Category: ዜና ኤርትራ

‘ንዝመጽእ 4 ዓመታት ምጥያስ ሰራዊት የለን’’ መንግስቲ ኤርትራ
Radio Erena: 20 January 2019 ኣባላት ሰራዊት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፣ ንዝመጽእ ኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ማእቶት ክሳተፉ ምዃኖም ከምዝተሓበሮም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብቲ ኣብ በበይኑ እዋን ዝካየድ ዘሎ ኣኼባታት [...]

ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ስደተኛታት ናይ ስራሕን ብናጻ ናይ ምንቅስቓስን መሰሎም ክሕሎ ዝድግፍ ኣዋጅ ኣጽዲቑ
Radio Erena: 18 January 2019 ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ስደተኛታት ናይ ስራሕን ብናጻ ናይ ምንቅስቓስን መሰሎም ክሕሎ ዝድግፍ ኣዋጅ ብዓብላሊ ድምጺ ኣጽዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ፣ ትማሊ ሓሙስ 17 ጥሪ፣ ኣብ ዘካየ [...]

ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሕጋዊ ንግዳዊ ምልልስ ዝካየደሉ ኣርባዕተ ነቑጣታት ክኽፈት’ዩ
Radio Erena: 16 January 2019 ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሕጋዊ ንግዳዊ ምልልስ ዝካየደሉ ኣርባዕተ ነቑጣታት ክኽፈት ምዃኑ ኮርፐረሽን ፈወነ ኢትዮጵያ ንኮሚሽን ግምሩኽ ብምጥቃስ ሓቢሩ። ብመሰረት ሓበሬታ፣ ኣብ መንጎ ክል [...]
ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተወ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ብናጻ ኣካል ዝተማእከለ ሓድሽ ስምምዕ ይጠልብ
Radio Erena: 15 January 2019 ኣብ ኣስመራ ድሕሪ ዝተኻየደ ስምምዕ፣ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተወ ዝተሓበረ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ብናጻ ኣካል ዝተማእከለ ሓድሽ ስምምዕ ከምዘድሊ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ብኦነግ- ሸኔ [...]

የመን፣ እሱራት ዝጸዓነት መርከብ ናብ ወደብ ዓሰብ ከምዝኣተወት ተሓቢሩ
Radio Erena: 14 January 2019 ካብ የመን ዝተበግሱ፣ ቁጽሮም ብልዕሊ ዘይተነጸረ እሱራት ዝጸዓነት መርከብ፣ ናብ ወደብ ዓሰብ ከምዝኣተወት ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም እሱራት፣ የመናውያን ይኹን ኣብ የመን ተኣስሮም [...]
ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ሓደ ካብ’ቶም ናብ ዝወሓደ ሃገራት ዓለም ዘንቀሳቕስ ተባሂሉ ኣብ ታሕተዋይ ደረጃ ተሰሪዑ
Radio Erena: 13 January 2019 ፓስፖርት ናይ ኤርትራ ሓደ ካብ’ቶም ናብ ዝወሓደ ሃገራት ዓለም ዘንቀሳቕስ ተባሂሉ ኣብ ታሕተዋይ ደረጃ ተሰሪዑ። ሀንሊ ፓስፖርት ኢንደክስ ኣብ ናይ 2019 ዘውጸኦ ሓድሽ ሕታሙ፣ ብደረጃ ዓለም [...]

ቀ/ሚ ኣየርላንድ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ በጺሑ
Radio Erena: 13 January 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር ኣየርላንድ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራ በጺሑ። ሊዮ ቫራድካር ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሳልስቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣብ ዘካየደሉ ኣብ [...]

ኤርትራ፣ ንሰበ ስልጣንን ካልኦትን ኣብ ካርቱም ዝወሃብ ዝነበረ ሕክምና ናብ ኢትዮጵያ ንምስግጋሩ ይስርሓሉ
Radio Erena: 09 January 2019 ንሕክምና ናብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም ክኸዱ ዝጸንሑ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራን ካልኦትን፣ ናብ ኢትዮጵያ ንምስግጋሩ ይስርሓሉ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣቐዲሙ፣ እቲ [...]
ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዘራኽብ ዶብ ኦምሓጀር – ሑመራ ተኸፊቱ
Radio Erena: 08 January 2019 ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዘራኽብ ዶብ ኦምሓጀር- ሑመራ ብ7 ጥሪ ተኸፊቱ። ነቲ ዕጹው ኮይኑ ዝጸንሐ ዶብ፣ ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን [...]
ብሰንኪ ምትእትታው ህግደፍ፣ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ንሳልሳይ ዓመታ ብዘይ ፓትርያርክ ትምራሕ ኣላ
Radio Erena: 08 January 2019 ድሕሪ ሞት ናይቶም ብህግደፍ ዝተሓርዩ ፓትርያርክ ኣቡነ ድዮስቆሮስ ኣብ ታሕሳስ 2015፣ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ብዘይ ፓትርያርክ ትምራሕ ኣላ። ሕጋዊ ፓትርያርክ እታ ቤተ [...]