Category: ዜና ኤርትራ

1 262 263 264 265 266 643 2640 / 6430
ኤርትራን ናሚብያን፣ መጻረዩ ግጥም ዋንጫ ዓለም 2022፣ ጽባሕ ኣብ ኣስመራ ከካይዳ’የን

ኤርትራን ናሚብያን፣ መጻረዩ ግጥም ዋንጫ ዓለም 2022፣ ጽባሕ ኣብ ኣስመራ ከካይዳ’የን

Radio Erena: 03 September 2019 ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ መጻረዩ ናይቲ ኣብ 2022 ኣብ ቀጠር ዝካየድ ዋንጫ ዓለም፣ ጽባሕ 4 መስከረም ምስ ናሚብያ ፈላሚ ግጥም ከተካይድ'ያ። ክልተ ፕሮፌሽናል [...]
ሃገራዊ ደሞክራስያዊ ባይቶ ኣብ ስቶክሆልም ቤት ጽሕፈት ከፊቱ

ሃገራዊ ደሞክራስያዊ ባይቶ ኣብ ስቶክሆልም ቤት ጽሕፈት ከፊቱ

Radio Erena: 03 September 2019 ጽላል ዝተፈላለያ ፖለቲካውያን ውድባት ኤርትራ ዝኾነ፣ ሃገራዊ ደሞክራስያዊ ባይቶ ፈላሚ ቤት ጽሕፈቱ፣ ብቀዳም 31 ነሓሰ ኣብ ስቶኮልም ከፊቱ። ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ፣ ድሕሪ ሸሞንተ [...]
ምዕጢር፣ “ካብ ማእሰርቲ ክሃድሙ ፈቲኖም” ኣብ ልዕሊ ዝተባህሉ መንእሰያት ብዝተኸፍተ ቶዅሲ ሓያሎ ግዳያት  ሞትን መቑሰልትን ኮይኖም

ምዕጢር፣ “ካብ ማእሰርቲ ክሃድሙ ፈቲኖም” ኣብ ልዕሊ ዝተባህሉ መንእሰያት ብዝተኸፍተ ቶዅሲ ሓያሎ ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ኮይኖም

Radio Erena: 02 September 2019 ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ፣ ካብ ቤት ማእሰርቲ ምዕጢር ክሃድሙ ኣብ ልዕሊ ዝፈተኑ 30 ዝኾኑ መንእሰያት፣ ኣብ ሓለዋ ዝነበሩ ኣባላት ሰራዊት ብዝፈትዎ ቶዅሲ፣ ሓያሎ ግዳያት ሞትን መ [...]
ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር

ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር

Radio Erena: 01 September 2019 ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ። ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ብፍላይ ነዛ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ፍሉ [...]
ኣብ ጂቡቲ ተቐዪዶም ዝጸንሑ 19 ኤርትራውያን ምሩኻት ኲናት፣ ናብ ካናዳ ተጣዪሶም

ኣብ ጂቡቲ ተቐዪዶም ዝጸንሑ 19 ኤርትራውያን ምሩኻት ኲናት፣ ናብ ካናዳ ተጣዪሶም

Radio Erena: 01 September 2019 ኣብ ጂቡቲ ተቐዪዶም ዝጸንሑ 19 ኤርትራውያን ምሩኻት ኲናት፣ ናብ ካናዳ ተጣዪሶም። እቶም ኣብ ወርሒ ግንቦት 2008 ኣብ ከባቢ ራስ ዱሜራ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጂቡቲን ኣብ ዝተኻየደ ኲና [...]
ሆላንድ፣ ነፍሰጾር በዓልቲ ቤቱ “ዝቐተለ” ኤርትራዊ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ

ሆላንድ፣ ነፍሰጾር በዓልቲ ቤቱ “ዝቐተለ” ኤርትራዊ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ

Radio Erena: 30 August 2019 ኣብ ሆላንድ፣ ዞባ ግሮኒንገን ኣብ እትርከብ ንእሽቶ ከተማ ሊንስ ዝነብር ኤርትራዊ፣ በዓልቲ ቤቱን ኣብ ማህጸና ዝነበረ ዕሸልን ብምቕታሉ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ። እቲ ኣብ ክሊ ዕድመ 3 [...]
በዓልቲ ቤቱ ንሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ተፈቲሓ

በዓልቲ ቤቱ ንሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ተፈቲሓ

Radio Erena: 28 August 2019 በዓልቲ ቤቱ ንሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ከምዝተፈትሐት ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። ወ/ሮ ኣልማዝ ሃብተማርያም፣ ኣብ ወርሒ ጥሪ 2018'ያ ምኽንያቱ ብዘይተፈልጠ [...]
ዳላስ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ብሚኒስተር ፍትሒ ወ/ሮ ፎውዝያ ሓሺም ንዝተኻየደ ሰሚናር ዓብሊሎም

ዳላስ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ብሚኒስተር ፍትሒ ወ/ሮ ፎውዝያ ሓሺም ንዝተኻየደ ሰሚናር ዓብሊሎም

Radio Erena: 26 August 2019 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ዳላስ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቶ ፍትሒ፣ ብሚኒስተር ፍትሒ ወ/ሮ ፎውዝያ ሓሽም ንዝተኻየደ ሰሚናር ዓብሊሎም። እቶም ኤርትራውያን፣ ኣብዚ ሳልስቲ [...]
ዋዕላ “ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን” ተኻይዱ

ዋዕላ “ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን” ተኻይዱ

Radio Erena: 25 August 2019 ብስም "ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን" ዝተወደበ ዋዕላ ደለይቲ ፍትሒ፣ ካብ 23 ክሳብ 25 ነሓሰ፣ ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ፍራንክፈርት ተኻይዱ። ዕላማኡ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ [...]
ወኪል ኤርትራ ምስ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ሱዳን ርክብ ኣካዪዱ

ወኪል ኤርትራ ምስ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ሱዳን ርክብ ኣካዪዱ

Radio Erena: 25 August 2019 ኣብ ጽምብል ስምምዕ ሰላም ሱዳን ወከልቱ ዘይለኣኸ መንግስቲ ኤርትራ፣ ምስ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ’ታ ሃገር ርክብ ኣካዪዱ። ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ፣ ናብ [...]
1 262 263 264 265 266 643 2640 / 6430