ ምዃና ይግለጽ ኣሎ። ኣብ ነገቭ ዝተደኮነ ሖሎት፣ 3 360 ስደተኛታት ክሕዝ ዝተሰርሕ ኮይኑ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብቲ [...]

ኣብ ጅቡቲ፣ ኣብ መንጎ ህዝብን ፖሊስን ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ተቐቲሎም፣ 50 ልዕሊ 70 ከኣ ቆሲሎም
Radio Erena: 23 December 2015 ኣብ ጅቡቲ ኣብ መንጎ ተቓውሞ ዘካየዱ ዜጋታት እታ ሃገርን ሓይልታት ጸጥታ መንግስትን ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ 50 ኣባላት ፖሊስ ዝርከብዎም ልዕሊ 70 ከኣ [...]

ሱዳን ምስ ዳዒሽ ምትእስሳር ከይህልዎም ዝተጠርጠሩ ጉጅለታት ትምርምር
Radio Erena: 22 December 2015 ኣብ ሱዳን ምስ ዳዒሽ ምትእስሳር ክህልዎ ዝኽእል ጉጅለ፣ መርመራ ይካየደሉ ምህላዉ ተሓቢሩ። እቲ ብስም ሃይማኖት ዝተጠርነፉ ኣኽረራሪ ጉጅለ ሱዳን፣ መንእሰያት ብምምልማል ናብ ሊብያ፣ ዒራቕን [...]