Category: ዜና ኤርትራ
ላዕለወይቲ በዓልቲ ስልጣን ኣመሪካ ብዛዕባ ደሞክራሲ ኢትዮጵያ ኣመልኪታ ዝያሀብቶ መግለጺ፣ ካብ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ተቓውሞ ገጢምዋ
Radio Erena: 20 April 2015 ኣብ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ሓላፊት ፖለቲካዊ ጉዳያት ዌንዲ ሸርማን ብዛዕባ ደሞክርሳዊ ኢትዮጵያ ኣመልኪታ ንዝሃበቶ ርእይቶ፣ ካብ ሓያሎ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ተቓውሞ ገጢሙዋ። እታ ላዕ [...]
ኤርትራዊ ክንድምንታይ መሬት’ዩ ዘድልዮ?
Radio Erena: 17 April 2015 ሩስያዊ ደራሲ ሊዮ ቶልስቶይ፣ 'ንሰብ ክንድምንታይ መሬት የድልዮ?' ብዝብል ኣርእስቲ ነዛ ሕቶ'ዚ ኣልዒሉዋ'ዩ። ኣብ ከተማን ገጠርን ተምርዕየን ዝናበራ ኣሓት፣ ንገዛ ናብርአን [...]
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓንቲ ጃልባ ብምጥሓላ 47 ስደተኛታት ሞይቶም
Radio Erena : 17 April 2015 ዋሕዚ ስደተኛታት ካብ ንቡር ንላዕሊ ገኒንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ትማሊ ሓንቲ ጃልባ ብምጥሓላ 47 ሰባት ከምዝሞቱ ማዕከናት ዜና ኢጣልያ ሓቢረን። ኣብዘን ዝሓለፈ 6 መዓልታት ጥራይ ኣስታት 10 ሽ [...]
ፕረዚደንት የመን ነበር፣ ካብታ ሃገር ጠቕሊሉ ክወጽእ መንገዲ ክጣጥሓሉ ሓቲቱ
Radio Erena : 17 April 2015 ኣብ የመን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ዓቢ ግደ ከምዘለዎ ዝንገረሉ ፕረዚደንት እታ ሃገር ነበረ ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ፣ ካብታ ሃገር ንኽወጽእ መንገዲ ከጣጥሓሉ ይሓትት ምህላዉ ተገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት [...]
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣንጻር ስደተኛታትን ናይ ወጻኢ ዜጋታትን ብዝካየድ ዘሎ ጎነጽ ኢትዮጵያውያን ዝርከብዎም 10ታት ሰባት ተቐቲሎም; ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዛጊት ዝበጽሐ ጉድኣት የለን
Radio Erena: 16 April 2015 ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣንጻር ስደተኛታትን ናይ ወጻኢ ዜጋታትን ዝተላዕለ ጎነጽ ናብ ዝበኣሰ ኣንፈት የምርሕ ኣሎ። እቲ ኣንጻር ስደተኛታትን ናይ ወጻኢ ዜጋታትን ዝቀንዐ ጎነጽ ዝተሓወሶ ተቓውሞ ዝተበገ [...]
ዓቕሚ መመንጨዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሕርጊጎ ንምዕባይ ብሃገራዊ ኩባንያ ቻይና ክካየድ ዝጸንሐ መደብ ኣብ ምዝዛም ቀሪቡ
Radio Erena: 16 April 2015 ዓቕሚ መመንጨዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሕርጊጎ ንምዕባይ ካብ መወዳእታ ወርሒ ናይ 2013 ኣትሒዙ ንኣስታት ሓደ ዓመት ክካየድ ዝጸንሐ መስርሕ ኣብ ምዝዛም ከምዝተቓረበ ኣብ ፈረንሳ ዝመደበሩ ኣፍሪካን [...]
ላዕለዋይ መራሒ ኣልቃዒዳ ኣብ የመን ተቐቲሉ
Radio Erena: 16 April 2015 ኢብራህም ኣል ሩባይሺ ዝተባህለ መራሕቲ ናይቲ ኣብ ሃገራት ዓረብ ዝንቀሳቐስ ጉጅለ ኣልቓዒዳ፣ ኣመሪካ ብዘካየደቶ ናይ ሰብ ልቦ ነፈርቲ ደብዳብ ከምዝተቐትለ ኣልቓዒዳ ኣረጋጊጹ። ኣል ሩባይሺ ብግብ [...]
Update: መንግስቲ ኤርትራ ልዕሊ 2 ሽሕ ኣባይቲ ከፍርስ’ዩ
Radio Erena: 16 April 2015 መንግስቲ ኤርትራ ከም መቐጸልታ ናይቲ ጀሚርዎ ዘሎ ኣባይቲ ናይ ምፍራስ መስርሕ፣ ኣብ ዞባታታት ማእከል፣ ደቡብን ዓንሰባን ልዕሊ 2000 ሽሕ ኣባይቲ ንምፍራስ ወጢኑ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና [...]
ዋሕዚ ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ ብዘሰንብድ ብዝሒ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን ኣስታት 400 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጀልባ ከምዝጠሓለት ተገሊጹ
Radio Erena : 15 April 2015 ዋሕዚ ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ ብዘሰንብድ ብዝሒ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ኣስታት 400 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ከምዝጠሓለት ይግለጽ ኣሎ። ካብ ዓርቢ 10 ሚያዝያ ኣትሒዙ ክሳብ ትማሊ 30 [...]
ኣልሸባብ፣ ኣብ ህንጻ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ 10 ሰለማውያን ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena : 15 April 2015 ኣልሸባብ ኣብ ሶማልያን ኬንያን ንትካላት ትምህርቲ ዒላማ ጌርሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ትማሊ'ውን ኣብ ሞቛድሾ ኣብ ዝርከብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 10 ሰለማውያን ሰባት ቀቲሉ። [...]