Category: ዜና ኤርትራ

ቀጠራውያን ኣውፈርቲ ናብ ወደብ ጅቡቲ ከቋምቱ ካብ ፕረዚደንት ጅቡቲ ጻውዒት ይቐርበሎም
Radio Erena: 04 March 2016 ቀጠራውያን ኣውፈርቲ ናብ ወደብ ጅቡቲ ከቋምቱ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ጉለ ጸዊዑ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ28ን ከምኡ ድማ 29 ለካቲት ኣብ ቀጠር ድሕሪ ዘካየዶ ወግዓዊ ምብጻሕ፣ ብዘይካ'ቲ ምስ [...]

መራሕቲ ጅቡትን ቀጠርን ኣብ ጉዳይ ኤርትራ፣ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ጸጥታ የመንን ዘትዮም
Radio Erena: 03-03-16 ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለን ኣሚር ቀጠር ሸኽ ታሚም ቢን ሓማድ ኣል ታኒን ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ጸጥታ የመንን ዘትዮም። ፕረዚደንት ጉለ፣ ኣሚር ቀጠር ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረ [...]

ተቓውሞ ህዝቢ ኦሮሞ ይቕጽል፣ ክልተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ናይቲ ክልል ካብ ስልጣኖም ይስጎጉ
Radio Erena: 03-03-16 ተቓውሞ ህዝቢ ኦሮሞ ብዝልዓለ መልክዑ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ምስኡ ብዝተሓሓዝ ንኽልተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ካብ መዝነቶም ተሰጕጎም እቶም ካብ መዝነቶም ተሰጕጎም ዘለው ላዕለዎት ሰበ ስልጣን፣ ኣካያ [...]

10 ተሓጋገዝቲ ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ብምጥፍፋእ 15 ሚልዮን ዶላር ተኸሲሶም
Radio Erena: 03-03-16 10 ኣባላት ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን 15 ሚልዮን ዶላር ብምጥፍፋን ብምስናዕ ገንዘብን ተኸሲሶም። ብዘይካ'ቶም ተሓጋጋገዝቲ ፕረዚደንት ሳልቫኪር ምዃኖም ዝትየገልጹኡ 10 ሰባት፣ ካብ ማእከላይ [...]

መንግስቲ ኤርትራ ክኽተሎ ዝጸንሐ ዕጹው ዲፕሎማሲ ናብ ተነጽሎ ስለዘውደቆ፣ መዓጹታቱ ከርሑ ከምዝተገደደ ተገሊጹ
Radio Erena: 02 March 2016 መንግስቲ ኤርትራ ክኽተሎ ዝጸንሐ ኣካይዳ ናብ ተነጽሎ ስለዘውደቖ፣ ሓድሽ ዲፕሎማስያዊ ተበግሶ ይወስድ ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብ ኤርትራ ካብ ዝርከቡ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማሰኛታት ሓደ ንሮይተርስ ኣብ ዝሃ [...]

“ኤርትራ፣ ኣምሳያ ናይቲ ንስዑዲን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን እትህበን ዘላ ሎጂስቲካዊ መሳለጥያታት ዝረኸበቶ ነገረ የለን፣” ሚ/ጉ/ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ
Radio Erena: 02 March 2016 መንግስቲ ኤርትራ ኣምሳያ ናይቲ ንስዑዲን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣብ ወደብ ዓሰብ ዝህቦም ዘሎ ሎጂስቲካዊ መሳለጥያታት፣ ዝኾነ ሓገዝ ከምዘይተዋህቦ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳ [...]

ኣብ ሓይሎ ከባቢታት ኤርትራ፣ ህጻናት ብዋሕዲ መኣዛዊ መግቢ ይጥቕዑ
Radio Erena: 01 March 2016 ኣብ ኤርትራ ሓይሎ ከባቢታት፣ ህጻናትን ቆልዑን ብዋሕዲ መኣዛዊ መግብታት ይሳቐዩን ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብ ገለ ከባቢታት'ውን ምስ ዋሕዲ መኣዛዊ መግብታት ብዝተሓሓዝ ህይወቶ [...]

“ወከልቲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ሃ ናብ ቤት ማእሰርቲ ሰምበል ክበጽሑ ፈቒድና፣” ሚ/ጉ/ ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ
Radio Erena: 01 March 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኩነታት እሱራት ንምዕዛብ፣ ወከልቲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኣስመራ ናብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ሰምበል ክበጽሑ ከምዝፈቐደ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስ [...]

“ሓድሽ ናቕፋ ምሕታም ዘድለየ፣ ንጸሊም ዕዳጋን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብን ንምርካብ’ዩ፣” ሚ/ፋይናንስ ኣቶ ብርሃነ ሃብተማርያም
Radio Erena: 29 February 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ ሓድሽ ናቕፋ ከሕትም ዝደለየሉ ምኽንያት፣ ንጸሊም ዕዳጋን ኣብ ከም በዓል ሱዳን ዝኣመሰላ ሃገራት ንዝርከቡ ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብን ንምርካብ ምዃኑ ሚኒስተር ፋይናንስ ኣቶ ብ [...]

ኣብ ከባቢ ሑመራ ተዋፊሮም ዝነበሩ ኣባላት ፈደራላዊ ፖሊስ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከምዝሰገሩ ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena: 29 February 2016 ኢትዮጵያ፣ "ኣብ ክልል ኦሮምያ ተጓሃሂሩ ዘሎ ተቓውሞ ህዝቢ ብሰንኪ ምትእትታው መንግስቲ ኤርትራ'ዩ፣" ኢላ ኣብ እትኸሰሉ ዘላ እዋን፣ ብርክት ዝበሉ ኣባላት ፈደራላዊ ፖሊስ እታ ሃገር ብመን [...]