Category: ዜና ኤርትራ

ጅቡት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምቋም ምስ ቻይና ስምምዕ ከቲማ
Radio Erena: 22 January 2016 ጅቡት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ንምቋም ምስ ቻይና ሓድሽ ስምምዕ ከምዝኸተመት ሮይተርስ ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ተኸቲሙ ዘሎ ስምምዕ፣ እቲ ኣብ ከባቢ ወደብ ጅቡቲ ዝቐውም ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ 48 ት [...]

ኤርትራውያን ንሳልሳይ ዓመት ፍጻሜ ፎርቶ ይዝክሩ
Radio Erena: 21 January 2016 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ን21 ጥሪ፣ መበል ሳልሳይ ዓመት ናይቲ ኣብ ኣስመራ -ፎርቶ ዝርከብ ሚኒስትሪ ዜና ብኣዘዝቲ ሰራዊት ዝተወስደ ናይ ለውጢ ተበግሶ ይ [...]

ኮሚሽን ናጽነት ኣህጉራዊ ሃይማኖታት፣ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጠንዮስ ናብ መንፈሳዊ መንበሮም ክምለሱ ጸዊዑ
Radio Erena: 21 January 2016 ብመንግስቲ ኣመሪካ ዝቖመ ኮሚሽን ብምኽንያት እቲ ብሰንበት 17 ጥሪ ተዘኪቱ ዝወዓለ ኣህጉርራዊ መዓልቲ ሃይማኖታት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ኣቡነ እንጠንዮን ብመንግስቲ ኤርትራ ካብ መንፈሳዊ መን [...]

ኤርትራ ኣብ መበል 11 ቅድድም ብሽክለታ ትሮፒካል ኣሚሶ ቦንጎ ትሳተፍ ኣላ
Radio Erena: 21 January 2016 ኤርትራ ኣብቲ ኣብ ኣፍሪቃ ዕብየቱ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ጋቦን- ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ፣ ሽዱሽተ ተቐዳደምቲ ሓቑፋ ትሳተፍ ኣላ። መበል 11 ዙር ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ፣ [...]

ተቓወምቲ የመን፣ ሓደ ኢትዮጵያዊ ዝርከቦም ሓሙሽተ ናይ ወጻኢ ወትሃደራት ከምዝማረኹ ገሊጾም
Radio Erena: 20 Januray 2015 ኣብ የመን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት፣ ተቓወምቲ ሑቲ ብውሕዱ ሓደ ኢትዮጵያዊ ዝርከቦም ሓሙሽተ ናይ ወጻኢ ሃገራት ወትሃደራት ከምዝማረኹ ይግለጽ ኣሎ። መደበር ቴሌቪዥን ኢራን ፕረስ ቲቪ፣ ንማዕከ [...]

ሶማል ኣምሳያ ናይቲ ምስ ኢራን ዝነበራ ዝምድና ምብታኻ ካብ ስዑዲ ዓረብ 50 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ረኺባ
Radio Erena: 20 Januray 2015 ሶማል ኣምሳያ ናይቲ ንስዑዲ ዓረብ ብምድጋፍ ምስ ኢራን ዝነበራ ዝምድና ምብታኻ፣ 50 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝተበርከተላ ተሓቢሩ። ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ነቲ ኣብ ሮይተርስ ሓበሬታ ዝተዘ [...]

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ወፍሪ ኣፍሪቃ ክሳተፍ ካብ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ዕድመ ቀሪብሉ
Radio Erena: 19 Januray 2016 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ወፍሪ ሃገራት ኣፍሪቃ ንኽስታፈ ካብ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደል ፈታሕ ኣል ሲሲ ዕድመ ቀሪብሉ። ኣብቲ 20 ለካቲት 2016 ኣብ [...]

ጅቡቲ ምስ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ተወሳኺ ስምምዕ ክትክትም’ያ
Radio Erena: 19 Januray 2016 ጅቡትን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ጸጥታ ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእለን ስምምዕ ክኽትማ ምዃነን ተገሊጹ። እዘን ሃገራት ኣብዚ ቀረባ እዋን ድሕሪ ዝኽትምኦ ሓድሽ ናይ ጸጥታ ስምምዕ፣ ኣብ ወትሃደራዊን ፖለቲ [...]

ን15 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኣስራት፣ ንተባዓት ጸሓፍቲ ዝወሃብ ሽልማት ፔን ኦክስፋም ተዓዊቱ
Radio Erena: 18 Januray 2016 ካብ መስከረም 2001 ኣትሒዙ ኣብ ኤርትራ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብ ኤርትራዊ ጋዜጠኛን ገጣማይን ኣማኑኤል ኣስራት፣ ንተባዓት ጸሓፍቲ ዝወሃብ ሽልማት ፔን ኦክስፋም ተዓዊቱ። ዋና ኣሰናዳኢ ጋ [...]

ዋሕዲ ባጤራ ናቕፋ፣ ንናይ ወጻኢ ሸርፊ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ብፍርቂ ኣጉዲልዎ
Radio Erena: 18 Januray 2016 ኣብ ኤርትራ ተራእዩ ዘሎ ዋሕዲ ባጤራ ናቕፋ፣ ንዕዳጋታት ናብ ትሕቱ ደረጃ ከምዝወርድ ጌርዎ ምህላዉ ተገሊጹ። ባጤራ ናቕፋ ድሕሪ ምቕያሩ፣ ህዝቢ ዝነበሮ ብዝሒ ገንዘብ ከም ድላዩ ከንቐሳቕስ ብ [...]