Category: ዜና ኤርትራ

UPDATED: ኤርትራ፣ ኣብዚ 20 ዓመታት ንኻልኣይ እዋና ኣብ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ብደረጃ ሚኒስተር ተሳቲፋ
Radio Erena: 18 July 2016 ኤርትራ፣ ኣብዚ 20 ዓመታት ኣብ ስሩዕ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ንኻልኣይ እዋና ብደረጃ ሚኒስተር ተሳቲፋ። ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ኣብቲ [...]

“ወርሓዊ ደሞዝ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ካብ 130 ክሳብ 300 ዶላር ክብ ኢሉ፣” ኣቶ ሓጎስ ገብረህይወት
Radio Erena: 18 July 2016 ወርሓዊ ደሞዝ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ካብ 130 ክሳብ 300 ዶላር ክብ ከምዝበለ ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ ሓጎስ ገብረህይወት ገሊጹ። እቲ በዓል ስልጣን ህግደፍ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዘካየ [...]

ብስለያ ዝተኸሰሱ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ንማእሰርቲ ተፈሪዶም
Radio Erena: 18 July 2016 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ወትሃደራዊ ምስጢራት ብምስግጋር ዝኸሰሶም ሓሙሽተ ኤርትራውያንን ኣርባዕተ ዜጋታቱን ካብ 4 ዓመትን መንፈቕን ክሳብ 3 ዓመት ክእሰሩ ተፈሪዶም። እቶም ንማእሰርቲ ተፈሪዶም ዘለዎ [...]

ኣስመራ ኣብ መዝገብ ውርሻታት ዓለም ክትሰፍር’ያ
Radio Erena: 15 July 2016 ከተማ ኣስመራ ኣብ መዝገብ ውርሻታት ዓለምUNESCO ክትሰፍር ከምእትኽል ተሓቢሩ። እዚ ዝተሓበረ ካብ 10 ክሳብ 20 ሓምለ ኣብ ቱርኪ፣ ከተማ ኢስታምቡል ኣብ ዝጋባእ ዘሎ መበል 40 ዋዕላ ኮሚተ [...]

ኣሚር ቀጠረን ፕረዚደንት ቻድን ናብ ዳርፉር ከምርሑ’ዮም
Radio Erena: 15 July 2016 ኣሚር ቀጠር ሸኽ ሓማድ ቢን ከሊፋ ኣልታኒ፣ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ዳርፉር ምብጻሕ ክፍጽም'ዩ። ምስ ኣሚር ቀጠር ፕረዚደንት ቻድ ኢድሪስ ደቢ'ውን ናብ ዳርፉር ምብጻሕ ክፍጽም ትጽቢት ከምዘሎ ማዕከናት [...]

ኣብ ጎንደር ገና ወጥሪ ሰፊኑ ከምዘሎ ይግለጽ
Radio Erena: 15 July 2016 ኣብ ማእከል ጎንደር፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት ጸጥታን ህዝብን ብዝተወልዐ ግጭት ሓያሎ ሰባት ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተኡ ምንጭታት ዜና ካብ ኢትዮጵያ ሓቢረን። እቲ ብ12 ሓምለ ዝተወልዐ ግጭት፣ ካብ ክልል [...]

መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ብሰንኪ ተደጋጋሚ ምድንጓያት፣ ናይ ኣስመራ-ግብጺ በረራታቱ ንግዜኡ ደው ከብል ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena: 13 July 2016 ኣብ ግብጺ ተደጋጋሚ ምድንጓያት ኣጋጢምዎ ዝርከብ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ብሰንኪ ዘዋህለሉ ዕዳ፣ ካብ ኣስመራ ናብ ካይሮ ዘካይዶ ዝነብረ በረራታት ንግዜኡ ደው ከብል ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ። መንገዲ ኣ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ማእከል ጎንደር ዝተጎሃሃረ ግጭት ንክልላት ትግራይን ኣምሓራን ኣሰሓሒቡ
Radio Erena: 13 July 2016 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ማእከል ጎንደር ብዝተጎሃሃረ ግጭት ንክልላት ትግራይን ኣምሓራን ኣሰሓሒቡ ከምዘሎ ምንጭታት ዜና ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ምንጭታት ዜና ካብታ ሃገር ዝህቦ ዘለዉ መብርሂ፣ ካብ ክልል [...]

ሱዳን፣ ግፋ ስደተኛታት ኤርትራ ይቕጽል
Radio Erena: 13 July 2016 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ኣብ ካርቱምን ከባቢኣን ኣብ ልዕሊ ዝነብሩ ስደተኛታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጀመረዎ ግፋ ብጻዕቒ ይቕጽልዎ ኣለው። ብፍላይ ኣብቲ ኤርትራውያን ብብዝሒ ዝርከብሉ ከባቢታት ካርቱ [...]

ካብ ካይሮ ናብ ኣስመራ ብመንገዲ ኣየር ኤርትራ ዝተበገሱ ገያሹ ይደናጎዩ
Radio Erena: 13 July 2016 መንገዲ ኣየር ኤርትራ ኣጋጢምዎ ብዘሎ ጸገማት ኣብቲ ካብን ናብን ኣስመራ-ካይሮ ዝግበር በረራታቱ'ውን ምድንጓያት ተራእዩ ከምዘሎ ተሓቢሩ። በቲ መንግዲ ኣየር ካብ ግብጺ ናብ ኣስመራ ዝተበገሱ ገያሹ [...]