Category: ዜና ኤርትራ

መራሕቲ ቻይናን ፓኪስታንን ናብ ስዑዲ ዓረብ ኢራንን ዑደት ከካይዱ’ዮም
Radio Erena: 18 Januray 2016 ፕረዚደንት ቻይና ቺ ዚፒንግ ናብ ስዑዲ ዓረብን ኢራንን ወግዓዊ ምብጻሕ ክፍጽም ምዃኑ ካብ ቤተ መንግስቲ እታ ሃገር ዝወጸ መግለጺ ኣረጋጊጹ። እቲ ፕረዚደንት ጽባሕ ሰሉስ 19 ጥሪ ኣብ ዘካይዶ [...]

ሙጋበን ኢሳይያስን ሞይቶም ዝብል ጸጸኒሑ ዝጋዋሕ ዘሎ ወረ ህዝቢ ክእለይሉ ካብ ዘለዎ ድሌት ምዃኑ ተዓዘብቲ ይገልጹ
Radio Erena: 15 January 2016 ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ ብጽኑዕ ሓሚሙ ወይ ሞት እናተባህለ ክጋዋሕ ዝቐነየ ወረ ሓሶት'ዩ ክብል ቤት ጽሕፈት እቲ ፕረዚደንት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ዚ [...]

ባህላዊ ጉዳያት ህግደፍ ናብ ወጻኢ ዝልኣኾም ስነ-ጠበባውያን ዑቕባ ይሓቱ
Radio Erena: 15 January 2016 ባህላዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣብ ኣውስትራልያ፣ ከተማ ሜልቦርን ኣብ ዝወደቦ ፈስቲቫል ጓይላ ከጻውቱ ዝልኣኾም ክልተ ስነ ጥበባውያን ዑቕባ ንምሕታት ተሪፎም። እቶም ኣብ ኣውስትራልያ ዑቕባ ንምሕታት [...]

ቱርኪ ኣብ ሞቛድሾ መደበር ወትሃደራዊ ታዕሊም ከተቕውም’ያ
Radio Erena: 15 January 2016 ቱርኪ ኣብ ሶማል መደበር ወትሃደራዊ ታዕሊም ክትሃንጽ'ያ። እታ ሃገር፣ ነቲ ወትሃደራት መንግስቲ ሶማል ዝስልጥንሉ ማእከል ክትሃንጽ ምዃና ዘረጋገጸት፣ ኣብ መንጎ ቱርኪን ፈደራላዊ መንግስቲ ሶ [...]

ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ክሳብ ሞት ዝቐጥቀጡ ኣርባዕተ እስራኤላውያን ተኸሲሶም
Radio Erena: 14 January 2016 ኣብ እስራኤል፣ ከተማ ባር ሸባ ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ዝተቀትለ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ፣ ብጥይት ተሃሪሙ ድሕሪ ምውዳቑ ብጠዋሉን በእጋሮምን ዝሃረምዎ ኣርባዕተ እስራኤላውያን ተኸሲሶም። እቲ ሃብ [...]

ነዳዲ፣ ኣብ ውሽጢ’ዚ 12 ዓመታት ኣብ ዝተሓተ ዋጋ ወሪዱ
Radio Erena: 14 January 2016 ዋጋ ነዳዲ ብደረጃ ዓለም ኣንቖልቝሉ። ኣብዚ እዋን'ዚ ዋጋ ሓደ በርሚል ዘይተጻረየ ነዳዲ ካብ 30 ክሳብ 32 ዶላር ጥራይ ይሽየጥ ምህላዉ ኣብ ንግዲ ዘተኩራ ማዕከናት ዜና የመልክታ። እዚ ኣብ [...]

ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ረፈረንዱም ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 14 January 2016 ዳርፉር ብጥምረት ከም ሓደ ዞባ ንምቕጻሉ ወይ ከኣ ናብ ሓሙሽተ ምምሕዳራት ንምብታኑ ዝዓለመ ረፈረንዱም ክካየድ'ዩ። እዚ ካብ 11 ክሳብ 13 ሚያዝያ ዝካየድ ረፈረንዱም፣ ነቲ ካብ 2003 ኣት [...]

ኣብ ብሪጣንያ፣ ንጓል 21 ዓመት መንእሰይ ዝዓመጸ ኤርትራዊ ስደተኛ ን10 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: 13 January 2016 ኣብ ብሪጣንያ፣ ከተማ ሊቨርፑል፣ ንጓል 21 ዓመት መንእሰይ ዝዓመጸ ኤርትራዊ ስደተኛ ን10 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ። እቲ መብራህቶም ኣብርሃ ዝተባህለ ወዲ 25 ዓመት ኤርትራዊ ስደተኛ፣ ነታ [...]

ኩዌት፣ ንኢራን ክስልዩ ጸኒሖም ዝበለቶም ክልተ ሰባት ንሞት ፈሪዳ
Radio Erena: 13 January 2016 ኩዌት ንኢራን ክስልዩ ጸኒሖም ዝበለቶም ክልተ ሰባት ንሞት ፈሪዳ። እታ ሃገር ንሞት ፈሪዳቶም ዘላ ሓደ ዜጋኣን ሓደ ኢራናውን፣ ብዘይካ ብስለያ ኣጽዋር ብምውናን'ውን ተኸሲሶም ዝጸንሑ'ዮም። እ [...]

ስዑዲ ዓረብ ንጅቡቲ ኣብ ጽላት ጸዓት ክትሕግዛ’ያ
Radio Erena: 12 January 2016 ስዑዲ ዓረብ ንጅቡቲ ኣብ ጽላት ጸዓት ክትሕግዛ ምዃና ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ ብሚኒስተር ጸዓት ጅቡቲ ዓሊ ያቆብ ማሕሙድ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ጅቡቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ከተማ [...]